Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 186 187 188 189 190 365 1880 / 3644
ግብጺ፣ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ንምፍጣር፣ ምስ ጎረባብቲ ኢትዮጵይ ዝምድንኣ ንምዕባይ ትሰርሕ ከምዘላ ተሓቢሩ

ግብጺ፣ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ንምፍጣር፣ ምስ ጎረባብቲ ኢትዮጵይ ዝምድንኣ ንምዕባይ ትሰርሕ ከምዘላ ተሓቢሩ

Radio Erena: 05 April 2021 ግብጺ፣ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ንምፍጣር፣ ምስ ጎረባብቲ ኢትዮጵያ ዝኾና ሃገራት፣ ኣብ ንግዲ፣ ቁጠባ፣ ጸጥታን ወትሃደራውያን ዘተኮረ ዝምድናታት ንምዕባይ ትሰርሕ ከምዘላ ተንተንቲ ፖ [...]
ሶማል፣ ኣብ ዝተኻየደ ተኸታታሊ መጥቃዕታት ብውሕዱ 15 ሰባት ተቐቲሎም

ሶማል፣ ኣብ ዝተኻየደ ተኸታታሊ መጥቃዕታት ብውሕዱ 15 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 05 April 2021 ኣብ ሶማል፣ ከተማ ሞቛድሾ ኣብ ዝርከብ ወትሃደራዊ መዓስከራት ኣብ ዝተኻየደ፣ ክልተ ተኸታታሊ መጥቃዕታት፣ ብውሕዱ 9 ወትሃደራት መንግስቲ ተቐቲሎም። ናይቲ ብቀዳም 03 ሚያዝያ ዝተ [...]
ኢትዮጵያ፣ ጸጸኒሑ ብዝነቱግ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭት፣ ኣብ ምዕራብ ወለጋ፣ ዛጊት ብዝሖም ዘይተፈልጠ ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ጸጸኒሑ ብዝነቱግ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭት፣ ኣብ ምዕራብ ወለጋ፣ ዛጊት ብዝሖም ዘይተፈልጠ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: Friday, 02 April 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣  ብሰንኪ'ቲ ጸጸኒሑ ዝነቱግ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት፣ ኣብ ክልል ኦሮሞያ፣ ምዕራብ ወለጋ፣ ዛጊት ቁጽሮም ዘይተፈልጠ ሰባት ተቐቲሎም። ክልላዊ መንግስቲ [...]
ሱዳንን ግብጽን ከም መቐጸልታ ናይቲ ዝጀመርኦ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ፣ ሓባራዊ ልምምድ ኣካይደን

ሱዳንን ግብጽን ከም መቐጸልታ ናይቲ ዝጀመርኦ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ፣ ሓባራዊ ልምምድ ኣካይደን

Radio Erena: Friday, 02 April 2021 ሱዳንን ግብጽን፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ ዝጀመረኦ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ፣ ሓባራዊ ልምምድ ከምዘካየዳ መንግስታዊ ማዕኸን ዜና ግብጺ ሓቢሩ። እቲ ብ31 መጋቢት ዝተኻየደ ሓ [...]
ሱዳን፣ ንግዳያት መጥቃዕቲ ኤምባሲታት ኣመሪካ፣ ዝልኣኸቶ 335 ሚልዮን ዶላር ካሕሳ፣ ኣመሪካ ኣብ ሕሳባ ከምዝኣተወ ኣፍሊጣ

ሱዳን፣ ንግዳያት መጥቃዕቲ ኤምባሲታት ኣመሪካ፣ ዝልኣኸቶ 335 ሚልዮን ዶላር ካሕሳ፣ ኣመሪካ ኣብ ሕሳባ ከምዝኣተወ ኣፍሊጣ

Radio Erena: Friday, 02 April 2021 ሱዳን፣ ንግዳያት ናይቲ ኣብ 1998፣ ኣብ ኬንያን ታንዛንያን ዝርከብ ኤምባሲታት ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ዝውዕል፣ 335 ሚልዮን ዶላር፣ ካሕሳ ከምዝኸፈለት ኣመሪካ ኣፍሊጣ። [...]
‘ካብ ግብጺ ሓንቲ ነጥቢ ማይ ምስ ዝውሰድ፣ ኣብዚ ዞባ ከቢድ ዘይምርግጋእ ክፍጠር’ዩ።’ ፕረዚደንት ግብጺ

‘ካብ ግብጺ ሓንቲ ነጥቢ ማይ ምስ ዝውሰድ፣ ኣብዚ ዞባ ከቢድ ዘይምርግጋእ ክፍጠር’ዩ።’ ፕረዚደንት ግብጺ

Radio Erena: 31 March 2021 ካብ ግብጺ፣ ሓንቲ ነጥቢ ማይ ምስ ዝውሰድ፣ ኣብዚ ዞባ ከቢድ ዘይምርግጋእ ክፍጠር ምዃኑ ፕረዚደንት ግብጺ፣ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ኣጠንቂቑ። እቲ ፕረዚደንት፣ ብምኽንያት ሓንቲ ዓባ [...]
ኢትዮጵያ፣ በብእዋኑ ኣብ ዝነቱግ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት፣ ኣብ ክልል ደቡብ፣ ብውሕዱ 10 ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ በብእዋኑ ኣብ ዝነቱግ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት፣ ኣብ ክልል ደቡብ፣ ብውሕዱ 10 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 31 March 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ በብእዋኑ ዝነቱግ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት፣ ኣብ ክልል ደቡብ፣ ዞባ ቤንች ማጂ፣ ጉራፈርዳ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ብውሕዱ 10 ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ራድ [...]
ኣብ ሱዳን፣ ፖለቲካን ሃይማኖትን ክፈላለ ስምምዕ ተኸቲሙ

ኣብ ሱዳን፣ ፖለቲካን ሃይማኖትን ክፈላለ ስምምዕ ተኸቲሙ

Radio Erena: 30 March 2021 ኣብ ሱዳን፣ ፖለቲካን ሃይማኖትን ክፈላለ ኣብ ዝብል ነጥቢ፣ ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ባይቶ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃንን ኣቦ መንበር ህዝባዊ ምንቕስቓስ ንሓርነት ሰሜን ሱዳን፣ [...]
ኣልሸባብ፣ ሰዓብቱ ኣብ ጂቡቲ መጥቃዕቲ ከካይዱ ጸዊዑ

ኣልሸባብ፣ ሰዓብቱ ኣብ ጂቡቲ መጥቃዕቲ ከካይዱ ጸዊዑ

Radio Erena: 30 March 2021 ኣልሸባብ፣ ሰዓብቱ፣ ኣብ ጂቡቲ መጥቃዕቲ ከካይዱ፣ ሓላፊ ናይቲ ጉጅለ፣ ኣሕመድ ድርየ ጸዊዑ። እቲ ብኣሕመድ ዑመር ኣቡ ዑበይዳ ዝፍለጥ መራሒ፣ ብ27 መጋቢት ብቪድዮ ኣብ ዘመሓላለፎ [...]
ፈረንሳ፣ ኣብ 1994 ኣብ ርዋንዳ ናይ ዝተፈጸመ ጃምላቂ ህልቂት፣ ንምግትኡ ስጉምቲ ብዘይምውሳዳ ሓላፍነት ተሰኪማ

ፈረንሳ፣ ኣብ 1994 ኣብ ርዋንዳ ናይ ዝተፈጸመ ጃምላቂ ህልቂት፣ ንምግትኡ ስጉምቲ ብዘይምውሳዳ ሓላፍነት ተሰኪማ

Radio Erena: 30 March 2021 ፈረንሳ፣ ኣብ 1994 ኣብ ርዋንዳ ንዝይ ተፈጸመ ጃምላዊ ህልቂት፣ ንምግትኡ ዝኾነ ስጉምቲ ብዘይምውሳዳ ሓላፍነት ተሰኪማ። እዛ ኤውሮጳዎት ሃገር ነዚ ሓለፍነት ከምእትስከም ዘፍለጠት [...]
1 186 187 188 189 190 365 1880 / 3644