Category: ዜና
ልዕሊ 10 % ካብ ህዝባ ተጸባይ ረዲኤት ዝኾነት ኢትዮጵያ፣ ስርናይ ናብ ወጻኢ ሃገራት ክትሸይጥ’የ ትብል
Radio Erena: 10 October 2022
ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ዓመት እዚ ስርናይ ንወጻኢ ሃገራት ምሻጥ ክትጅርም ምዃና ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኣብይ ኣሕመድ ገሊጹ።
እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ኣብ ክልል ሶማል ኣብ ዝካየ [...]
‘ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብወገን ራማን ዛላምበሳን ልፍንታዊ መጥቅዕቲ ከፊቶም።’ ሓይልታት ትግራይ
Radio Erena: 10 October 2022
ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብወገን ራማን ዛላምበሳን፣ ልፍንታዊ መጥቃዕቲ ከምዝኸፈቱ፣ ማእከላይ ኮማንድ ሓይልታት ትግራይ፣ ብ10 ጥቅምቲ፣ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣመልኪቱ።
ካብ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝጸንሐ ኤርትራዊ፣ ናብ ቤት ፍርዲ ክቐርብ ናብ ኔዘርላንድስ ተሰጋጊሩ
Radio Erena:09 October 2022
ብምስግጋር ደቂ ሰብ ተኸሲሱ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝጸንሐ ኤርትራዊ፣ ናብ ቤት ፍርዲ ክቐርብ ናብ ኔዘርላንድስ ተሰጋጊሩ።
እቲ ብወሊድ ዝፍለጥ ስሙ ተወልደ ጎይትኦም ከምዝበሃል [...]
ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያን ኤርትራን ናይ ኣጽዋር ማዕቀብ ክገብር ጸዊዖም
Radio Erena:09 October 2022
ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያን ኤርትራን ናይ ኣጽዋር ማዕቀብ ክገብር ጸዊዖም።
ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ ካብ 4 ክሳብ 6 ጥቅምቲ ኣብ ዘካየዶ ዋዕላ፣ ባይቶ [...]
ሱዳን፡ ልዕሊ 50 ደሞክራሲ ዝጽውዑ ሓይልታት፤ ማሕበራትን ምንቅስቓሳትን፤ ሓድሽ ቅዋም ኣጽዲቖም
Radio Erena:09 October 2022
ኣብ ሱዳን ደሞክራሲ ዝጽውዑ ሓይልታት፤ ማሕበራትን ምንቅስቓሳትን፤ ሓድሽ ቅዋም ኣጽዲቖም።
ኣብቲ ዝሓለፈ ሳልስቲ ዝተፈረመ ስምምዕ ሓድሽ ቅዋም፤ ተሳተፍቲ ኣካላት ንሱዳን ናብቲ ቅኑዑ መስመ [...]
ፕረዚደንት ኬንያ ነበር፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ክካየድ ኣብ ዝተወጠነ ዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ
Radio Erena:07 October 2022
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ሓደ ካብ ሸምገልቲ ናይቲ ኣብ 8 ጥቅምቲ፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝካየድ ዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ክኸውን ዝረቑሖ፣ ፕረዚደንት ኬንያ ነበር ኡሁሩ ኬንያታ [...]
ኡጋንዳ፣ ‘ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይጸንሖም’ ልዕሊ 116 ኤርትራውያን ተገፊፎም
Radio Erena: 07 October 2022
ኣብ ኡጋንዳ ብዝተኻየደ ግፋ፣ ልዕሊ 116 ኤርትራውያን ከምዝተኣስሩ ክፍሊ ዜግነትን ኢሚግሬሽንን እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
መንግስቲ ኡጋንዳ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ንዘይብሎምን ብዘይሕጋ [...]
ዩክረይን፣ ንኢትዮጵያን ሶማልን 50 ሽሕ ቶን ስርናይ ለጊሳ
Radio Erena: 07 October 2022
ንባዕላ ምስ ሩስያ ኣብ ከቢድ ኵናት ገጢማ ዘላ ዩክሬይን፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተኸሲቱ ንዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ዝውዕል 50 ሽሕ ቶን ስርናይ ለጊሳ።
እቲ ብዩክሬይን ዝተለገሰ ረዲ [...]
ሱዳን፣ ኣስታት 1700 ዕጡቓት ተቓውምቲ ምስ ሃገራዊ ሰራዊት ተጸንቢሮም
Radio Erena: 07 October 2022
ብመሰረት እቲ ኣብ 2020 ኣብ መንጎ ሱዳንን ተቓወምቲ ሓይልታትን ዝተበጽሐ ስምምዕ፣ ዝሓለፈ ቅንያት ኣስታት 1700 ዕጡቓት ምስ ሃገራዊ ሰራዊት ከምዝተጸንበሩ ተሓቢሩ።
ኣገልግ [...]
ኣብ ኦሎምፒክ ለንደን 2012 ዑቕባ ንምሕታት ዝተረፈ ኤርትራዊ ኣትለት፣ ንብሪጣንያ ብምውካል ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ 2024 ክወዳደር’ዩ
Radio Erena: 07 October 2022
ብ27 ሓምለ 2012 ኣብ ከተማ ለንደን ኣብ ዝተኸፍተ፡ መበል 30 ውድድር ኦሎምፒክስ ንዝተሳተፈት፡ ሃገራዊት ጋንታ ኦሎምፒክስ ኤርትራ መሪሑ፡ ባንዴራ ኤርትራ ጾይሩ ናብ ሜዳ ዝኣተወ [...]