Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 177 178 179 180 181 365 1790 / 3650
ኣብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝተኻየደ ኣልማማ ግፋ ከምዘተሓሳሰቦ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

ኣብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝተኻየደ ኣልማማ ግፋ ከምዘተሓሳሰቦ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

Radio Erena: 30 May 2021 ኣብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝተኻየደ ኣልማማ ግፋ ከምዘተሓሳሰቦ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ኣወሃሃዲት መደብ’ቲ ውድብ ኣብ ኢትዮጵያ ካትሪን ሶዚ ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ፣ ኣብ [...]
‘’መንግስቲ ሱዳንን ቀንዲ ተቓዋሚኡ ኤስ.ፒ.ኤል.ኤም.ኤን ዝጀመሩዎ ዘተ ሰላም ጽቡቕ ክግስግስ፣ ተበግሶ ክልቲኦም ወገናት የድሊ’’  ው.ሕ.ሃ.

‘’መንግስቲ ሱዳንን ቀንዲ ተቓዋሚኡ ኤስ.ፒ.ኤል.ኤም.ኤን ዝጀመሩዎ ዘተ ሰላም ጽቡቕ ክግስግስ፣ ተበግሶ ክልቲኦም ወገናት የድሊ’’ ው.ሕ.ሃ.

Radio Erena: 30 May 2021 ኣብ መንጎ መንግስቲ ሱዳንን ቀንዲ ተቓዋሚኡ ኤስ.ፒ.ኤል.ኤም.ኤን ዝተጀመረ ዘተ ሰላም ጽቡቕ ክግስግስ፣ ድሌት ኩሎም ወገናት ከምዘድሊ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። እቲ ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት [...]
ፕረዚደንት ጂቡቲ፣ ሓድሽ መንግስቲ ኣቝሙ

ፕረዚደንት ጂቡቲ፣ ሓድሽ መንግስቲ ኣቝሙ

Radio Erena: 27 May 2021 ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሚያዝያ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ፣ 97.4% ናይ ድጋፍ ድምጺ ብምርካብ፣ ንሓሙሻይ እዋኑ ኣብ ስልጣን ንምቕጻል ዝሓለፈ ሰሙን ቃለ መሓላ ዝፈጸመ ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገ [...]
‘ህወሓት፣ 22 ግዝያዊ ኣመሓደርቲ ክልል ትግራይ ቀቲሉ’ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ከሲሱ

‘ህወሓት፣ 22 ግዝያዊ ኣመሓደርቲ ክልል ትግራይ ቀቲሉ’ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ከሲሱ

Radio Erena: 26 May 2021 ህወሓት፣ 22 ግዝያዊ ኣመሓደርቲ ክልል ትግራይ ቀቲሉ ክብል፣ ብመንግስቲ ንዝተመዘዘ ኣጻራዩ ሓበሬታ ህጹጽ እዋን ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ገሊጹ። 'ትርፍራፍ ናይ ዝተበተነ [...]
ፕረዚደንታት ኣመሪካን ግብጽን ፣ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያን ፍልስጤምን ተመያይጦም

ፕረዚደንታት ኣመሪካን ግብጽን ፣ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያን ፍልስጤምን ተመያይጦም

Radio Erena: 25 May 2021 ፕረዚደንታት ኣመሪካን ግብጽን ፣ ኣብ ጉዳይ'ቲ ኣብ ስምምዕ ክብጻሕ ዘይተኻእለ፣ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋን ኣጠቓቕማ ናይልን ተመያይጦም። እቶም መራሕቲ፣ ብ24 ግንቦት ኣብ ዘካየድ [...]
ሱዳን፣ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ፣ ናይ ህጹጽ እዋን ተኣዊጁ

ሱዳን፣ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ፣ ናይ ህጹጽ እዋን ተኣዊጁ

Radio Erena: 25 May 2021 ኣብ ሱዳን፣ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ኣብ እትርከብ ወደባዊት ከተማ ፖርት ሱዳን፣ ናይ ህጹጽ እዋን ተኣዊጁ። እቲ ካብ ሰኑይ፣ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ግብሪ ዝወዐለ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋ [...]
ሱዳን፣ ሓንቲ ካብተን ክልተ ደቂንስትዮ ኣባላት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ፣ ሲቪላዊ ምሕደራ ይጉሰ ኣሎ ብዝብል ስልጣና ሓዲጋ

ሱዳን፣ ሓንቲ ካብተን ክልተ ደቂንስትዮ ኣባላት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ፣ ሲቪላዊ ምሕደራ ይጉሰ ኣሎ ብዝብል ስልጣና ሓዲጋ

Radio Erena: 25 May 2021 ኣባል ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ዝኾነት ዓይሻ ሙሳ፣ ብወትሃደራት ዝተዓብለለ መሰጋገሪ መንግስቲ ንሲቪላዊ ምሕደራ ይጎስዮ ኣሎ ብዝብል ስልጣና ሓዲጋ። ንሳ፣ ድሕሪ ምውዳቕ ስርዓት በሺር [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝመደበሩ ናይ ልፍንቲ ሓይሊ ሓድሽ ኣዛዚ መዲባ

ኣመሪካ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝመደበሩ ናይ ልፍንቲ ሓይሊ ሓድሽ ኣዛዚ መዲባ

Radio Erena: 25 May 2021 ኣመሪካ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝመደበሩ ናይ ልፍንቲ ሓይሊ፣ ሓድሽ ኣዛዚ መዲባ። ሓድሽ ተመዚዙ ዘሎ ሜጀር ጀነራል ዊልያም ዛና፣ ቅድሚኡ ንዝነበረ ሜጀር ጀነራል ላፓት ፍሎራ ብምት [...]
ግብጽን ሱዳንን ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ የካዪዳ

ግብጽን ሱዳንን ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ የካዪዳ

Radio Erena: 23 May 2021 ኣባላት ሰራዊት ግብጺ፣ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ንምክያድ ናብ ሱዳን ኣትዮም። ወሃብ ቃል ሰራዊት ሱዳን ብዓርቢ 21 ግንቦት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ እቲ ሓይሊ ኣየርን ኣጋር ሰራዊትን ዘጠቓለለ [...]
ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ኣመሪካ ናብ ጂቡቲን ሶማልን በጺሒ

ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ኣመሪካ ናብ ጂቡቲን ሶማልን በጺሒ

Radio Erena: 21 May 2021 ብኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ እዚ ኣፍሪቃ፣ ጀነራል ስቴፈን ታውንሰንድ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ እዚ ኣመሪካ ናብ ጂቡቲን ሶማልን በጺሑ። ጀነራል ታውንሰንድ፣ ብ18ግንቦት ናብዘን ሃገራት [...]
1 177 178 179 180 181 365 1790 / 3650