Category: ዜና

1 92 93 94 95 96 345 940 / 3445
ኣብ ኤርትራ፣ ን13 ዓመታት ዕደና ፖታሽ ከካይድ ዝጸንሐ ኩባንያ ዳናካሊ፣ 50% ፕሮጀክቱ ናብ ቻይና ክሸጦ’ዩ

ኣብ ኤርትራ፣ ን13 ዓመታት ዕደና ፖታሽ ከካይድ ዝጸንሐ ኩባንያ ዳናካሊ፣ 50% ፕሮጀክቱ ናብ ቻይና ክሸጦ’ዩ

Radio Erena: 06 October 2022 ካብ 2009 ኣትሒዙ፣ ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ዳህሳስን ኩዕታን ፖታሽ ዝነጥፍ ዘሎ፣ ናይ ኣውስትራልያ ኩባንያ ዳናክሊ፣ 50% ናይ ዕደና ፕሮጀክቱ ናብ ቻይና ክሸጦ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ኩባ [...]
ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ንዝኾነ ቦኽሪ ወዱ ካብ መዝነቱ ኣልዩዎ

ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ንዝኾነ ቦኽሪ ወዱ ካብ መዝነቱ ኣልዩዎ

Radio Erena: 06 October 2022 ወዱ ንፕረዚደንት፣ በዓል ኣርባዕተ ኮኾብ ጀነራልን ኣዛዚ ሓይሊ ምድሪን ኡጋንዳ፣ ሙሆዚ ካይነርጉባ፣ ካብ ስልጣኑ ከምዝተኣልየ መጽሔት ዥን ኣፍሪክ ኣቃሊሓ። እቲ ንኣብኡ ክትክእ ትጽቢት [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብሕብረት ኣፍሪቃ ንዝተጸውዐ፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝካየድ ቀጥታዊ ዝርርብ ምስ ህወሓት ንምስታፍ ተሰማሚዑ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብሕብረት ኣፍሪቃ ንዝተጸውዐ፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝካየድ ቀጥታዊ ዝርርብ ምስ ህወሓት ንምስታፍ ተሰማሚዑ

Radio Erena: 05 October 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብሕብረት ኣፍሪቃ ንዝተጸውዐ፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝካየድ ቀጥታዊ ዝርርብ ምስ ህወሓት ንምስታፍ ከምዝሰማማዕ ገሊጹ። እቲ መንግስቲ ምስ ህወሓት ኣብ ደቡብ ኣ [...]
መንግስቲ ሶማል ምስ ኣህጉራውያን መሻርኽቲ ብምዃን ንሓደ ካብ መስረቲ ኣልሸባብ ከምዝቐተለ ኣፍሊጡ

መንግስቲ ሶማል ምስ ኣህጉራውያን መሻርኽቲ ብምዃን ንሓደ ካብ መስረቲ ኣልሸባብ ከምዝቐተለ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 04 October 2022 መንግስቲ ሶማል ምስ ኣህጉራውያን መሻርኽቲ ብምዃን፣ ንሓደ ካብ ላዕለዎት መራሕቲ ኣልሸባብ ዝኾነ፣ ዓብዱላሂ ናዲር ከምዝቐተሎ ኣፍሊጡ። እቲ ሓደ ካብ መስረቲ ኣልሸባብ ምዃኑ ዝተ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ንዝሓከሉ ተቓወምቲ ደቡብ ሱዳን ናብ ስምምዕ ሰላም ክጽንበሩ ኣብ ዝካየድ መስርሕ ክሳተፍ ምዃኑ ተገሊጹ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ንዝሓከሉ ተቓወምቲ ደቡብ ሱዳን ናብ ስምምዕ ሰላም ክጽንበሩ ኣብ ዝካየድ መስርሕ ክሳተፍ ምዃኑ ተገሊጹ

Radio Erena: 04 October 2022 ኤርትራ፣ ሓኪሎም ኣለዎ ንዝተባህሉ ዕጡቓት ተቓወምቲ ደቡብ ሱዳን፣ ናብ ስምምዕ ሰላም ክጽንበሩ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መስርሕ ክትሳተፍ ምዃና ንመንግስቲ እታ ሃገር ብምጥቃስ መርበባት ዜና [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጥማት ሴካፋ ብሃንደበት ቦኺራ

ኤርትራ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጥማት ሴካፋ ብሃንደበት ቦኺራ

Radio Erena: 03 October 2022 ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ካብ 30 መስከረም ክሳብ 19 ጥቅምቲ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ማእከላይን ምብራቕን ኣፍሪቃ ማለት ሴካፋ ብሃንደበት [...]
ስነጥበባዊ ኣብራር ዑስማን ተዓዋቲ ስልማት ፔን ኤርትራ 2022 ኮይኑ

ስነጥበባዊ ኣብራር ዑስማን ተዓዋቲ ስልማት ፔን ኤርትራ 2022 ኮይኑ

Radio Erena: 02 October 2022 ዓመታዊ ኣብ ዝካየድ ምዕዳል ስልማት ፔን ኤርትራ፣ ስነጥበባዊ ኣብራር ዑስማን ናይዚ ዓመት'ዚ ተዓዋቲ ኮይኑ። ምዕዳል ስልማት ፔን ኤርትራ፣ ሎሚ ሰንበት 02 ጥቅምቲ 2020'ዩ [...]
ምትእትታው ሩስያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ኣብ ሃገራት ምዕራብ ሻቕሎት ይፈጥር

ምትእትታው ሩስያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ኣብ ሃገራት ምዕራብ ሻቕሎት ይፈጥር

Radio Erena: 02 October 2022 ሩስያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ እተርእዮ ዘላ ተገዳስነት ኣብ ልዕሊ ሰበስልጣን ኣመሪካ ሻቕሎት ፈጢሩ ከምዘሎ ተገሊጹ። ብፍላይ ምስቲ ኣብ ዩክረይን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ተኣሳሲሩ፤ ሩስያ ቁጠባዊ [...]
ው.ሕ.ሃ. ብነፈርቲ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ደብዳብ ኮኒኑ

ው.ሕ.ሃ. ብነፈርቲ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ደብዳብ ኮኒኑ

Radio Erena: 02 October 2022 ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረዝ፤ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ደብዳብ ከምዘጉሃዮ ገሊጹ። ኣፈኛ'ቲ ዋና ጸሓፊ ስተቨን ዱጃሪክ ኣብ ዝሃቦ ቃል፤ እቲ ደብዳብ ብሓፈሽኡ ከኣ [...]
ኣብ ልዕሊ ሶማል ዝጸንዐ ማዕቀብ ክለዓል፣ መራሕቲ ኢትዮጵያን ሶማልን ጸዊዖም

ኣብ ልዕሊ ሶማል ዝጸንዐ ማዕቀብ ክለዓል፣ መራሕቲ ኢትዮጵያን ሶማልን ጸዊዖም

Radio Erena: 02 October 2022 ካብ 1992 ኣትሒዙ፤ ኣብ ልዕሊ ሶማል ጸኒዑ ዝጸንሐ ናይ ኣጽዋር ማዕቀብ ክለዓል፤ መራሕቲ ሶማልን ኢትዮጵያን ጸዊዖም። እቶም መራሕቲ ነዚ ጻውዒት'ዚ ዘቕረቡ፤ ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን [...]
1 92 93 94 95 96 345 940 / 3445