Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 122 123 124 125 126 366 1240 / 3652
ነዳዲ ጽዒና፣ ኣብ የመን፣ ን5 ዓመታት ኣብ ሰንፈላል እትርከብ መርከብ፣ ንኽትልዓል 80 ሚልዮን ዶላር ከምዘድሊ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

ነዳዲ ጽዒና፣ ኣብ የመን፣ ን5 ዓመታት ኣብ ሰንፈላል እትርከብ መርከብ፣ ንኽትልዓል 80 ሚልዮን ዶላር ከምዘድሊ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

Radio Erena: 11 April 2022 ልዕሊ ሓደ ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ጽዒና፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን፣ ንሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ሰንፈላል እትርከብ መርከብ፣ ንኽትልዓል 80 ሚልዮን ዶላር ከምዘድሊ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። [...]
ቀዳማይ ሚኒስተርን ፕረዚደንትን ሶማል ብጉዳይ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብታ ሃገር ተሰሓሒቦም

ቀዳማይ ሚኒስተርን ፕረዚደንትን ሶማል ብጉዳይ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብታ ሃገር ተሰሓሒቦም

Radio Erena: 11 April 2022 ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል፣ ሑሰን ሮብለ፣ ንፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብታ ሃገር፣ ፍራንሲስኮ ማደይራ፣ ካብ ሶማል ክወጻእ ምእዛዙ፣ ዘይሕጋዊ'ውን ስልጣኑ ዘየፍቅደሉን 'ዩ ክብል፣ ፕረ [...]
መራኽብ ኵናት ቻይና፣ ንመጀመርያ እዋነን ኣብ ጂቡቲ ከምዝተራእያ ተሓቢሩ

መራኽብ ኵናት ቻይና፣ ንመጀመርያ እዋነን ኣብ ጂቡቲ ከምዝተራእያ ተሓቢሩ

Radio Erena: 08 April 2022 መራኽብ ኵናት ቻይና፣ ንመጀመርያ እዋን፣ ኣብ ጂቡቲ ከምዝተራእያ ዝተፈላለዩ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። ቻይና፣ ኣብ ጂቡቲ ካብ 2016 ኣትሒዛ ወትሃደራዊ መዓስከር ካብ እተቕ [...]
ሩስያ ካብ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ተወንዚፋ፣ ኤርትራ ግና ንሩስያ ደጊፋ

ሩስያ ካብ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ተወንዚፋ፣ ኤርትራ ግና ንሩስያ ደጊፋ

Radio Erena: 07 April 2022 ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ወራር ኣካይዳትሉ ኣብ ዘላ እዋን፣ ሰራዊታ ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ብዝፈጸምዎ ግፍዒ፣ ቅትለትን ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላትን፣ ካብ ኣባልነት ቤት ምኽሪ ሰብኣ [...]
ፕረዚደንት የመን፣ ዓብደረቦ መንሱር ሓዲ ስልጣኑ ሓዲጉ

ፕረዚደንት የመን፣ ዓብደረቦ መንሱር ሓዲ ስልጣኑ ሓዲጉ

Radio Erena: 07 April 2022 ንዝሓለፈ7 ዓመታት፣ ኣብ ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ስደት ዝጸንሐ ፕረዚደንት የመን፣ ዓብደረቦ መንሱር ስልጣኑ ሓዲጉ። ንሱ፣ ሎሚ ሓሙስ 07 ሚያዝያ፣ ብቴሌቪዥን ኣብ ዘመሓላለፎ መልእ [...]
ን27 ዓመታት ንቡርኪናፋሶ ዝመርሐ፣ ፕረዚደንት ነበር፣ ብሌዝ ካምፓኦረ ንሕልፈት ክእሰር ተፈሪዱ

ን27 ዓመታት ንቡርኪናፋሶ ዝመርሐ፣ ፕረዚደንት ነበር፣ ብሌዝ ካምፓኦረ ንሕልፈት ክእሰር ተፈሪዱ

Radio Erena: 06 April 2022 ን27 ዓመታት ንቡርኪናፋሶ ዝመርሐ፣ ፕረዚደንት ነበር፣ ብሌዝ ካምፓኦረን ክልተ መሻርኽቱን ንሕልፈት ክእሰሩ ወትሃደራዊ ቤት ፍርዲ፣ ብረቡዕ 06 ሚያዝያ ብይን ሂቡ። እቲ ኣብ 198 [...]
‘ሓይልታት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ተወላዶ ትግራይ፣ ዘርኢ ምስ ምጽናት ዝጽብጸበ ገበናት ፈጺሞም።’

‘ሓይልታት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ተወላዶ ትግራይ፣ ዘርኢ ምስ ምጽናት ዝጽብጸበ ገበናት ፈጺሞም።’

Radio Erena: 06 April 2022 ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ተወላዶ ትግራይ፣ ዘርኢ ምስ ምጽናት ክጽብጸብ ዝኽእል ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ከምዝፈጸሙ፣ ንእዋናዊ ጸብጻብ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናልን ሁማን ራይ [...]
ባይቶ ኮንግ ኣመሪካ፣ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ውሳኔ ክህበሉ መዲቡ ዝነበረ ንድፈ ሕጊ ናብ ካልእ እዋን ኣሰጋጊርዎ

ባይቶ ኮንግ ኣመሪካ፣ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ውሳኔ ክህበሉ መዲቡ ዝነበረ ንድፈ ሕጊ ናብ ካልእ እዋን ኣሰጋጊርዎ

Radio Erena: 06 April 2022 ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣመሪካ ወይ ኮንግረስ፣ ምስ ኵናት ትግራይ ተተሓሒዙ፣ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ውሳኔ ክህወበሉ መዲቡ ዝንበረ ብHR6600 ን S3199 ዝፍለጡ ንድፈ ሕግታት፣ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብሓገዝ ቻይና ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ ንምምስራሕ ዝጀመረቶ መደብ ኣቛሪጻቶ

ኢትዮጵያ፣ ብሓገዝ ቻይና ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ ንምምስራሕ ዝጀመረቶ መደብ ኣቛሪጻቶ

Radio Erena: 06 April 2022 ኢትዮጵያ፣ ብሓገዝ ቻይና፣ ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ ንምምስራሕ ዝጀመረቶ መደብ ከምዘቋረጸቶ ዘ ሪፖርተር ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ። እታ ሃገር ነቲ መደብ ዘቋረጸቶ፣ ክኽተብ ዝደሊ [...]
ፈረንሳ ዘቛረጸቶ መደብ ምህናጽ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ፣ ብሩስያ ንምትካእ ውጥን ከምዘሎ ተቓሊዑ

ፈረንሳ ዘቛረጸቶ መደብ ምህናጽ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ፣ ብሩስያ ንምትካእ ውጥን ከምዘሎ ተቓሊዑ

Radio Erena: 06 April 2022 ምስ ናጽነት ኤርትራ ኣብ 1991 ዝተበታተነ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ፣ ዳግም ንምቛም ምስ መንግስቲ ፈረንሳ ዝተበጽሕ ስምምዕ፣ በንኪ ኵናት ትግራይ ድሕሪ ምፍሻሉ፣ እቲ መደብ ብሓገዝ ሩስያ [...]
1 122 123 124 125 126 366 1240 / 3652