Category: ኣህጉራዊ ዜና
ባንክ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል’ታ ሃገር ጨናፍር ዘለወን ኩለን ባንክታት ኣገልግሎት ምሃብ ክጅምራ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ
Radio Erena: 04 December 2022
ሃገራዊ ባንክ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል’ታ ሃገር ጨናፍር ዘለወን ኩለን ባንክታት ኣገልግሎት ምሃብ ክጅምራ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ።
ብፍላይ ኣብ’ተን ፈደራላዊ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝቆጻ [...]
ወተሃደራዊ ዕልዋ ሱዳን ኣብቂዑ፣ ሲቪላዊ ግዚያዊ መንግስቲ ዝምስረተሉ ስምምዕ ጽባሕ ብወግዒ ክፍረም’ዩ
Radio Erena: 04 December 2022
ወተሃደራዊ ዕልዋ ሱዳን ኣብቂዑ፣ ሲቪላዊ ግዚያዊ መንግስቲ ዝምስረተሉ ስምምዕ ጽባሕ ሰኑይ 5 ታሕሳስ ብወግዒ ክፍረም ምዃኑ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
ጀነራል ዓብደል ፋ [...]
ፕረዚደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ፣ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም ናብ ደቡብ ሱዳን ኣትዩ
Radio Erena: 04 December 2022
ፕረዚደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ፣ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም ናብ ደቡብ ሱዳን ኣትዩ።
ዊልያም ሩቶ ብቀዳም 3 ታሕሳስ ንግሆ ኣብ ከተማ ጁባ ኣብ ዝኣተወሉ፣ ብፕረዚደንት ሳልቫ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ ብዝቐጸለ ግጭት ብውሕዱ 10 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 02 December 2022
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮምያ፣ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት፣ ሓያሎ ሰባት ከምዝተቐትሉ መርበባት ዜና ሓቢረን።
ዕጡቓት ኦሮሞ፣ ኣብ ምዕራብ ወለጋ፣ ኪራሙ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ብ2 [...]
ኡጋንዳ፣ ዓመታዊ 46 ሽሕ ቆልዑ ብቐሊሉ ክፍወስ ብዝኽእሉ ሕማማት ከምዝሞቱ ዩኒሴፍ ገሊጹ
Radio Erena: 02 December 2022
ኣብ ኡጋንዳ፣ ዓመታዊ ኣስታት 46 ሽሕ ቆልዑ፣ ብቐሊሉ ክፍወስ ብዝኽእል ሕማማት ከምዝሞቱ ምወላ ሕቡራት ሃገራት ንቖልዑ – UNICEF ገሊጹ።
እቲ ኣህጉራዊ ትካል ኣብ ዘውጽኦ [...]
ሰራዊት ጂቡቲን ፈረንሳን፣ ኣብ ዳህሳስን ስለያን ዘተኮረ ሓባራዊ ልምምድ ኣካይዶም
Radio Erena: 01 December 2022
ሰራዊት ጂቡቲን ፈረንሳ፣ ኣብ ዳህሳስ፣ ኮለላን ስለያን ዘተኮረ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይዶም።
እቲ ልዕሊ 450፣ ኣጋራ ሰራዊት ክልትኤን ሃገራት ዝተሳተፍዎ ልምምድ፣ ኣ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን ብዝተኸስተ ሕማም ኮሌራ፣ 20 ሰባት ምሟቶም ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ
Radio Erena: 01 December 2022
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን ብዝተኸስተ ሕማም ኮሌራ፣ 20 ሰባት ከምዝሞቱ ሕቡራት ሃገራት ብ 28 ሕዳር ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ።
እቲ ተላባዒ ናይ ውጽኣት ሕ [...]
ሱዳንን ስዑዲ ዓረብን ሓባራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ የካይዳ ኣለዋ
Radio Erena: 30 November 2022
ሓይልታት ባሕሪ ሱዳንን ስዑዲ ዓረብ፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ የካይዳ ከምዘለዋ ኣገልግሎት ዜና ቱርኪ ሓቢሩ።
እቲ 'ፋልክ 5' (Fulk 5) ዝተሰምየ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ል [...]
ሱዳን፣ ኣብ 8 ኣዋርሕ፣ ኣስታት ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ዝዋግኡ ነዳዲ ናብ መጻርዩኣ ከምዝኣለየት ደቡብ ሱዳን ወቒሳ
Radio Erena: 29 November 2022
ካብ ደቡብ ሱዳን ብሻምብቖታት ኣቢሉ ብመንገዲ ሱዳን ናብ ዕዳጋ ዓለም ክቕረብ ካብ ዝተላእከ ነዳዲ፣ እቲ 446 ሚልዮን ዶላር ዝግመት፣ ናብ መጻርዩ እታ ሃገር ከምዝተኣልየ መንግስቲ [...]
ኣልሸባብ፣ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኣብ ዝዓርፍሉ ሆቴል ብዘካየዶ መጥቓዕቲ፣ ኣኼባ ባይቶ ክሰጋገር ተገዲዱ
Radio Erena: 29 November 2022
ኣልሸባብ፣ ኣብ ከተማ ሞቛድሹ፣ ከባቢ ቤተ መንግስቲ ንዝርከብ፣ ሰበ ስልጣን ዝዓርፍሉ ሆቴል ከምዘጥቅዐ ኣካላት ጸጥታ እታ ሃገር ንማዕከናት ዜና ኣረጋጊጾም።
ዕጡቓት ኣልሸባብ፣ [...]