Category: ኣህጉራዊ ዜና
‘ዘተ ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ጀነራል ኣልቡርሃንን፣ ክሕደት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ሱዳን’ዩ’ ሲቪካውያን ማሕበራት
Radio Erena: 09 January 2022
ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን ተፈጢሩ ዘሎ ቅልውላው ንምዕራፍ ምስ ሰበስልጣን እታ ሃገር ኣብ ጽዑቕ ዘተ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።
ዋና ጸሓፊ’ቲ ውድብ ምስ ጀነራል ዓብደልፋታሕ ኣልቡርሃን [...]
ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ ኣብ የመን ሓድሽ ማዕበል ደብዳብ ነፈርቲ ከካይድ ጀሚሩ
Radio Erena: 09 January 2022
ብስዑዲ ዓረብ ዝምራሕ ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ ኣብ የመን ሓድሽ ማዕበል ደብዳብ ነፈርቲ ከካይድ ጀሚሩ።
ካብ ከተማ ሰንዓ ዝተመሓላለፈ ዜና ከምዘመልክቶ፣ ብቀዳም 8 ጥሪ ነፈርቲ ውግእ’ቲ [...]
ቻይና፣ ንኩነታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ ክትምዝዝ’ያ
Radio Erena: 07 January 2022
ቻይና፣ ምስቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ተተሓሒዙ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዘሎ ኩነታት ብቀረባ ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ ክትምዝዝ ምዃና፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር፣ [...]
ሓይልታት ሑቲ፣ ‘ወትሃደራዊ ቀረባት ዝጸዓነት መርከብ’ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ከምዝሓዙ ገሊጾም
Radio Erena: 06 January 2022
ሓይልታት ሑቲ፣ ወትሃደራዊ ቀረባት ዝጸዓነት'ያ ዝበልዋ፣ መርከብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ገማግም ማያት ቀይሕ ባሕሪ ናይ የመን ከምዝሓዙ ኣፍሊጦም።
እታ መርከብ፣ ብዘይፍቓድ [...]
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ሓሙሽተ ዓመታት ሓሙሻይ ኣማሓዳሪ ሃገራዊ ባንክ ሰጕጉ
Radio Erena: 06 January 2022
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ሳልቫኪር ሚያርዲት፣ ንኣማሓዳሪ ሃገራዊ ባንክ፣ ዲየን ቶግ ንጎር ካብ መዝነቱ ኣልዩዎ።
እቲ ፕረዚደንት፣ ካብ 3 ጥሪ ኣትሒዙ፣ ነቲ ኣማሓዳሪ ካብ ስልጣኑ [...]
ሱዳን፣ መስመር ጋልባት-መተማ ክኽፈት ብኢትዮጵያ ንዝቐረበ እማመ ከምዝነጸገት ተገሊጹ
Radio Erena: 06 January 2022
ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ኣብቲ ተደጋጋሚ ግጭታት ዝካየደሉ ዘሎ ከባቢታት ዶብ፣ ኣብ ሓለዋ ዝዋፈር ሓባራዊ ሰራዊት ንምቛም ኣብ ዝብል ዛዕባ ከምዝተዘያ ተሓቢሩ።
ኣብቲ ብረቡዕ 05 ጥ [...]
ኣመሪካ፣ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ናብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክትምዝዝ’ያ
Radio Erena: 05 January 2022
ብምምሕዳር ባይደን፣ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኮይኑ፣ ዝተመዘዘ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፌልትማን፣ ድሕሪ ናይ ትሽዓተ ኣዋርሕ ስራሕ፣ መዝነቱ ክሓድግ ምዃኑ ሮይተርስ ሓቢሩ።
[...]
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብዛዕባ ኵናት ትግራይ ንምዝታይ ጽባሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ’ዩ
Radio Erena: 05 January 2021
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፌልትማን፣ ብዛዕባ ኵናት ትግራይን ፖለቲካው መዕለቢ ክርከበሉ ኣብ ዘሎ ተኽእሎታትን ብዝምልከት ንምምይያጥ፣ ጽባሕ ሓሙስ 6 ጥሪ ናብ ኣዲስ ኣ [...]
ኡጋንዳ፣ ወዱ ንፕረዚደንት ጸሪፍካ ተባሂሉ ዝተኸሰሰ ህቡብ ደራሲ ተኣሲሩ
Radio Erena: 05 January 2022
ወዱ ንፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ዩዌሪ ሙሴቬኒ ጸሪፍካ ተባሂሉ ዝተኸሰሰ፣ ህቡብ ደራሲ ኣብ ካምፓላ ከምዝተኣስረ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን።
እቲ ካካዌንዛ ሩኪራባሻይጃ ዝተባህ [...]
‘ኢትዮጵያ፣ ዋጋ መግብታት ብልዕሊ 40% ንሂሩ።’
Radio Erena: 05 January 2022
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ዝቕጽል ዘሎ ኵናት፣ ከቢድ ናይ ቁጠባ ቅልውላው ከምዝፈጠረ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን፣ ዋጋታት መግቢ ብልዕሊ 40% ከምዝነሃረ ውድብ መግቢ ዓለም ኣፍሊጡ።
ብመሰረ [...]