Category: ዜና

1 78 79 80 81 82 383 800 / 3830
ብሰንኪ ናይ ወጻኢ ሸርፊ ዋሕዲ ፓስፖርት ዘጋጠማ ኢትዮጵያ፣ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ፓስፖርታት ካብ ፈረንሳ ኣዚዛ

ብሰንኪ ናይ ወጻኢ ሸርፊ ዋሕዲ ፓስፖርት ዘጋጠማ ኢትዮጵያ፣ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ፓስፖርታት ካብ ፈረንሳ ኣዚዛ

Radio Erena: Tuesday, 12 September 2023 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣጋጢምዎ ዘሎ ዋሕዲ ፓስፖርት ንምቕላል ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ፓስፖርታት ካብ ፈረንሳ ገዚኡ። መርበብ ዜና ኢንተሊጀንስ ብዝቐረበ ዜና መሰረት፣ [...]
‘ብርጌድ ንሓመዱ’ ኣንጻር ፌስቲቫላት ህግደፍ ዘካይዶ ዘሎ ስርሒታት፣ ብማዕከናት ዜና ዓለም ከም ሓደ ካብ ዓበይቲ ኣህጉራውያ ጉዳያት ይዝተየሉ

‘ብርጌድ ንሓመዱ’ ኣንጻር ፌስቲቫላት ህግደፍ ዘካይዶ ዘሎ ስርሒታት፣ ብማዕከናት ዜና ዓለም ከም ሓደ ካብ ዓበይቲ ኣህጉራውያ ጉዳያት ይዝተየሉ

Radio Erena: Tuesday, 12 SEptember 2023 ብብርጌድ ንሓመዱ ዝተጠርነፈ ምንቅስቓስ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ኣብ ኤውሮጳ፣ ኣመሪካ፣ ካናዳን እስራኤልን፣ ብኤምባሲታት ህግደፍ ንዝተወደበ ፌስቲቫላት ደው ንም [...]
ሱዳን ምስ ኤርትራ ዘዳውብ መስመር ዳግም ክኽፈት ጀነራል ኣልቡርሃን ኣዚዙ

ሱዳን ምስ ኤርትራ ዘዳውብ መስመር ዳግም ክኽፈት ጀነራል ኣልቡርሃን ኣዚዙ

Radio Erena: Monday, 11 September 2023 ሱዳን፣ ምስ ኤርትራ ዘራኽባ መስመር ዳግም ክኽፈት፣ ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪን ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊትን ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን ወሲኑ። ኣ [...]
ፖሊስ እስራኤል ኣብ ተልኣቪቭ ዝርከባ 4 ናይ ኤርትራውያን ቤተ ክርስቲያናት ነዚ ቀዳመ ሰንበት ክዕጸዋ ኣዚዙ

ፖሊስ እስራኤል ኣብ ተልኣቪቭ ዝርከባ 4 ናይ ኤርትራውያን ቤተ ክርስቲያናት ነዚ ቀዳመ ሰንበት ክዕጸዋ ኣዚዙ

Radio Erena: Sunday, 10 September 2023 ፖሊስ እስራኤል ኣብ ከተማ ተልኣቪቭ ዝርከባ ኣርባዕተ ናይ ኤርትራውያን ቤተ ክርስቲያናት ነዚ ቀዳመ ሰንበት ክዕጸዋ ኣዚዙ። እተን ኣብ ደቡባዊ ክፋል ከተማ ተልኣ [...]
ወተሃደራዊ መንግስቲ ሱዳን ምስ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ግጭት ኣትዩ

ወተሃደራዊ መንግስቲ ሱዳን ምስ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ግጭት ኣትዩ

Radio Erena: Sunday, 10 September 2023 ሕብረት ኣፍሪቃ ምስ ፈጣን ሓይልታት ምልሻ ዘተ ምክያዱ፤ ኣብ ልዕሊ ሱዳን ዘለዎ ንዕቀት እዩ ኣርእዩ፤ ክብል ወተሃደራዊ መንግስቲ'ታ ሃገር ከሲሱ። ሕብረት ኣፍሪቃ፤ ጉ [...]
ግብጺ፤ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ክገብር ናብ ማሕበር ሃገራት ዓረብ ትጠርዕ

ግብጺ፤ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ክገብር ናብ ማሕበር ሃገራት ዓረብ ትጠርዕ

Radio Erena: Sunday, 10 September 2023 ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ዲጋ ህዳሴ ዝወሰደቶ በይናዊ ውሳኔ ደው ከተብል፤ ማሕበር ሃገራት ዓረብ ጸቕጢ ክገብረላ፤ ግብጺ ጸዊዓ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ሳምሕ ሹክሪ፤ [...]
ኣብ ኤርትራ ተቐይዶም ዝጸንሑ 70 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ተፋንዮም

ኣብ ኤርትራ ተቐይዶም ዝጸንሑ 70 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ተፋንዮም

Radio Erena: Friday, 08 SEptember 2023 ኣብ ኤርትራ፣ ንኣስታት ሓደ ወርሒ ተቐይዶም ዝጸንሑ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ናብ ዓዶም ከምዝተፋነዉ፣ ኣገልግሎት ዜና ቻይና -ሺንሁዋ ካብ ዓደን ሓቢሩ። ሺንሁዋ [...]
‘ኣነ ስድራቤተይን ብኤርትራውያን ተጠቒዕና።’ ምክትል ከንቲባ ከተማ ቴልኣቪቭ፣

‘ኣነ ስድራቤተይን ብኤርትራውያን ተጠቒዕና።’ ምክትል ከንቲባ ከተማ ቴልኣቪቭ፣

Radio Erena: Friday, 08 SEptember 2023 ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትሕቲ ዕጡቓት ፋኖ ንዝጸንሐ ከባቢታት ምዕራብ ጎጃም ከምዝተቖጻጸረ ተሓቢሩ ምክትል ከንቲባ ከተማ ቴልኣቪቭ፣ ሃይም ጎረን፣ ንሱን ስድራቤቱ [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ግንባራት ከቢድ ስዕረት ንዘጓነፎ ሰራዊት ሞራል ንምሃብ ዑደት የካይድ

ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ግንባራት ከቢድ ስዕረት ንዘጓነፎ ሰራዊት ሞራል ንምሃብ ዑደት የካይድ

Radio Erena: Tuesday, 05 September 2023 ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ኣብ ሓያሎ ግንባር ከቢድ ስዕረት ንዝወረዶ ሰራዊት እታ ሃገር ሞራል ንምሃብ ዑደት ምክያዱ ተሓቢሩ። እቲ ፕረዚደንትን ላ [...]
1 78 79 80 81 82 383 800 / 3830