Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 140 141 142 143 144 361 1420 / 3604
ወራስ ዓራት ስዑዲ ዓረብ፣ መሓመድ ቢን ሳልማን፣ ኣብ ሓሙሽተ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ዑደት የካይድ ኣሎ

ወራስ ዓራት ስዑዲ ዓረብ፣ መሓመድ ቢን ሳልማን፣ ኣብ ሓሙሽተ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ዑደት የካይድ ኣሎ

Radio Erena: 07 December 2021 ወራሲ ዓራትን ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚን ስዑዲ ዓረብ፣ መሓመድ ቢን ሳልማን፣ ናብ ሓሙሽተ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ዑደት የካይድ ኣሎ። ዑደቱ ብ6 ታሕሳስ፣ ብዖማን ዝጀመረ መሓ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ፈረንሳ፣ ናብ ጂቡቲ ክበጽሕ ምዃኑ ተገሊጹ

ቀዳማይ ሚኒስተር ፈረንሳ፣ ናብ ጂቡቲ ክበጽሕ ምዃኑ ተገሊጹ

Radio Erena: 07 December 2021 ቀዳማይ ሚኒስተር ፈረንሳ፣ ዦን ካስቴክስ፣ ናብ ጂቡቲ ክበጽሕ ምዃኑ መርበብ ሓበሬታ ኣፍሪካን ኢንተሊጀንስ ገሊጹ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ናብታ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ እትርከብ ሃገ [...]
ኡጋንዳ፣ ዕዳኣ ክትከፍል ስለዘይክኣለት፣ መዓርፎ ነፈርታ ንቻይና ኣረኪባ ዝብል ዜና ሓቅነት ከምዘይብሉ ፕረዚደንት ሙሰቬኒ ገሊጹ

ኡጋንዳ፣ ዕዳኣ ክትከፍል ስለዘይክኣለት፣ መዓርፎ ነፈርታ ንቻይና ኣረኪባ ዝብል ዜና ሓቅነት ከምዘይብሉ ፕረዚደንት ሙሰቬኒ ገሊጹ

Radio Erena: 06 December 2021 ሃገራት ምዕራብ፣ ኣብ ኡጋንዳ ካፒታለን ከፍስሳ ባህጊ ስለዘይብለን፣ ወፍርታት ቻይና እናዓበየ ይመጽእ ከምዘሎ ፕረዚደንት ዩዌሪ ሙሴቬኒ ገሊጹ። እቲ ፕረዚደንት ምስ ሮይተስ ኣብ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ 19 ቢልዮን ዶላር ዝዋግኡ ነፈርቲ ውግእ ሄሊኮፕተራትን ድሮናትን ካብ ፈረንሳ  ክትሽምት’ያ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ 19 ቢልዮን ዶላር ዝዋግኡ ነፈርቲ ውግእ ሄሊኮፕተራትን ድሮናትን ካብ ፈረንሳ ክትሽምት’ያ

Radio Erena: 06 December 2021 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ 19 ቢልዮን ዶላር ዝዋግኡ ዝተፈላለየ ኣጽዋር ካብ ፈረንሳ ንምሽማት ስምምዕ ከቲማ። እቲ ኣብ መንጎ ወራስ ዓራት ኣቡዳቢን ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ኢ [...]
ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ቤጃ፣ ዘቕረቦ ጠለባት ኣብ ክልተ ቅነ መልሲ እንተዘይረኺቡ፣ ዳግማይ ንፖርት ሱዳን ክዓጹ  ምዃኑ ኣጠንቂቑ

ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ቤጃ፣ ዘቕረቦ ጠለባት ኣብ ክልተ ቅነ መልሲ እንተዘይረኺቡ፣ ዳግማይ ንፖርት ሱዳን ክዓጹ ምዃኑ ኣጠንቂቑ

Radio Erena: 06 December 2021 ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ቤጃ - ናዚሪስ፣ ኣብ ስምምዕ ሰላም ምብራቕ ሱዳን ዘቕረቦ ጠለባት፣ ኣብ ክልተ ቅነ፣ ካብ መንግስቲ መልሲ እንተዘይረኺቡ፣ ንወደብ ፖርት ሱዳንን ናብቲ ወደብ ዘ [...]
ኣንቶንዮ ጉተረዝ ምስ ኣልቡርሃን ምውጋኑ ብሱዳናውያን ፖለቲከኛታት ይንቀፍ

ኣንቶንዮ ጉተረዝ ምስ ኣልቡርሃን ምውጋኑ ብሱዳናውያን ፖለቲከኛታት ይንቀፍ

Radio Erena: 05 December 2021 ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብዓብደላ ሓምዶክን ኣልቡርሃንን ዝቐረበ እማመ ማሕበር ሰብ ሞያ ሱዳን ክቕበሎ ንዘቕረቦ ጻውዒት፣ እቲ ማሕበር ነጺጉዎ። ኣንቶንዮ ጉተረዝ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ማሕበ [...]
‘ቻይና፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝግበር ምትእትታው ወጻኢ ሃገራት ብትሪ ትቃወም’: ኣምባ. ዣዎ ሺዩዋን

‘ቻይና፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝግበር ምትእትታው ወጻኢ ሃገራት ብትሪ ትቃወም’: ኣምባ. ዣዎ ሺዩዋን

Radio Erena: 05 December 2021 cክብል ኣምባሳደር’ታ ሃገር ገሊጹ። ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣዎ ሺዩዋን ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ሃገራት ምዕራብ ብስም ሰብኣዊ መሰላትን ደሞክራሲን ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብርኦ ምትእትታ [...]
ሱዳን፣ ናብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘዳውባ ዞባ ኣልፋሺጋ ተወሳኺ ሰራዊትን ኣጽዋርን ተጸግዕ ከምዘላ ተሓቢሩ

ሱዳን፣ ናብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘዳውባ ዞባ ኣልፋሺጋ ተወሳኺ ሰራዊትን ኣጽዋርን ተጸግዕ ከምዘላ ተሓቢሩ

Radio Erena: 04 December 2021 ሱዳን፣ ናብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘዳውባ ዞባ ኣልፋሽጋ ተወሳኺ ሰራዊትን ኣጽዋርን ተዋፍር ከምዘላ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እታ ሃገር ናብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘሰሓሕባ ዘሎ [...]
ሰራዊት ኡጋንዳ፣ ዕጡቓት ንምህዳን ዶብ ሰጊሩ ናብ ኮንጎ ከምዝኣተወ ተገሊጹ

ሰራዊት ኡጋንዳ፣ ዕጡቓት ንምህዳን ዶብ ሰጊሩ ናብ ኮንጎ ከምዝኣተወ ተገሊጹ

Radio Erena: 03 November 2021 ኡጋንዳ፣ ኣብ ዞባ ኪቩ ዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ንምህዳን ምስ ደሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ ብሓባር ዝስለፍ ሰራዊት ከምዝልኣኸት መደበር ቴሌቪዥን ፈረንሳ ኣቃሊሓ። ሰራዊት ኡጋንዳ፣ [...]
ፕረዚደንት ሶማልን ኣሚር ቀጠርን ኣብ ህሉው ኩነታት ሶማልን ናይ ምትሕግጋዝ መደባትን ዘትዮም

ፕረዚደንት ሶማልን ኣሚር ቀጠርን ኣብ ህሉው ኩነታት ሶማልን ናይ ምትሕግጋዝ መደባትን ዘትዮም

Radio Erena: 03 November 2021 ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ፋርማጆ፣ ናብ ቀጠር ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ፕረዚደንት፣ ምስ በዓልቲ ቤቱን ክልተ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝርከቦም፣ ክልተ ሚኒስተ [...]
1 140 141 142 143 144 361 1420 / 3604