Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 154 155 156 157 158 211 1560 / 2104
ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝተራእየ ጾታዊ ኣፈላላይን ዓመጽ ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮን ዘጠቓለለ ሪፖርት ብወግዒ ተዘርጊሑ

ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝተራእየ ጾታዊ ኣፈላላይን ዓመጽ ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮን ዘጠቓለለ ሪፖርት ብወግዒ ተዘርጊሑ

Radio Erena: 25 November 2018 ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝተራእየ ጾታዊ ኣፈላላይን ዓመጽ ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮን ዘጠቓለለ ሪፖርት ወግዓዊ ኮይኑ። ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝርከቦም ሓያሎ ኣህጉራውያን ዲፕሎማሰኛታት ብዝ [...]
የመን፣ ንምጥቃም ወደብ ሖደይዳ ብዝምልከት ሓድሽ ዘተ ክጅምር’ዩ

የመን፣ ንምጥቃም ወደብ ሖደይዳ ብዝምልከት ሓድሽ ዘተ ክጅምር’ዩ

Radio Erena: 25 November 2018 ፍሉይ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ የመን፣ ብዛዕባ ወደባዊት ከተማ ሖደይዳ ብዝምልከት ካብ ክልቲኦም ወገናት ዘተባብዕ ተስፋ ከምዝረኸበ ገሊጹ። እቲ ብማርቲን ግሪፊዝ ዝተመርሐ ልኡኽ፣ ብዕ [...]
ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ሱዳንን ፈረንሳን፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ምብራቕ ኣፍሪቃ ተመያይጦም

ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ሱዳንን ፈረንሳን፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ምብራቕ ኣፍሪቃ ተመያይጦም

Radio Erena: 22 November 2018 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣል ዲርዲር መሓመድ ኣሕመድ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ሱዳን ኣብ ፈረንሳ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ሚኒስተር ምስ ፈረንሳዊ መዘንኡ፣ ዣን ኢቭ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ክልላት ግጭታት ይቕጽል

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ክልላት ግጭታት ይቕጽል

Radio Erena: 20 November 2018 ኣብ ኢትዮጵያ ጸጸኒሑ ዝነቱግ ዘሎ ግጭታት፣ ሕጂ'ውን ይቕጽል ከምዘሎ ዝተፈላለዩ ወገናት ይገልጹ። በዚ መሰረት፣ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ፣ ኣብ ሲዳማ፣ ኣሶሳ፣ ጉራጌ፣ ሞያለ፣ መተማን ካልእ [...]
ፕረዚደንት ሶማል ናብ ኢጣልያ ይበጽሕ

ፕረዚደንት ሶማል ናብ ኢጣልያ ይበጽሕ

Radio Erena: 20 November 2018 ፕረዚደንት ሶማል ዓብዱላሂ መሓመድ ፋርማጆ ኣብ ኢጣልያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም ኣሎ። እቲ ፕረዚደንት ናብ ኢጣልያ ኣምሪሑ ዘሎ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኢጣልያ፣ ምስ ሃገራት ቀርኒ ኣፍ [...]
ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ዘሎ ቁጽሪ ሰራዊታ ከተጉድሎ’ያ

ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ዘሎ ቁጽሪ ሰራዊታ ከተጉድሎ’ያ

Radio Erena: 18 November 2018 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ኣዋፊራቶ ዘላ ቁጽሪ ሰራዊታ ከተጉድሎ ምዃና ካብ ፐንታጎን ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። ልዕሊ 7 ሽሕ ቁጽሪ ዘለዎ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ተዋፊሩ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ ቅርጺ ኣቃውማኡ ንምምሕያሽ ይሰርሕ

ሕብረት ኣፍሪቃ ቅርጺ ኣቃውማኡ ንምምሕያሽ ይሰርሕ

Radio Erena: 18 November 2018 ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ትካላዊ ኣሰራርሓኡ ንምምሕያሽ ዝሓንጸጾ መደብ፣ ተግባራዊ ንክኸውን ከምዝወሰነ፣ ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ሕብረት መበል 11 ፍሉይ ኣኼባ ኣብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ሓሙሽተ ጀነራላት ዝርከብዎም ልዕሊ 63 ሰባት ብክሲ ብልሽውናን ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላትን ተኣሲሮም

ኢትዮጵያ፣ ሓሙሽተ ጀነራላት ዝርከብዎም ልዕሊ 63 ሰባት ብክሲ ብልሽውናን ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላትን ተኣሲሮም

Radio Erena: 15 November 2018   ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብክሲ ብልሽውናን ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላትን ናይ ዝተኣስሩ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 63 ከምዝበጽሐ ተገሊጹ። ኣኽባር ሕጊ እታ ሃገር ኣቶ ብርሃኑ ጸጋይ ኣብ ዘካየዶ ጋዜጣዊ መግለጺ [...]
ላዕለዋይ ልኡኽ ሩስያ ናብ ሱዳን ምብጻሕ ኣካይዱ

ላዕለዋይ ልኡኽ ሩስያ ናብ ሱዳን ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: 14 November 2018 ብምክትል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ ሚኻይል ቦጋድኖቭ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ሩስያ፣ ከም መቀጸልታ ናይ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ርክባቱ፣ ኣብ ሱዳን ምብጻሕ ኣካይዱ። ምክትል ሚ [...]
ሶማል፣ መጥቃዕቲ ቦምብ ልዕሊ 50 ሰባት ተቐቲሎም

ሶማል፣ መጥቃዕቲ ቦምብ ልዕሊ 50 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 14 November 2018 ኣብ ሶማል፣ ከተማ ሞቛድሾ ብዝተኻየደ መጥቃዕቲ ልዕሊ 50 ሰባት ተቐቲሎም። በቲ ብ9 ሕዳር ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ብውሕዱ ሓደ ሚእቲ ሰባት'ውን ብከቢድን ፎኵሲን ቆሲሎም ከምዘለዉ ወኪል ኣገልግሎ [...]
1 154 155 156 157 158 211 1560 / 2104