Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 189 190 191 192 193 366 1910 / 3658
ሱዳን፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሰሓሕባ ዘሎ ጉዳይ ምህናጽ ዲጋ ተሃድሶ፣ ንሽምግልና ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ከምእትቕበል ኣፍሊጣ

ሱዳን፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሰሓሕባ ዘሎ ጉዳይ ምህናጽ ዲጋ ተሃድሶ፣ ንሽምግልና ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ከምእትቕበል ኣፍሊጣ

Radio Erena: 25 March 2021 ሱዳን፣ ብዛዕባ'ቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘሰሓሕባ ዘሎ ጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይልን ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ተሃድሶን፣ ብሕቡራት ኢማራት ዓረብ ንዝቐረበ ናይ ሽምግልና ተበግሶ ከምእትቕበል ኣፍሊጣ። [...]
ኣብ ኮንጎ -ብራዛቪል፣ ን36 ዓመታት ዝመርሐ ፕረዚደንት፣ ንተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ስልጣን ንምቕጻል፣ ኣብ ምርጫ ከምዝተዓወተ ተገሊጹ

ኣብ ኮንጎ -ብራዛቪል፣ ን36 ዓመታት ዝመርሐ ፕረዚደንት፣ ንተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ስልጣን ንምቕጻል፣ ኣብ ምርጫ ከምዝተዓወተ ተገሊጹ

Radio Erena: 25 March 2021 ኣብ ሪፖብሊክ ኮንጎ፣ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ፣ ን36 ዓመታት ነታ ሃገር ዝመርሐ ፕረዚደንት ደኒ ሳሱ ንጌሶ፣ ንተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ስልጣን ንምጽናሕ ንራብዓይ እዋኑ ከምዝተዓወተ ተሓቢሩ። [...]
ግብጺ ንኣጠቓቕማ ፈለግ ናይል ብዝምልከት ምስ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፍሉይ ርክብ ኣካዪዳ

ግብጺ ንኣጠቓቕማ ፈለግ ናይል ብዝምልከት ምስ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፍሉይ ርክብ ኣካዪዳ

Radio Erena: 07 March 2021 ግብጺ ንኣጠቓቕማ ፈለግ ናይል ብዝምልከት ምስ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፍሉይ ርክብ ኣካዪዳ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ሳምሕ ሹክሪ ምስ ኣቦ ወንበር ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶኒዮ ጉተረዝ [...]
ሱዳን ብፈደራላዊ ስርዓት ዝመሓደር መንግስቲ ከተቕውም ምዃና ኣፍሊጣ

ሱዳን ብፈደራላዊ ስርዓት ዝመሓደር መንግስቲ ከተቕውም ምዃና ኣፍሊጣ

Radio Erena: 07 March 2021 ሱዳን ብፈደራላዊ ስርዓት ዝመሓደር መንግስቲ ከተቕውም ምዃና ኣፍሊጣ። ኣቦ ወንበር መሰጋገሪ ቆንስል’ታ ሃገር ዓብደል ፈታሕ ኣል-ቡርሃን ብ4 መጋቢት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ፈደራላዊ መንግስቲ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ ኢትዮጵያ ንዝርከብ ‘ግዝኣተይ’ ንዝበለቶ ናይ መወዳእታ ቦታ ንምቁጽጻር መጥቃዕቲ ምቕጻላ ተገሊጹ

ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ ኢትዮጵያ ንዝርከብ ‘ግዝኣተይ’ ንዝበለቶ ናይ መወዳእታ ቦታ ንምቁጽጻር መጥቃዕቲ ምቕጻላ ተገሊጹ

Radio Erena: 04 March 2021 ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ዞባ ኣልፋሺጋ ንዝርከብ፣ ባርካት ዝተባህለ ከባቢ ካብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ንምምንዛዕ፣ መጥቃዕታት ይቕጽል ምህላዉ ተሓቢሩ። እቲ ሰራዊት፣ ነቲ 'ናይ መወዳእታ ኣብ [...]
ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ዝተወልዐ ግጭት እናዓረገ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፣ ፕረዚደንት ግብጺ ናብ ካርቱም ክበጽሕ’ዩ

ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ዝተወልዐ ግጭት እናዓረገ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፣ ፕረዚደንት ግብጺ ናብ ካርቱም ክበጽሕ’ዩ

Radio Erena: 03 March 2021 ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ዝተወልዐ ዶባዊ ግጭት እናዓረገ ኣብ ዝመጽኣሉ ዘሎ እዋን፣ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ፣ ናብ ካርቱም ክበጽሕ'ዩ። እቲ ፕረዚደንት ኣብዚ ቀረባ [...]
ትግራይ፣ ጋዜጠኛታትን ተርጎምቲ ናይ ወጻኢ ሜድያን ይእሰሩ

ትግራይ፣ ጋዜጠኛታትን ተርጎምቲ ናይ ወጻኢ ሜድያን ይእሰሩ

Radio Erena: 03 March 2021 ኣብ ትግራይ፣ ምስ ዝተፈላለየ ኣህጉራውያን ሜድያታት፣ ከም ጋዜጠኛታትን ተርጎምትን ኮይኖም ክሰርሑ ዝጸንሑ ብውሕዱ ኣርባዕተ ሰባት ከምዝተኣስሩ ኮሚተ ምጥባቕ ጋዜጠኛታት ገሊጹ። እቲ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ናብ የመን ደሴት ሰኮትራ ወትሃደራውያን መኮንናት ተዋፍር ምህላዋ ተገሊጹ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ናብ የመን ደሴት ሰኮትራ ወትሃደራውያን መኮንናት ተዋፍር ምህላዋ ተገሊጹ

Radio Erena: 03 March 2021 ኣብ ወደብ ዓሰብ ካብ ዝነበራ መዓስከር ትስሕብ ከምዘላ እትግለጽ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ተወሰኽቲ ወትሃደራውያን መኮንናት ናብ ደሴት ሰኮትራ ናይ የመን ተዋፍር ምህላዋ ተፈሊጡ። ሕ [...]
ኣብ ፈረንሳ ዘቕረቦ ሕቶ ዑቕባ ዝተነጽገ ሱዳናዊ፣ ንሓላፊ ኢሚግሬሽን ብካራ ቀቲሉ

ኣብ ፈረንሳ ዘቕረቦ ሕቶ ዑቕባ ዝተነጽገ ሱዳናዊ፣ ንሓላፊ ኢሚግሬሽን ብካራ ቀቲሉ

Radio Erena: 03 March 2021 ኣብ ፈረንሳ ዘቕረቦ ሕቶ ዑቕባ ዝተነጽገ ሱዳናዊ፣ ንመኮነን ኢምግሬሽን ከምዝቐተለ ማዕከናት ዜና ፈረንሳ ኣቃሊሐን። እቲ ወዲ 38 ዓመት ምዃኑ ዝተገልጸ ሱዳናዊ ሓታቲ ዑቕባ፣ ዘቕረ [...]
ሱዳንን ግብጽን፣ ተወሳኺ ወትሃደራዊ ስምምዕ ከቲመን

ሱዳንን ግብጽን፣ ተወሳኺ ወትሃደራዊ ስምምዕ ከቲመን

Radio Erena: 02 March 2021 ሱዳንን ግብጽን ተወሳኺ ወትሃደራዊ ስምምዓት ከምዝኸተማ ማዕከናት ዜና ክልቲኤን ሃገራት ኣፍሊጠን። ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት፣ ጀነራል መሓመድ ፋሪድ ዝመርሖ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ [...]
1 189 190 191 192 193 366 1910 / 3658