Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 156 157 158 159 160 365 1580 / 3650
ፕረዚደንት ኬንያን ስድራቤቱን፣ ብሕቡእ 30 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ወፍሪ ከምዘለዎም ተቓሊዑ

ፕረዚደንት ኬንያን ስድራቤቱን፣ ብሕቡእ 30 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ወፍሪ ከምዘለዎም ተቓሊዑ

Radio Erena: 06 October 2021 ፕረዚደንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታን ሽዱሽተ ኣባላት ስድራቤቱን፣ 30 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ወፍሪ ብሕቡእ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ከምዘለዎም ተቓሊዑ። እዚ ዝተቓልዐ፣ ፓንዶራ ፐፐርስ [...]
ቀጠር፣ ደቀንስትዮ ሕጹያት ኮይነን ዝቐረባሉ፣ ፈላሚ ምርጫ ቤት ምኽሪ ሹራ ተኻይዱ

ቀጠር፣ ደቀንስትዮ ሕጹያት ኮይነን ዝቐረባሉ፣ ፈላሚ ምርጫ ቤት ምኽሪ ሹራ ተኻይዱ

Radio Erena: 06 October 2021 ኣብ ቀጠር፣ ፈላሚ ምርጫ ኣባላት ስድራቤት ቤት ምኽሪ ሹራ ተኻይዱ። 45 መናብር ካብ ዘለዎ ቤት ምኽሪ ሹራ፣ እቲ 30 ብ2 ጥቅምቲ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ ንዝዕወቱ ክሕዛእ እንከሎ [...]
ኣብ 10 ጥቅምቲ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ምርጫ ሶማል፣ ክሰጋገር ምዃኑ ተገሊጹ

ኣብ 10 ጥቅምቲ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ምርጫ ሶማል፣ ክሰጋገር ምዃኑ ተገሊጹ

Radio Erena: 06 October 2021   ኣብ 10 ጥቅምቲ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ምርጫ ሶማል፣ ናብ ካልእ እዋን ክሰጋገር ምዃኑ ተገሊጹ። መርበብ ሓበሬታ ብሉምበርግ፣ ንኣፈኛ ፈደራል መንግስቲ ሶማል፣ መሓ [...]
‘ካብ ተሸላሚ ኖቤል፣ ናብ ናይ ኵናት እዋን መራሒ ዝተሰጋገረ ቀ/ሚ ኣብይ’ ኣብ ስልጣን ንምቕጻል ቃለ መሓላ ፈጺሙ

‘ካብ ተሸላሚ ኖቤል፣ ናብ ናይ ኵናት እዋን መራሒ ዝተሰጋገረ ቀ/ሚ ኣብይ’ ኣብ ስልጣን ንምቕጻል ቃለ መሓላ ፈጺሙ

Radio Erena: 05 October 2021 ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ስልጣን ንምጽናሕ ቃለ መሓላ ፈጺሙ። ኣብይ ኣሕመድ፣ ብዓብላሊ ድምጺ ፓርላማ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ክኸውን ድሕሪ ምምራ [...]
ፖርት ሱዳን ብሰንኪ ኣድማ ብምዕጻው፣ ቀረባት መግቢ መድሃኒትን ነዳዲን ይውዳእ ከምዘሎ ካቢነ ሚኒስተራት እታ ሃገር ገሊጹ

ፖርት ሱዳን ብሰንኪ ኣድማ ብምዕጻው፣ ቀረባት መግቢ መድሃኒትን ነዳዲን ይውዳእ ከምዘሎ ካቢነ ሚኒስተራት እታ ሃገር ገሊጹ

Radio Erena: 05 October 2021 ኣብ ሱዳን፣ ወደብ ፖርት ሱዳንን ካብ ናብን ዝወስድ ኣውራ መንገዲታትን፣ ምንቅስቓስ ህዝቢ ቤጃ ብዘካየዶ ዘሎ ኣድማ ድሕሪ ምዕጻው፣ ከም መግቢ፣ መድሃኒትን ነዳዲን ዝኣመሰላ ቀረባት [...]
ሞሪሸስን ሲሸልስን 60% ካብ ህዝበን ጸረ ኮቪድ ክኸትባ ዝኸኣላ ክልተ ሃገራት ኣፍሪቃ ኮይነን

ሞሪሸስን ሲሸልስን 60% ካብ ህዝበን ጸረ ኮቪድ ክኸትባ ዝኸኣላ ክልተ ሃገራት ኣፍሪቃ ኮይነን

Radio Erena: 04 October 2021 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ክታበት ጸረ ኮቪድ ድሕሪት ተሪፈናሉ ኣብ ዘለዋ እዋን፣ ሲሸልስን ሞሪሸስን ልዕሊ 60% ካብ ህዝበን ክኽተብ ከምዝኸኣለ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ። ኣብዚ እ [...]
ኣብ ህሉውን መጻኢን ሱዳን ዝዘተየ ዋዕላ ‘ሕቡራት ሃገራትን ነርወይን’ ተኻይዱ

ኣብ ህሉውን መጻኢን ሱዳን ዝዘተየ ዋዕላ ‘ሕቡራት ሃገራትን ነርወይን’ ተኻይዱ

Radio Erena: 04 October 2021 ብሕቡራት ሃገራትን ነርወይን ዝተማእከለ፣ ብዛዕባ ህሉውን መጻኢን ሱዳን ዝዘተየ ዋዕላ ተኻይዱ። ኣብቲ ብ30 መስከረም ብቪድዮ ኮንፈረንስ ዝተኻየደ ዋዕላ፣ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገ [...]
‘ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ፣ ልዕሊ 145 ሰባት ብዕጡቓት ተጨውዮም’

‘ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ፣ ልዕሊ 145 ሰባት ብዕጡቓት ተጨውዮም’

Radio Erena: 03 October 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል፣ ዞባታት መተከልን ካማሺን፣ ብውህዱ 145 ሰባት ብዕጡቓት ተጨውዮም ክብል ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት እታ ሃገር ኣቃሊሑ። እቶም ካብ 21 መስከረም [...]
ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል ኢረቻ ናብ ሰላማዊ ሰልፊ ተቐዪሩ።

ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል ኢረቻ ናብ ሰላማዊ ሰልፊ ተቐዪሩ።

Radio Erena: 02 October 2021 ኣብ ኢትዮጵያ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ተኻዪዱ። እቲ ብዕለት 2 ጥቅምቲ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ብብሄረ ኦሮሞ ዓመታዊ ዝካየድ በዓል ኢረቻ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሸውዓት ኣባላት ትካላት ረዲኤት ምስጓጉ ከምዘይቅበሎ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሸውዓት ኣባላት ትካላት ረዲኤት ምስጓጉ ከምዘይቅበሎ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

Radio Erena: 02 October 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሸውዓት ኣባላት ትካላት ረዲኤት ምስጓጉ ከምዘይቅበሎ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ዋና ጸሓፊ’ቲ ውድብ ኣንቶንዮ ጉተረዝ ናብ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣብ ዘመሓላለፎ [...]
1 156 157 158 159 160 365 1580 / 3650