Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 188 189 190 191 192 390 1900 / 3894
መንግስቲ ኢትዮጵያ ናይ መግቢ ረዲኤት ናብ ትግራይ ንኸይባጻሕ ዕንቅፋት ፈጢሩ ንዝብል ክሲ ነጺጉ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ናይ መግቢ ረዲኤት ናብ ትግራይ ንኸይባጻሕ ዕንቅፋት ፈጢሩ ንዝብል ክሲ ነጺጉ

Radio Erena: 24 August 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ ህጹጽ ናይ መግቢ ረዲኤት ናብ ትግራይ ንኸይባጻሕ ዕንቅፋት ፈጢሩ ንዝብል ክሲ ነጺጉ። ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ሓላፊት ክፍሊ ረዲኤት ሳማንታ ፓወር ብሓሙስ 19 ነ [...]
ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ዶባተን ንንግዲ ክኸፍታ ተሰማሚዐን

ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ዶባተን ንንግዲ ክኸፍታ ተሰማሚዐን

Radio Erena: 24 August 2021 ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ዶባተን ንንግዲ ክኸፍታ ኣብ ስምምዕ በጺሐን። ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክ ናብ ከተማ ጁባ ኣብ ዘካየዶ ዑደት ምስ ፕረዚደንት ሳልቫ ኪር ማያርዲት ብምርኻብ ኣብዚ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሓያሎ ሃገራት ዝርከብ ኤምባሲታቱ ክዓጽው እዩ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሓያሎ ሃገራት ዝርከብ ኤምባሲታቱ ክዓጽው እዩ

Radio Erena: 23 August 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሓያሎ ሃገራት ዝርከብ ኤምባሲታቱ ክዓጽው ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ’ታ ሃገር ሰሙናዊ ኣብ ዝህቦ ጋዜጣዊ መግለጺ ብዝሃቦ ቃል መሰረት፣ ኢትዮጵያ ካብ ዝ [...]
ሱዳን፣ ኣብ 2024 ሓፈሻዊ ምርጫ ከተካዪድ እያ

ሱዳን፣ ኣብ 2024 ሓፈሻዊ ምርጫ ከተካዪድ እያ

Radio Erena: 23 August 2021 ሱዳን፣ መሰጋገሪ መንግስቲ ዕድሜኡ ኣብ ዘብቅዓሉ፣ ኣብ 2024 ሓፈሻዊ ምርጫ ከተካዪድ ከምዝኾነት፣ መንግስቲ’ታ ሃገር ኣፍሊጡ። ገለ ካብቶም መሰጋገሪ መንግስቲ ኣቚሞም ዘለዉ ሰበስልጣናት፣ [...]
ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ናይ’ቶም ኣብ ሶማል ዝተቐትሉ ሸውዓተ ሰላማውያን ሰባት ምሉእ ሓላፍነት ወሲዱ

ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ናይ’ቶም ኣብ ሶማል ዝተቐትሉ ሸውዓተ ሰላማውያን ሰባት ምሉእ ሓላፍነት ወሲዱ

Radio Erena: 23 August 2021 ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማል፣ ናይ’ቶም ኣብ ከተማ ጎልወይን ዝተቐትሉ ሸውዓተ ሰላማውያን ሰባት ምሉእ ሓላፍነት ወሲዱ። ኣብ ውሽጢ’ቲ ዓቃብ ሰላም ተሓቚፎም ንመንግስቲ ሶማል ዝድ [...]
ኣብ ኣፍሪቃ፣ ብኮቪድ 19 ናይ ዝተጠቕዑ ሰባት ብዝሒ ናብ 7.4 ሚልዮን ክብ ኢሉ

ኣብ ኣፍሪቃ፣ ብኮቪድ 19 ናይ ዝተጠቕዑ ሰባት ብዝሒ ናብ 7.4 ሚልዮን ክብ ኢሉ

Radio Erena: 22 August 2021 ኣብ ኣፍሪቃ፣ ብኮቪድ 19 ናይ ዝተጠቕዑ ሰባት ብዝሒ ናብ 7.4 ሚልዮን ክብ ኢሉ። ሺን ሁዋ ካብ ካብ ቤት ጽሕፈት ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ዘመሓላለፎ ዜና ከምዘመልክቶ፣ ቁጽሪ ናይቶም በዚ ቫ [...]
መንግስቲ ዩጋንዳ፣ ኣብ ሃገሩ ክንቀሳቐሳ ዝጸንሓ ትካላትን በርጌሳውያን ማሕበራትን ዓጽዩ

መንግስቲ ዩጋንዳ፣ ኣብ ሃገሩ ክንቀሳቐሳ ዝጸንሓ ትካላትን በርጌሳውያን ማሕበራትን ዓጽዩ

Radio Erena: 22 August 2021 መንግስቲ ዩጋንዳ፣ ኣብ ሃገሩ ክንቀሳቐሳ ዝጸንሓ ትካላትን በርጌሳውያን ማሕበራትን ዓጽዩ። ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ዩጋንዳ ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እተን በዚ ሓድሽ ሕጊ [...]
ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ መስከረም፣ ሃገራዊ ዋዕላ ክትገብር ምዃና ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኣፍሊጡ

ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ መስከረም፣ ሃገራዊ ዋዕላ ክትገብር ምዃና ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኣፍሊጡ

Radio Erena: 22 August 2021 ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ መስከረም፣ ሃገራዊ ዋዕላ ክትገብር ምዃና ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ማዕከን ዜና ብሉምበርግ ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝመሓላለፎ ሓበሬታ፣ መርሓ [...]
ዳዒሽ፣ ኣብ ፑንትላንድ ህላዌኡ ንምርግጋጽ መጥቃዕታቱ እንዳሓየለ ይመጽእ

ዳዒሽ፣ ኣብ ፑንትላንድ ህላዌኡ ንምርግጋጽ መጥቃዕታቱ እንዳሓየለ ይመጽእ

Radio Erena: 20 August 2021 ጥሩፍ ጉጅለ ዳዒሽ፣ ኣብ ፑንትላንድ ህላዌኡ ንምርግጋጽ መጥቃዕታቱ እንዳሓየለ ይመጽእ ከምዘሎ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና መልኪቱ። ጉጅለ ዳዒሽ ናይ ሶማል፣ ብረቡዕ 19 ነሓሰ ለይቲ ብዝፈነ [...]
የመን: ኣጋጢሙ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ንዝተጠቐዐ ህዝቢ ዘገልግል ሓገዝ ብህጹጽ ክለኣኽ ጻውዒት ቀሪቡ

የመን: ኣጋጢሙ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ንዝተጠቐዐ ህዝቢ ዘገልግል ሓገዝ ብህጹጽ ክለኣኽ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 20 August 2021 ኣብ የመን ኣጋጢሙ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ንዝተጠቐዐ ህዝቢ ዘገልግል ሓገዝ ብህጹጽ ክለኣኽ ጻውዒት ቀሪቡ። ፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ የመን ቲም ለንደርኪን፣ ንጋዜጠ [...]
1 188 189 190 191 192 390 1900 / 3894