Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 175 176 177 178 179 361 1770 / 3604
ሱዳን ዑቕባ ንምሕታት ዝተረፉ ኢትዮጵውያን ወትሃደራት ዓቐበቲ ሰላም፣ ናብ መዓስከር ስደተኛታት ተላኢኾም

ሱዳን ዑቕባ ንምሕታት ዝተረፉ ኢትዮጵውያን ወትሃደራት ዓቐበቲ ሰላም፣ ናብ መዓስከር ስደተኛታት ተላኢኾም

Radio Erena: 13 May 2021 ኣብ ሱዳን ዑቕባ ንምሕታት ዝተረፉ 10ታት ኢትዮጵውያን ወትሃደራት ዓቐበቲ ሰላም፣ ናብ መዓስከር ስደተኛታት ከምዝተላእኩ ሰበ ስልጣን ሱዳን ኣረጋጊጾም። 14 ደቂንስትዮ ዝርከብኦም 12 [...]
ኬንያ፣ ካብን ናብን  ሶማል ዝካየድ ዝነበረ ናይ መጓዓዝያ በረታታት ደው ኣቢላ

ኬንያ፣ ካብን ናብን ሶማል ዝካየድ ዝነበረ ናይ መጓዓዝያ በረታታት ደው ኣቢላ

Radio Erena: 13 May 2021 ኬንያ፣ ካብን ናብን ሶማል ዝካየድ ዝነበረ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ብምሉኡ ደው ኣቢላቶ። እታ ሃገር ነዚ ስጉምቲ ትወስድ ዘላ፣ ሳልስቲ ድሕሪ'ቲ ምስ ሶማል ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ዝምድናኣ ብ [...]
መራሕቲ ሱዳንን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተመያይጦም

መራሕቲ ሱዳንን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተመያይጦም

Radio Erena: 11 May 2021 መራሕቲ ሱዳንን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብዝምልከት ምይይጥ ኣካይዶም። ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ናይ ክልተ መዓልታት ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ [...]
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ንኣመንቲ ምስልምና ኣብ መስቀል ኣደባባይ ናይ ፍጡር ግዜ ከይገብሩ ድሕሪ ምኽልካሉ፣ ንዝተላዕለ ዕግርግር ይቕሬታ ሓቲቱ

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ንኣመንቲ ምስልምና ኣብ መስቀል ኣደባባይ ናይ ፍጡር ግዜ ከይገብሩ ድሕሪ ምኽልካሉ፣ ንዝተላዕለ ዕግርግር ይቕሬታ ሓቲቱ

Radio Erena: 10 May 2021 ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ ጾመ ረሞዳን ዝርከቡ ኣመንቲ ምስልምና፣ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ናይ ፍጡር ግዜ ከይገብሩ ድሕሪ ምኽልካሉ፣ ብሰንበት 09 ግንቦት ንዝተላዕለ ናዕብን ዕግርግ [...]
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ንባይቶ እታ ሃገር በቲኑ

ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ንባይቶ እታ ሃገር በቲኑ

Radio Erena: 10 May 2021 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ሳልቫኪር ሚያርዲት፣ ንባይቶ 'ታ ሃገር በቲኑ። እቲ ፕረዚደንት፣ ካብ 9 ግንቦት ኣትሒዙ፣ ነቲ ፓርላማ ዝበተነሉ ምኽንያት፣ ቅድሚ ሰለስተ ዓመታት ዝተኸተመ ስ [...]
ኣብ ኵናት ትግራይ ተሸሙሙ ዝርከብ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሽዱሽተ ወርሒ ንዘይመልአ ኣማሓዳሪ ናይቲ ክልል ቀይሩ

ኣብ ኵናት ትግራይ ተሸሙሙ ዝርከብ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሽዱሽተ ወርሒ ንዘይመልአ ኣማሓዳሪ ናይቲ ክልል ቀይሩ

Radio Erena: 10 May 2021 ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት እናጸንከረ ኣብ ዝመጽኣሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንግዝያዊ ኣምሓዳሪ ናይቲ ክልል ከምዝቐየሮ ተገሊጹ። ኣብ 4 ሕዳር 2020 ድሕሪ ዝተወልዐ ኵና [...]
ኢትዮጵያ፣ እሱራት ብግዴታ ወትሃደራዊ ኣልባሳት ብምኽዳን ከም ምሩዃት ኵናት ንምቕራቦም ይስርሓሉ ከምዘሎ ተቓሊዑ

ኢትዮጵያ፣ እሱራት ብግዴታ ወትሃደራዊ ኣልባሳት ብምኽዳን ከም ምሩዃት ኵናት ንምቕራቦም ይስርሓሉ ከምዘሎ ተቓሊዑ

Radio Erena: 10 May 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብዝተፈላለየ ገበናት ተጠርጢሮም ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ዜጋታት እታ ሃገር፣ ብግዴታ ወትሃደራዊ ኣልባሳት ብምኽዳን ከም ምሩዃት ኵናት ንምቕራቦም ይስርሓሉ ከምዘሎ ተቓሊዑ። [...]
‘ኣብ ትግራይ፣ ዓሌት ምጽናት’ዩ ዝካየድ ዘሎ’ ክብሉ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ፣ ኣቡነ ማትያስ ገሊጾም

‘ኣብ ትግራይ፣ ዓሌት ምጽናት’ዩ ዝካየድ ዘሎ’ ክብሉ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ፣ ኣቡነ ማትያስ ገሊጾም

Radio Erena: 10 May 2021 ፓትርያሪክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ፣ ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቡነ ማትያስ፣ ኣብ ትግራይ፣ ዓሌት ናይ ምጽናት ተግባራት ይካየድ ኣሎ ክብሉ ገሊጾም። ነቲ ኵናት ዘለዎም ተቓ [...]
ፕረዚደንት ኮንጎ፣ ንሱዳንን ግብጽን ምስ ኢትዮጵያ ንምቕርራብ ዝዓለመ ዑደት ኣካይዱ

ፕረዚደንት ኮንጎ፣ ንሱዳንን ግብጽን ምስ ኢትዮጵያ ንምቕርራብ ዝዓለመ ዑደት ኣካይዱ

Radio Erena: 10 May 2021 ፕረዚደንት ደሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ፣ ፈሊክስ ትስከዲ፣ ብጉዳይ ናይል ተሰሓሒበን ንዝርከባ ሱዳንን ግብጽን ምስ ኢትዮጵያ ንምቕርራበን ዝዓለመ ዑደት ኣካይዱ። እቲ ፕረዚደንት፣ ኣብ [...]
ኣብ ሶማል ተኸሲቱ ዘሎ ናይ ስልጣን ቁርቁስ ንምሽምጋል፣ ሕብረት ኣፍሪቃ ሓድሽ ተበግሶ ወሲዱ

ኣብ ሶማል ተኸሲቱ ዘሎ ናይ ስልጣን ቁርቁስ ንምሽምጋል፣ ሕብረት ኣፍሪቃ ሓድሽ ተበግሶ ወሲዱ

Radio Erena: 09 May 2021 ኣብ ሶማል ተኸሲቱ ዘሎ ናይ ስልጣን ቁርቁስ ንምሽምጋል፣ ሕብረት ኣፍሪቃ ሓድሽ ተበግሶ ወሲዱ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ኣቦ ወንበር’ቲ ሕብረት፣ ንናይ ጋና ፕረዚደንት ነበር ጆን ድራማኒ ማሃማ፣ ከም [...]
1 175 176 177 178 179 361 1770 / 3604