Category: ሃገራዊ ዜና
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
RADIO ERENA - Sunday, 19 May 2024
Radio Erena · ሰንበት 19 ግንቦት 2024
[...]
መንግስቲ ኔዘርላንድስ፣ ጽኑዕ ፖሊሲ ስደተኛታት ንምትግባር ይዳሎ
RADIO ERENA - Thursday, 16 May 2024
ብሕሉፍ የማናዊ ሰልፊ ዝምራሕ መንግስቲ ሆላንድ፣ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ጽኑዕ ፖሊሲ ንምትእትታው ይዳሎ ከምዘሎ፣ ኣብ ጀረምን እትሕተም ጋዜጣ ቢል [...]
ኤርትራ፣ ኣብዘን ዝሓለፋ ክልት ቅነ፣ ቀይዳቶም ዝጸንሐት 66 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ኣፋንያ
RADIO ERENA – Thursday, 16 May 2024
ኣብ ኤርትራ ተቐይዶም ዝጸንሑ 66 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ተፋንዮም።
እቶም ኣብ ክልተ ጉጅለታት ተኸፋፊሎም ናብ ዓዶም ዝተፋነዉ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ኣብ ከ [...]
إرتريا تفرج عن صيادين يمنيين كانت احتجزتهم في البحر الأحمر
إذاعة إرينا الدولية :15.05.2024
ذكرت وسائل الاعلام اليمنية بأن السلطات الارترية أفرجت عن صيادين يمنيين، من أبناء الخوخة، جنوب محافظة الحديدة، غرب [...]
فريق الدرجات الارتري يشارك في سباق الاتحاد الدولي للدرجات المقامة حاليا في العاصمة الجزائر
إذاعة إرينا الدولية : 15.05.2024
يشارك الفريق الوطني الإرتري الدراجات، في مسابقة بطولة الاتحاد الدولي لسباق الدرجات في نسختها الرابعة والعشرين ال [...]
ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ዳግመ ምውዳበ የካይዱ ምህላዎም ተሓቢሩ
RADIO ERENA – Tuesday, 14 May 2024
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ዳግመ ውዳበ የካይዱ ምህላዉ ተሓቢሩ።
መርበብ ሓበሬታ ማእከል ጋዜጠኛታት ኣፍሪቃ፣ ብ13 ግንቦት ብዘቕረቦ ጸብጻብ መሰ [...]
ሃገራዊ ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ፣ ኣብ ዙር ኣልጀርያ ትሳተፍ ኣላ
RADIO ERENA - Monday, 13 May 2024
ሃገራዊ ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ፣ ካብ 12 ክሳብ 21 ግንቦት፣ ኣብ ኣልጀርያ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ቅድድም ብሽክለታ ትሳተፍ ኣላ።
ኣብዚ ንመበል 24 እዋኑ ዝኻየድ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ እዋን ኮረና ደው ዝበላ ሚኒባሳት ናይ ብሕቲ፣ መብዛሕተን ክሳብ እዚ እዋን’ዚ ክንቐሳቐሳ ኣይከኣላን
RADIO ERENA – Friday, 10 May 2024
ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ እዋን ለበዳ ኮረና ቫይረስ ኣብ ዝተኣወጀ ምውሻብ፣ ደው ዝበላ ናይ ብሕቲ ሚኒባሳት ክሳብ እዚ እዋን'ዚ ክንቀሳቐሳ ከምዘይክኣላ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም።
ኣዝ [...]
استمرار توقف سيارات النقل الصغير الخاصة(هايس) العمل في ارتريا منذ حظر التجوال بسبب الكورونا وحتى تاريخه
إذاعة أرينا الدولية : 09.05.2024
قالت مصادر إذاعة إرينا من الداخل : إن الحافلات الصغيرة الخاصة المتوقفة في إرتريا أثناء حظر التجول بسبب الكورونا ل [...]