Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 123 124 125 126 127 366 1250 / 3652
ጀነራል ኣልቡርሃን፣ ንፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ካብ ሱዳን ክሰጎ ምዃኑ ኣጠንቂቑ

ጀነራል ኣልቡርሃን፣ ንፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ካብ ሱዳን ክሰጎ ምዃኑ ኣጠንቂቑ

Radio Erena: 05 April 2022 ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን፣ ንፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት፣ ቮልከር ፐርትስ፣ ካብ ሱዳን ክሰጎ ምዃኑ ኣጠንቂቑ። እቲ ጀነራል፣ ኣብ ባ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ሒደት ኣዋርሕ፣ ኣስታት 100 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ንምስጓግ ወጢና

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ሒደት ኣዋርሕ፣ ኣስታት 100 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ንምስጓግ ወጢና

Radio Erena: 04 April 2022 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ሒደት ኣዋርሕ፣ ኣስታት 100 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ንምስጓግ ወጢና ከምዘላ ቴሌቪዥን ፈረንሳ 24 ኣቃሊሓ። ኣብታ ሃገር፣ ኣስታት 750 ሽሕ ኢትዮጵያን ከ [...]
ገማግም ባሕሪ ሊብያ፣ ብውሕዱ 90 ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ጥሒሎም

ገማግም ባሕሪ ሊብያ፣ ብውሕዱ 90 ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ጥሒሎም

Radio Erena: 04 April 2022 ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ፣ ኣስታት 90 ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ከምዝጠሓሉ ሓካይም ብዘይ ዶብ ገሊጹ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ግብረ ሰናይ ብዝዘርግሖ ሓበሬታ መሰረት፣ ካብ ዓቕማ ን [...]
ኣብ ሶማሊላንድ፣ ከተማ ሃርጌሳ፣ ብዘጋጠመ ባርዕ ልዕሊ 2 ሽሕ ትካላት ንግዲ ተሃሙዅ

ኣብ ሶማሊላንድ፣ ከተማ ሃርጌሳ፣ ብዘጋጠመ ባርዕ ልዕሊ 2 ሽሕ ትካላት ንግዲ ተሃሙዅ

Radio Erena: 04 April 2022 ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ከተማ ሃርጌሳ፣ ዑሙር ዕዳጋ ኣብ ዝካየደሉ ከባቢ ብዘጋጠመ ባርዕ ብውሕዱ 2 ሽሕ ዱኳናትን ኣብያተ ሸቐጥን ከምዝተሃሞኸ መንግስቲ እታ ሃገር ብ2 ሚያዝያ [...]
ልኡኽ መንግስቲ እስራኤል፣ ኣብ ሱዳን ምስጢራዊ ምብጻሕ ከምዘካየደ ተገሊጹ

ልኡኽ መንግስቲ እስራኤል፣ ኣብ ሱዳን ምስጢራዊ ምብጻሕ ከምዘካየደ ተገሊጹ

Radio Erena: 04 April 2022 ልኡኽ መንግስቲ እስራኤል፣ ናብ ሱዳን ምስጢራዊ ምብጻሕ ከምዘካየደ፣ ንምንጭታት ዜና ብምጥቃስ ዮርሳሌም ፖስት ሓቢሩ። እቲ ኣባላቱ ዘይተነጸረ ልኡኽ መንግስቲ እስራኤል፣ ኣብ ዝሓለፈ [...]
ሰሙናዊ ፍጻሜታት

ሰሙናዊ ፍጻሜታት

Radio Erena: 02 April 2022 https://www.youtube.com/watch?v=fq9JJScvm30 [...]
ፕረዚደንት ኬንያታ፣ ኣብ ቅዋም እታ ሃገር ለውጢ ንምግባር ዘቕረቦ እማመ ብላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ተነጺጉ

ፕረዚደንት ኬንያታ፣ ኣብ ቅዋም እታ ሃገር ለውጢ ንምግባር ዘቕረቦ እማመ ብላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ተነጺጉ

Radio Erena: 01 April 2022 ፕረዚደንት ኬንያ፣ ኡሁሩ ኬንያታ፣ ኣብ ቅዋም እታ ሃገር ለውጢታት ንምግባር ዘቕረቦ እማመ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እታ ሃገር ነጺግዎ። እቲ ቤት ፍርዲ፣ ነቲ ተበግሶ ምህናጽ ድልድል ዝ [...]
ስዑዲን ሕቡራት ኢማራትን፣ ኣብ ጾም ሮሞዳን ክካየድ ትጽቢት ዝግበረሉ ዘት ሰላም የመን ንምዕዋት፣ ኵናት ደው ከምዘበላ ኣፍሊጠን

ስዑዲን ሕቡራት ኢማራትን፣ ኣብ ጾም ሮሞዳን ክካየድ ትጽቢት ዝግበረሉ ዘት ሰላም የመን ንምዕዋት፣ ኵናት ደው ከምዘበላ ኣፍሊጠን

Radio Erena: 31 March 2022 ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ምእንቲ 'ቲ ኣብ እዋን ጾም ሮሞዳን ክግበር ትጽቢት ዝተነብረሉ ዝርርብ ሰላም የመን፣ ኣብ ልዕሊ እታ ሃገር ዘካይድኦ ዘለዋ ኵናት፣ ደው ከምዘበላ ኣፍሊ [...]
ኣብ ክልል ዓፈር፣ ጽዑቕ ኵናት ይቕጽል ከምዘሎ ተገሊጹ

ኣብ ክልል ዓፈር፣ ጽዑቕ ኵናት ይቕጽል ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 31 March 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምእንቲ ሰብኣዊ ሓገዛት ኵናት ደው ክብል ምውሳኑ፣ ተቐባልነት እኳ እንተረኸበ፣ ዛጊት ዝተራየእ፣ ረዲኤት ናይ ምብጻሕ ተበግሶ ከምዘየለ ብወገን ትግራይ ይግለጽ ኣሎ። [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሰበ ስልጣን ዝነበሩ ተጋሩ ካብ ማእሰርቲ ከምዝፈትሐ ተገሊጹ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሰበ ስልጣን ዝነበሩ ተጋሩ ካብ ማእሰርቲ ከምዝፈትሐ ተገሊጹ

Radio Erena: 31 March 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሰበ ስልጣን ዝነበሩ ተጋሩ ካብ ማእሰርቲ ከምዝፈትሐ፣ ንጠበቓ ካብቶም እሱራት ብምውካስ ሮይተርስ ብ29 መጋቢት ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ ገሊጹ። እቲ መንግስቲ፣ ን [...]
1 123 124 125 126 127 366 1250 / 3652