Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 191 192 193 194 195 366 1930 / 3660
ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ፣ ንኢትዮጵያ ዝኣተዎ ናይ 2.9 ቢልዮን ዶላር መብጽዓ፣ ዝተረፈ ክፋሉ ንኸረክባ ናይ ፖሊሲ ምትዕርራይ ክትገብር ሓቲቱ

ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ፣ ንኢትዮጵያ ዝኣተዎ ናይ 2.9 ቢልዮን ዶላር መብጽዓ፣ ዝተረፈ ክፋሉ ንኸረክባ ናይ ፖሊሲ ምትዕርራይ ክትገብር ሓቲቱ

Radio Erena: 25 February 2021 ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ፣ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ካብ 2019 ኣትሒዙ፣ በብእዋኑ ከለቀሖ ካብ ዝወሰነ 2.9 ቢልዮን ዶላር፣ ነቲ ዝተረፈ፣ ከሰጋግረሉ እንተኾይኑ፣ ምስ ዘሎ ኩነታት ዝኸይድ [...]
ጀርመን፣ ኣባል ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ሶርያ ዝነበረ ሓታቲ ዑቕባ፣ ኣብ ሃገሩ ብዝፈጸሞ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ልዕሊ 4 ዓመታት ክእሰር ተፈሪዱ

ጀርመን፣ ኣባል ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ሶርያ ዝነበረ ሓታቲ ዑቕባ፣ ኣብ ሃገሩ ብዝፈጸሞ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ልዕሊ 4 ዓመታት ክእሰር ተፈሪዱ

Radio Erena: 25 February 2021 ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ጀርመን፣ ዒያድ ንዝተባህለ፣ ኣባል ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ሶርያ ንዝነበረ ሓታቲ ዑቕባ፣ ኣብ ሃገሩ ብዝፈጸሞ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ንኣርባዕተ ዓመትን መንፈቕን [...]
ቤት ምኽሪ ጉዳያት ወጻኢ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናብ ትግራይ፣ ሰብኣዊ ሓገዛት ብህጹጽ ክኣቱ ተሰማሚዑ

ቤት ምኽሪ ጉዳያት ወጻኢ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናብ ትግራይ፣ ሰብኣዊ ሓገዛት ብህጹጽ ክኣቱ ተሰማሚዑ

Radio Erena: 24 February 2021 ቤት ምኽሪ ጉዳያት ወጻኢ ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናብ ትግራይ፣ ሰብኣዊ ሓገዝ ብህጹጽ ክኣቱ ከምዘለዎ ኣስሚርሉ። እቲ ቤት ምኽሪ፣ ብ22 ለካቲት፣ ኣብ ቤልጁም፣ ከተማ ብራስለ [...]
ሰራዊት ጂቡቲ፣ ፈረንሳን ኣመሪካን፣ ኣብ ምክልኻል ስርሰራ ሓበሬታ ሓባራዊ ልምምድ ኣካይዶም

ሰራዊት ጂቡቲ፣ ፈረንሳን ኣመሪካን፣ ኣብ ምክልኻል ስርሰራ ሓበሬታ ሓባራዊ ልምምድ ኣካይዶም

Radio Erena: 24 February 2021 ሰራዊት ጂቡቲ፣ ፈረንሳን ኣመሪካን፣ ኣብ ድሕነት፣ ምዕቃብን ምትሕልላፍን ውሑስ ሓበሬታ ዘተኮረ ሓባራዊ ልምምድ ኣካይዶም። እቲ ኣብ ጂቡቲ ዝተኻየደ ናይ ኣርባዕተ መዓልታት ልም [...]
“ኢትዮጵያ፡ ንሱዳን ምንሻዋ ይቕረ ዘይብሃሎ’ዩ” ሚ/ጉ/ወጻኢ ሱዳን

“ኢትዮጵያ፡ ንሱዳን ምንሻዋ ይቕረ ዘይብሃሎ’ዩ” ሚ/ጉ/ወጻኢ ሱዳን

Radio Erena: 23 February 2021 ኢትዮጵያ፡ ምስ ሱዳን ተፈጢሩ ንዘሎ ኩነታት ተጋድድ ከምዘላ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ወቒሱ። እቲ ሚኒስትሪ፡ ኣብዚ ሳልስቲ' ዚ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ሱዳን፣ ንረብሓ ግብ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተፈጢሩ ብዘሎ ቅልውላው፣ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ክትምዝዝ’ያ ተባሂሉ

ኣመሪካ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተፈጢሩ ብዘሎ ቅልውላው፣ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ክትምዝዝ’ያ ተባሂሉ

Radio Erena: 22 February 2021 ምምሕዳር ባይደን፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተፈጢሩ ብዘሎ ቅልውላው፣ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ክምዝዝ ምዃኑ ዲፕሎማሰኛታት ገሊጾም። እቲ ፍሉይ ልኡኽ፣ ብፍላይ ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ [...]
ሃገራዊ ባንኪ ሱዳን፣ ሸርፊ ባጤራ ብልዕሊ 600% ኣዛይዱ

ሃገራዊ ባንኪ ሱዳን፣ ሸርፊ ባጤራ ብልዕሊ 600% ኣዛይዱ

Radio Erena: 21 February 2021 ሃገራዊ ባንክ ሱዳን፣ መጠን ሸርፊ ፓውንድ እት ሃገር ብልዕሊ 600% ከምዘዛየዶ ኣፍሊጡ። በዚ መሰረት፣ ኣቐዲሙ ንሓደ ዶላር 55 ፓንውድ ሱዳን ዝሽረፍ ዝነበረ፣ በዚ ሓድሽ ኣ [...]
”ኢትዮጵያ፣ ንዶባዊ ወጥሪ ብዝምልከት ዝሃበቶ መግለጺ መስመሩ ዝሰሓተ’ዩ” ሚ.ጉ.ወ. ሱዳን

”ኢትዮጵያ፣ ንዶባዊ ወጥሪ ብዝምልከት ዝሃበቶ መግለጺ መስመሩ ዝሰሓተ’ዩ” ሚ.ጉ.ወ. ሱዳን

Radio Erena: 21 February 2021 ኢትዮጵያ፣ ንዶባዊ ወጥሪ ብዝምልከት ዝሃበቶ መግለጺ መስመሩ ዝሰሓተ’ዩ ክትብል ሱዳን ገሊጻ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ብቀዳም 20 ለካቲት ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ‘ሱዳን ንሳልሳይ [...]
ቱርኪ፣ ንሱዳንን ኢትዮጵያን ንምቅርራብ ተበግሶ እንተወሲዳ ኢትዮጵያ ከምእትቕበሎ ኣፍሊጣ

ቱርኪ፣ ንሱዳንን ኢትዮጵያን ንምቅርራብ ተበግሶ እንተወሲዳ ኢትዮጵያ ከምእትቕበሎ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 19 February 2021 ኢትዮጵያ ምስ ሱዳን ንዘለዋ ምስሕሓብ ንምፍታሕ ብቱርኪ ንዝቐርብ ተበግሶ ሽምግልና ከምእትቕበል ኣፍሊጣ። ቱርኪ ምስ ሱዳንን ኢትዮጵያን ጽቡቕ ዝምድና ስለዘለዋ፣ ንሽምግልና እማ [...]
ባይቶ ጸጥታ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ብህጹጽ ክኣቱ፣ ፕረዚደንት ርዋንዳ ጸዊዑ

ባይቶ ጸጥታ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ብህጹጽ ክኣቱ፣ ፕረዚደንት ርዋንዳ ጸዊዑ

Radio Erena: 18 February 2021 ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ብህጹጽ ክኣቱ፣ ፕረዚደንት ርዋንዳ ፖል ካጋመ ጸዊዑ። እቲ ፕረዚደንት ነዚ ጻውዒት ዘቕረበ፣ ብ3 ለካቲት ምስ ትካላት መጽናዕቲ ኣብ [...]
1 191 192 193 194 195 366 1930 / 3660