Category: ሃገራዊ ዜና

1 74 75 76 77 78 214 760 / 2136
‘ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ ኣብ ጀርመን፣ ብናይ ካራ መጥቃዕቲ ጓል 14 ዓመት ቆልዓ ቀቲሉ ካልኣይቲ ድማ ብኸቢድ ኣቝሲሉ።’ ፖሊስ

‘ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ ኣብ ጀርመን፣ ብናይ ካራ መጥቃዕቲ ጓል 14 ዓመት ቆልዓ ቀቲሉ ካልኣይቲ ድማ ብኸቢድ ኣቝሲሉ።’ ፖሊስ

Radio Erena: 05 December 2022 ኣብ ደቡባዊ ጀርመን፣ ኣብ ጎደና ብዝተፈጸመ ናይ ካራ መጥቓዕቲ፣ ጓል 14 ዓመት ቆልዓ ክትቕተል እንከላ ጓል 13 ዓመት ድማ ብጽኑዕ ቆሲላ ከምዘላ ፖሊስ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። [...]
ነርወይን ካናዳን፣ መንግስቲ ኤርትራ ንዝመደቦም ሓለፍቲ ቆንስላዊ ኣገልግሎታት ነጺገን

ነርወይን ካናዳን፣ መንግስቲ ኤርትራ ንዝመደቦም ሓለፍቲ ቆንስላዊ ኣገልግሎታት ነጺገን

Radio Erena: 05 December 2022 ነርወይን ካናዳን፣ መንግስቲ ኤርትራ ንዝመደቦም ሓለፍቲ ቆንስላዊ ኣገልግሎታት ከምዝነጸጋ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ንራድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። ነርወይ፣ ዘርእሰናይ ተስፋይ ንዝተ [...]
ባንክ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል’ታ ሃገር ጨናፍር ዘለወን ኩለን ባንክታት ኣገልግሎት ምሃብ ክጅምራ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ

ባንክ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል’ታ ሃገር ጨናፍር ዘለወን ኩለን ባንክታት ኣገልግሎት ምሃብ ክጅምራ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ

Radio Erena: 04 December 2022 ሃገራዊ ባንክ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል’ታ ሃገር ጨናፍር ዘለወን ኩለን ባንክታት ኣገልግሎት ምሃብ ክጅምራ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ። ብፍላይ ኣብ’ተን ፈደራላዊ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝቆጻ [...]
ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ሓያሎ ከባቢታት ትግራይ ከምዝሰሓበ ተገሊጹ

ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ሓያሎ ከባቢታት ትግራይ ከምዝሰሓበ ተገሊጹ

Radio Erena: 02 December 2022 ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ሓያሎ ከባቢታት ትግራይ ከምዝሰሓበ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። ኣብ ከባቢታት ሽረ፣ ኣኽሱምን ዓድዋን ዝጸንሓ ኣሃዱታት ኤርትራ፣ ናብ ከባቢታት ዶብ [...]
ካቶሊካውያን ማሕበረሰብ ዓለም፣ ኣብ ኤርትራ ንዝተኣስሩ ኣባ ፍቕረ ማርያም ሓጎስ ኣተኩሮ ክህቡ ጻውዒት ቀሪቡ

ካቶሊካውያን ማሕበረሰብ ዓለም፣ ኣብ ኤርትራ ንዝተኣስሩ ኣባ ፍቕረ ማርያም ሓጎስ ኣተኩሮ ክህቡ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 29 November 2022 ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ኣቃልቦ ካቶሊካውያን ማሕበረሰብ ዓለም ዝሰሓበ ፍጻሜ፣ 90 ዓመት ዝዕድሚኦም ካርዲናል ጆሴፍ ዘን፣ ኣብ 2019 ኣንጻር ቻይና ኣብ ሆንጎ ንዝተኻየደ ሰልፊ ግዳያ [...]
‘ህላወ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ክልል ትግራይ፣ ንመስርሕ ሰላም ዕንቅፋት ክኸውን ይኽእል እዩ’:  ኦባሳንጆ

‘ህላወ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ክልል ትግራይ፣ ንመስርሕ ሰላም ዕንቅፋት ክኸውን ይኽእል እዩ’: ኦባሳንጆ

Sunday,, 27 November 2022 ‘ህላወ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ክልል ትግራይ፣ ንመስርሕ ሰላም ዕንቅፋት ክኸውን ይኽእል እዩ’ ክብል ኣብቲ ዞባ ዑደት ዘካየደ ላዕለዋይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ገሊጹ። ነቲ ልኡኽ ዝመርሐ ኦሊሰ [...]
ናይ ሎሚ ዓርቢ 25 ሕዳር ፈነወና፦

ናይ ሎሚ ዓርቢ 25 ሕዳር ፈነወና፦

Radio Erena: 25 November 2022 Radio Erena · ዓርቢ 25 ሕዳር 2022   [...]
ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ጉዳይ ሰሜን ኢትዮጵያ፣ ድሕሪ ስምምዕ ምቑራጽ ቶዅሲ ንመጀመርያ እዋኑ ናብ መቐለ በጺሑ

ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ጉዳይ ሰሜን ኢትዮጵያ፣ ድሕሪ ስምምዕ ምቑራጽ ቶዅሲ ንመጀመርያ እዋኑ ናብ መቐለ በጺሑ

Thursday, 24 November 2022 ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ጉዳይ ሰሜን ኢትዮጵያ፣ ኦሉሶጉን ኦባሳንጆ፣ ድሕሪ 'ቲ ብ2 ሕዳር፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝተበጽሐ ስምምዕ ምቑራጽ ቶዅሲ፣ ንመጀመርያ እዋኑ ናብ መቐለ በ [...]
ኢትዮጵያ፣ ሃገራዊ ኣገልግሎት ንምጅማር ዘኽእል ንድፈ እማመ ናብ ፓርላማ ቀሪቡ

ኢትዮጵያ፣ ሃገራዊ ኣገልግሎት ንምጅማር ዘኽእል ንድፈ እማመ ናብ ፓርላማ ቀሪቡ

Radio Erena: 23 November 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ናይ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቶም ዝዛዘሙን ተማህሮ ዩኒቨርሲቲን፣ ወትሃደራዊ ስልጠና ዘጠቓለለ ሃገራዊ ኣገልግሎት ንምጅማር ዘኽእል ንድፈ እማመ ናብ ወከልቲ ህዝቢ ቀሪቡ [...]
ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣብ ምስሓብ ናይ ወጻኢ ሓይልታት ካብ ትግራይ ብዝምልከት ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ተዘራሪቡ

ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣብ ምስሓብ ናይ ወጻኢ ሓይልታት ካብ ትግራይ ብዝምልከት ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ተዘራሪቡ

Radio Erena: 23 November 2022 ጸሓፉ ጉዳያት ውጻኢ ኣመሪካ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ትግባረ ምቑራጽ ቶዅሲን ስምምዕ ዘተ ሰላምን ሰሜን ኢትዮጵያ ብዝምልከት ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ብቴሌፎን ከምዝተዘራ [...]
1 74 75 76 77 78 214 760 / 2136