Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 97 98 99 100 101 365 990 / 3644
ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ደብዳብ ነፈርቲ ኣካይዳ

ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ደብዳብ ነፈርቲ ኣካይዳ

Radio Erena: 12 August 2022 ኣመሪካ፣ ኣብ ከባቢ 'ታ ኣብ ማእከላይ ሶማል እትርከብ ከተማ በለድወይን ተደጋጋሚ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ኣካይዳ። ወትሃደራዊ እዚ ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ እቲ ብ [...]
ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ቤጃ፣ ናጽነት ዝጠለብ ርእሰ ውሳኔ ምብራቕ ሱዳን ክእውጅ ምዃኑ ኣጠንቒቑ

ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ቤጃ፣ ናጽነት ዝጠለብ ርእሰ ውሳኔ ምብራቕ ሱዳን ክእውጅ ምዃኑ ኣጠንቒቑ

Radio Erena: 11 August 2022 መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ 2020 ዝተበጽሐ ስምምዕ ምብራቕ ሱዳን ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ከተግብሮ እንተዘይጀሚሩ፣ ብናዚሪ ዝፍለጥ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ቤጃ ርእሰ ውሳኔ እቲ ዞባ ክእ [...]
ኢትዮጵያ፣ ናብ ሶማል ተወሳኺ ሰራዊት ኣዋፊራ

ኢትዮጵያ፣ ናብ ሶማል ተወሳኺ ሰራዊት ኣዋፊራ

Radio Erena: 11 August 2022 ኢትዮጵያ፣ ካብ ኣልሸባብ ንዝገጥማ ዘሎ ተደጋጋሚ መጥቃዕታት ንምክልኻል፣ ናብ ሶማል ዞባ ጌዶ ተወሳኺ ሰራዊት ከምዝልኣኸት ተሓቢሩ። እቲ ናብ ደቡባዊ ምዕራብ ሶማል ተዋፊሩ ዘሎ ሰ [...]
ሰራሕተኛ ትዊተር ነበር፣ ብስዑዲ ዓረብ ተቖጺሩ ክስሊ ምጽንሑ ተቃሊዑ

ሰራሕተኛ ትዊተር ነበር፣ ብስዑዲ ዓረብ ተቖጺሩ ክስሊ ምጽንሑ ተቃሊዑ

Radio Erena: 11 August 2022 ናይ ሊባኖስን ኣመሪካን ዜግነት ዘለዎ፣ ኣሕመድ ኣቡዓሞ ዝተባህለ ሰራሕተኛ ትዊተር ነበር፣ ብስዑዲ ዓረብ ተቖጺሩ ኣብ ስለያ ክነጥፍ ምጽንሑ ተገሊጹ። እቲ ወዲ 44 ዓመት ሰራሕትኛ ትዊተ [...]
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ሓሙሽተ ዓመታት ሻድሻይ ኣማሓዳሪ ሃገራዊ ባንክ ሰጕጉ

ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ሓሙሽተ ዓመታት ሻድሻይ ኣማሓዳሪ ሃገራዊ ባንክ ሰጕጉ

Radio Erena: 10 August 2022 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ሳልቫኪር ሚያርዲት፣ ንኣማሓዳሪ ሃገራዊ ባንክ፣ ሞሰስ ማኩር ደንግ ካብ መዝነቱ ሰጕጉ። እቲ ፕረዚደንት፣ ኣብ ውሽጢ ሸሞንተ ኣዋርሕ ንኻልኣይ እዋኑ'ዩ ኣ [...]
ዕጡቓት ቻድ ዶብ ሱዳን ሰጊሮም 18 ሰባት ምቕታሎም መንግስቲ ከሲሱ

ዕጡቓት ቻድ ዶብ ሱዳን ሰጊሮም 18 ሰባት ምቕታሎም መንግስቲ ከሲሱ

Radio Erena: 10 August 2022 ዕጡቓት ቻድ፣ ዶብ ሱዳን ሰጊሮም 18 ሰባት ከምዝቐተሉ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ከሲሱ። እቶም ዕጡቓት፣ ብ4 ነሓሰ፣ ናብ ምዕራብ ዳርፉር ብምስጋር፣ ኣግ [...]
ቻይና፣ ኤርትራ ካብ እትርከበን 16 ሃገራት ዝኣቱ ነገራት ካብ ቀረጸ ናጻ ክትገብሮ’ያ

ቻይና፣ ኤርትራ ካብ እትርከበን 16 ሃገራት ዝኣቱ ነገራት ካብ ቀረጸ ናጻ ክትገብሮ’ያ

Radio Erena: 10 August 2022 ቻይና፣ ኤርትራ ካብ እትርከበን ኣብ ምምዕባል ዝርከባ 16 ሃገራት ዝኣቱ ነገራት፣ ብዜሮ ታሪፍ ወይ ድማ ካብ ናይ ሰደድ ቀረጽ ናጻ ክትገብሮ'ያ። ሚኒስትሪ ፋይናንስ እት እታ ሃገ [...]
ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ደቡብ 11 ሰለማውያን ሰባት ከምዝቐተሉ ተገሊጹ

ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ደቡብ 11 ሰለማውያን ሰባት ከምዝቐተሉ ተገሊጹ

Radio Erena: 09 August 2022 ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ደቡብ፣ ደራሼ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ 11 ሰለማውያን ሰባት ከምዝቐተሉ፣ ንሰራሕተኛታት ሆስፒታል ብምጥቃስ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። ሓይልታት [...]
ሱዳን፣ ሰለስተ መራሕቲ ተቓወምቲ ናብ ደቡብ ሱዳን ኣረኪባ

ሱዳን፣ ሰለስተ መራሕቲ ተቓወምቲ ናብ ደቡብ ሱዳን ኣረኪባ

Radio Erena: 09 August 2022 ሱዳን፣ ንሰለስተ መራሕቲ ተቓወምቲ ደቡብ ሱዳን ናብ ጁባ መሊሳ። እቶም ሜጀር ጀነራል ፑር ኡርዎፕ ኮል( Major General Pur Aruop Kuol) ሜጀረ ጀነራል ንዮን ጋራንግ ኮል [...]
ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ናብ ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት የካይድ ኣሎ

ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ናብ ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት የካይድ ኣሎ

Radio Erena: 09 August 2022 ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ ምምሕዳር ባይደን፣ ኣብ ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት የካይድ ኣሎ። እቲ ጸሓፊ ጉዳያት፣ ዑደቱ ብ7 ነሓሰ [...]
1 97 98 99 100 101 365 990 / 3644