Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 120 121 122 123 124 365 1220 / 3650
ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ሓይልታት መንግስትን ኦነግን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጭታ ሓያሎ ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ሓይልታት መንግስትን ኦነግን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጭታ ሓያሎ ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

Radio Erena: 22 April 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ሓይልታት መንግስቲን ግንባር ሓርነት ኦሮሞን ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት ሓያሎ ሰባት ግዳያት ሞትን መቑሰልትን ከምዝኾኑ ተገሊጹ። ብፍላይ ኣብ ከባቢታት ሰሜን [...]
ዴንማርክ፣ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ናብ ርዋንዳ ንምግዓዝ ትዝቲ ኣላ

ዴንማርክ፣ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ናብ ርዋንዳ ንምግዓዝ ትዝቲ ኣላ

Radio Erena: 20 April 2022 መንግስቲ ዴንማርክ፣ ኣሰር እስራኤልን ብሪጣንያን ስዒቡ፣ ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ናብ ርዋንዳ ንምግዓዝ ይዝቲ ከምዘሎ ሮይተርስ ሓቢሩ። 'ምስ ርዋንዳ ነካይዶ ዘሎ ዘተ፣ ኣተገባብ [...]
ሩዋንዳ፣ ካብ ብሪጣንያ ንዝስጎጉ ሓተቲ ዑቕባ ንምቕባል ትዳሎ ምህላዋ ተሓቢሩ

ሩዋንዳ፣ ካብ ብሪጣንያ ንዝስጎጉ ሓተቲ ዑቕባ ንምቕባል ትዳሎ ምህላዋ ተሓቢሩ

Radio Erena: 20 April 2022 ሩዋንዳ፣ ካብ ብሪጣንያ ንዝምለሱ ሓተቲ ዑቕባ ንምቕባል ምድላዋት ትገብር ከምዘላ ተሓቢሩ። መርበብ ሓበሬታ ሞኒተር ካብ ካምፓላ ንሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩዋንዳ፣ ቪንሰንት ቢሩታ፣ ብምጥቃ [...]
ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ኣብ ህዝባዊ ተቓውሞ ዝተሳተፋ 16 ደቂንስትዮ ከምዝዓመጹ ተገሊጹ

ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ኣብ ህዝባዊ ተቓውሞ ዝተሳተፋ 16 ደቂንስትዮ ከምዝዓመጹ ተገሊጹ

Radio Erena: 20 April 2022 ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ኣንጻር እቲ ስልጣን ብሒቱ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ ካብ ዝተሳተፋ ብውሕዱ 16 ደቂንስትዮ ከምዝዓመጹ፣ ፍሉይ ሉእኽ ሕቡራት ሃገራት፣ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ሰለስተ ርብዒ (¾) ካብ ህዝባ ንሓደጋ ጥሜት ተቓሊዑ

ደቡብ ሱዳን፣ ሰለስተ ርብዒ (¾) ካብ ህዝባ ንሓደጋ ጥሜት ተቓሊዑ

Radio Erena: 20 April 2022 ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ልዕሊ 7.8 ሚልዮን ህዝቢ ተጸባይ ህጹጽ ናይ መግቢ ረዲኤት ኮይኑ ምህላዉ ሕቡራት ሃገራት ኣተሓሳሲቡ። ኣብዚ ወርሓት ግንቦት ክሳብ ሓምለ ዘሎ ወቕቲ፣ ንህዝቢ ደቡብ ሱ [...]
ሱዳን፣ ዞባ ኣልፋሺጋ፣ ዘየከራኽር ሉኣላዊ መሬታ ምዃኑ ገሊጻ

ሱዳን፣ ዞባ ኣልፋሺጋ፣ ዘየከራኽር ሉኣላዊ መሬታ ምዃኑ ገሊጻ

Radio Erena: 19 April 2022 ንሱዳንን ኢትዮጵያን ዘዋስን ሰፊሕ ናይ ሕርሻ ዞባ ኣልፋሺጋ፣ ዘየከራኽር ሉኣላዊ ኣካል ሱዳን ምዃኑ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር፣ ዓሊ ኣል ሳድቕ ገሊጹ። ሚኒስተር ኣል ሳድቅ [...]
ባንክ ዓለም፣ ንኢትዮጵያ ኣስታት 300 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ምምዳቡ፣ ግዜኡ ኣይኮነን ክብል ኮሚሽን ኤውሮጳ ተቓውምኡ ኣስሚዑ

ባንክ ዓለም፣ ንኢትዮጵያ ኣስታት 300 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ምምዳቡ፣ ግዜኡ ኣይኮነን ክብል ኮሚሽን ኤውሮጳ ተቓውምኡ ኣስሚዑ

Radio Erena: 19 April 2022 ብሰንኪ ኵናት፣ ዜጋታታ ንከቢድ ሰብኣዊ ቅልውላውን ሕሰምን መነባብሮን ተቓሊዖም ዘለው ኢትዮጵያ፣ ንህጹጽ ሓገዝ ዝኸወን ረድኤት ካብ ዝተፈላለዩ ለገስቲ ኣካላት ይውሕዘላ ኣላ። ባንክ [...]
‘ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝርአ ዘሎ ተደጋጋሚ መጥቃዕታት መራኽብ ንምግታእ፣ ብሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ ዝምራሕ ፍሉይ ሓይሊ ዕማም ክቐውም’ዩ’

‘ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝርአ ዘሎ ተደጋጋሚ መጥቃዕታት መራኽብ ንምግታእ፣ ብሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ ዝምራሕ ፍሉይ ሓይሊ ዕማም ክቐውም’ዩ’

Radio Erena: 18 April 2022 ኣመሪካ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንዝርአ ዘሎ ተደጋጋሚ መጥቃዕታት መራኽብ ንምግታእ ዝዓለመ ፍሉይ ሓይሊ ዕማም ከተቕውም ምዃና ኣፍሊጣ። ኣሶሸትድ ፕረስ፣ ንምክትል ዋና ኣዛዚ ናይቲ ኣብ [...]
ሶማል፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ንምምርጻ ኣብ ድርኩኺት ምብጽሓ ተገሊጹ

ሶማል፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ንምምርጻ ኣብ ድርኩኺት ምብጽሓ ተገሊጹ

Radio Erena: 18 April 2022 ኣብ ሶማል፣ ድሕሪ'ቲ ኣብ 31 መጋቢት ዝተኻየደ ምርጫ፣ ኣባላት ባይቶ ብቀዳም 16 መጋቢት ናይ መጀመርያ ኣኼባ ከምዘካየዱ ኣግርልግሎት ዜና ፈረንሳ ሓቢሩ። ዓበይቲ ዓዲ ናይ ዝተፈ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ሰለስተ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝወረደ ደርቂ ንምምካት ዝሕግዝ፣ ተወሳኺ ናይ 114 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ለጊሳ

ኣመሪካ፣ ኣብ ሰለስተ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝወረደ ደርቂ ንምምካት ዝሕግዝ፣ ተወሳኺ ናይ 114 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ለጊሳ

Radio Erena: 17 April 2022 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ኣብ ሰለስተ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝወረደ ደርቂ ንምምካት ዝሕግዝ፣ ተወሳኺ ናይ 114 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ለጊሳ። ዩ.ኤስ.ኤይድ ኣብ መግለጺኡ፣ እቲ ናይ 114 [...]
1 120 121 122 123 124 365 1220 / 3650