Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 157 158 159 160 161 196 1590 / 1959
ወኪል ባይቶ ኣመሪካ ናብ ሱዳን ይበጽሕ

ወኪል ባይቶ ኣመሪካ ናብ ሱዳን ይበጽሕ

Radio Erena: 01 May 2018 ወከል ባይቶ ኣመሪካ ኣብ ሱዳን ምብጻሕ ከምዘካየደ ማዕከናት ዜና ሓቢረን። እቲ ብሉዊ ቪሰንት ጉተረዝ ዝተመርሐ ወኪል ባይቶ ኣመሪካ፣ ናይ ሰለስተ መዓልታት ምብጻሕ ንምፍጻም ብሰንበት 29 ሚያዝያ ና [...]
ኢትዮጵያ፣ ናይ ቀዳማይ ሚኒስተር ዕድመ ስልጣን ንክልተ ሓሙሽተ ዓመት ክኸውን ዘጽድቕ ሕጊ ትነድፍ

ኢትዮጵያ፣ ናይ ቀዳማይ ሚኒስተር ዕድመ ስልጣን ንክልተ ሓሙሽተ ዓመት ክኸውን ዘጽድቕ ሕጊ ትነድፍ

Radio Erena: 29 April 2018 ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ቀዳማይ ሚኒስተር ዕድመ ስልጣን ንክልተ ሓሙሽተ ዓመት ክኸውን ዘጽድቕ ሕጊ ይንደፍ ከምዘሎ ተገሊጹ። ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር ብዓርቢ 27 ሚያዝያ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ንዝተኣከቡ [...]
ኢጋድ፣ ኣብ ናጻ ምንቅስቓስ ሰባት ዘተኮረ ዘተ የካይድ

ኢጋድ፣ ኣብ ናጻ ምንቅስቓስ ሰባት ዘተኮረ ዘተ የካይድ

Radio Erena: 27 April 2018 ናይ መንግስታት በዓል ስልጣን ንልምዓት ማለት ኢጋድ፣ ብዛዕባ ናጻ ምንቅስቓስ ሰባት ዝዓለመ ዘተ ኣብ ኡጋንዳ፣ ከተማ ካምፓላ የካይድ ኣሎ። እቲ ካብ 24 ክሳብ ሎሚ 27 ሚያዝያ ዝካየድ ዘሎ ኣኼ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ኣርባዕተ ኣዋርሕ 48 ሰባት ብሞት ቀጺዓ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ኣርባዕተ ኣዋርሕ 48 ሰባት ብሞት ቀጺዓ

Radio Erena: 27 April 2018 ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብዘን ዝሓለፋ ኣርባዕተ ኣዋርሕ 48 ሰባት ብሞት ከምዝተቐጽዑ ኣህጉራዊ ትካል Human Rights Watch ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ብዘውጽኦ መግለጺ መሰረት፣ [...]
ኬንያ፣ ኣብ ውጻኢ ዝርከቡ ዜጋታታ ናብ ሃገሮም ብዝልእክዎ ብዝሒ ገንዘብ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ትስራዕ

ኬንያ፣ ኣብ ውጻኢ ዝርከቡ ዜጋታታ ናብ ሃገሮም ብዝልእክዎ ብዝሒ ገንዘብ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ትስራዕ

Radio Erena: 26 April 2018 ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ኬንያ ዓመታዊ 2 ቢልዮን ዶላር ናብ ሃገሮም ከምዝልእኩ ብሰኑይ 23 ሚያዝያ ዝተዘርግሐ ጸብጻብ ባንክ ዓለም ኣፍሊጡ። ብመሰረት እቲ ጸብጻብ፣ ኬንያ ኣብ ወጻኢ ካ [...]
ባይቶ ፈረንሳ፣ ጽኑዕ ሕጊ ስደተኛታት ኣጽዲቑ

ባይቶ ፈረንሳ፣ ጽኑዕ ሕጊ ስደተኛታት ኣጽዲቑ

Radio Erena: 24 April 2018 ባይቶ ፈረንሳ፣ ንሓያሎ ሰሙናት ከካትዕ ዝጸንሐ ሓድሽ ሕጊ ስደተኛታት ኣጽዲቑ። እቲ ንዋሕዚ ስደተኛታት ዝገትአን ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ንዘይብሎም ከኣ በስገዳድ ንምጥራዝን ዘኽእል ሓድሽ ሕጊ፣ ኣብ [...]
ሓይልታት ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ እትንቀሳቐስ ዝነበረት መርከብ ስዑዲ ዓረብ ኣጥቂዖም

ሓይልታት ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ እትንቀሳቐስ ዝነበረት መርከብ ስዑዲ ዓረብ ኣጥቂዖም

Radio Erena: 24 April 2018 ሓይልታት ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ከባቢ ውደብ ሖዴዳ እትንቀሳቐስ ንዝነበረት ናይ ስዑዲ ዓረብ መርከብ ከምዘጥቅዑ ምንጭታት ሓቢሮም። ብመሰረት እቲ ድሒሩ ዝቐርብ ዘሎ ዝተፈላለየ ሓበሬታ፣ እታ ኣ [...]
ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ሕ/ ሃ ናብ ኢትዮጵያ ይበጽሕ

ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ሕ/ ሃ ናብ ኢትዮጵያ ይበጽሕ

Radio Erena: 24 April 2018 ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ዘይድ ራ'ኣድ ኣል ሑሰን፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ንምዝርራብ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። እቲ ኮሚሽነር ኣብ ኣዲስ ኣበባ [...]
ኢትዮጵያ ሓድሽ ካቢኔ ሚኒስተራት ኣቚማ

ኢትዮጵያ ሓድሽ ካቢኔ ሚኒስተራት ኣቚማ

Radio Erena: 22 April 2018 ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ብሓሙስ 19 ሚያዝያ ካቢኔ ሚኒስተራት ከምዘቖመ ካብታ ሃገር ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ብቀዳማይ ሚኒስተር ንካቢኔ ናይ ዝተረቑሑ ሰባት እማመ፣ ብባይቶ’ታ [...]
ከሰላ፣ ዋሕዲ ነዳዲ ይብእስ

ከሰላ፣ ዋሕዲ ነዳዲ ይብእስ

Radio Erena: 20 April 2018 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ዞባ ከሰላ፣ ዝተራእየ ዋሕዲ ነዳዲ እናበኣሰ ይመጽእ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ኣብ ከሰላ ሕጽረት ነዳዲ ካብ ዘጋጥም ካልኣይ ወርሑ ኣቝጺሩ ከምዘሎ ዝሓበረት ሬድዮ ዳባንጋ፣ እቲ ኣውራ [...]
1 157 158 159 160 161 196 1590 / 1959