Category: ዜና

1 90 91 92 93 94 347 920 / 3465
ጂቡቲን ሶማልን ኣብ ወትሃደራዊ መዳይ ንምትሕግጋዝ ዘትየን

ጂቡቲን ሶማልን ኣብ ወትሃደራዊ መዳይ ንምትሕግጋዝ ዘትየን

Radio Erena: 28 October 2022 ብሚኒስተር ምክልኻል ሶማል፣ ዓብደልቃድር መሓመድ ኑር ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል ኣብ ጂቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ልኡኽ ካብ 24 ጥቅም [...]
ካናዳ፣ ብዝሒ ኤርትራውያን ስደተኛታት ምስ ቀዳሞት ሸሞንተ ሃገራት ተሰሪዑ

ካናዳ፣ ብዝሒ ኤርትራውያን ስደተኛታት ምስ ቀዳሞት ሸሞንተ ሃገራት ተሰሪዑ

Radio Erena: 28 October 2022 ካብ 2016 ክሳብ 2021 ኣብ ዝነበረ ሓሙሽተ ዓመታት፣ 218, 430 ስደተኛታት ናብ ካናዳ ከምዝኣተዉ ንጸብጻብ ክፍሊ ኢምግሬሽን እታ ሃገር ብምጥቃስ መርበብ ዜና ሲቢኤስ ሓቢሩ። [...]
ፓሪስ፣ ኣብ ጎደናት ክሓድሩ ዝጸንሑ ኣማኢት ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ናብ ውሕሱ ቦታ ግዒዞም

ፓሪስ፣ ኣብ ጎደናት ክሓድሩ ዝጸንሑ ኣማኢት ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ናብ ውሕሱ ቦታ ግዒዞም

Radio Erena: 27 October 2022 ኣብ ፈረንሳ፣ ከተማ ፓሪስ፣ ኣብ ጎደናታት ክሓድሩ ዝጸንሑ ኣስታት 700 ሓተቲ ዑቕባ፣ ሎሚ ሓሙስ 27 ጥቅምቲ፣ ናብ ውሕሱ ቦታ ግዒዞም። እቶም መብዛሕቶም ዜጋታት ኤርትራ፣ ኢት [...]
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝካየድ ዘሎ ቀጥታዊ ዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን ክሳብ 30 ጥቅምቲ ክቕጽል’ዩ

ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝካየድ ዘሎ ቀጥታዊ ዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን ክሳብ 30 ጥቅምቲ ክቕጽል’ዩ

Radio Erena: 25 October 2022 ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝካየድ ዘሎ ቀጥታዊ ዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን ክሳብ ሰንበት 30 ጥቅምቲ ክቕጽል ምዃኑ ተገሊጹ። እቲ ቀጥታዊ ዘተ፣ ብሰሉስ 25 ጥቅምቲ፣ ኣብ [...]
ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ብሉ ናይል ኣብ ዝተወልዐ ናይ ቀቢላ ግጭት ናይ ዝተቐትሉ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 220 በጺሑ

ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ብሉ ናይል ኣብ ዝተወልዐ ናይ ቀቢላ ግጭት ናይ ዝተቐትሉ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 220 በጺሑ

Radio Erena: 25 October 2022 ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ብሉ ናይል፣ ካብ 17 ጥቅምቲ ኣትሒዙ ኣብ ዝቐጸለ ናይ ቀቢላ ግጭት ናይ ዝተቀትሉ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 220 ከምዝበጽሐ መንግስቲ ኣፍሊጡ። ብከቢድን ፎኵሲን ዝቖ [...]
‘ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ልዕሊ ፍርቂ ናይቲ ኣስታት 140 ሚልዮን ዝግመት ህዝቢ ኣገልግሎት ኤሌክትሪሲቲ የብሉን።’

‘ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ልዕሊ ፍርቂ ናይቲ ኣስታት 140 ሚልዮን ዝግመት ህዝቢ ኣገልግሎት ኤሌክትሪሲቲ የብሉን።’

Radio Erena: 25 October 2022 ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ካብ ዝነበር ኣስታት 140 ሚልዮን ህዝቢ፣ እቲ ኣስታት ፍርቂ፣ ኣገልግሎት ኤሌክትሪሲቲ ዝተሓረሞ ምዃኑ፣ ኣህጉራዊ ማሕበር ጸዓት ኣፍሊጡ። እቲ ትካል [...]
ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን፣ ንመጀመርያ እዋኖም ቀጥታዊ ዘተ ሰላም ንምክያድ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣለዉ

ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን፣ ንመጀመርያ እዋኖም ቀጥታዊ ዘተ ሰላም ንምክያድ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣለዉ

Radio Erena: 25 October 2022 ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን፣ ኣብ ሕዳር 2020 ኵናት ካብ ዝጅመር፣ ኣብዚ ክልተ ዓመታት ንመጀመርያ እዋኖም ቀጥታዊ ዘተ ሰላም ንምክያድ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣለዉ። እ [...]
ብሕ.ኤ. ተመዊሉ ንስደተኛታት ኤውሮጳ ከይኣትዉ ክኽልክል ዝጸንሐ ፍሮንቴክስ፤ ባጀት ከይስለዓሉ ኣርቀቕቲ ሕጊ ወሲኖም

ብሕ.ኤ. ተመዊሉ ንስደተኛታት ኤውሮጳ ከይኣትዉ ክኽልክል ዝጸንሐ ፍሮንቴክስ፤ ባጀት ከይስለዓሉ ኣርቀቕቲ ሕጊ ወሲኖም

Radio Erena: 23 October 2022 ብሕብረት ኤውሮጳ ተመዊሉ ንስደተኛታት ኤውሮጳ ከይኣትዉ ክኽልክል ዝጸንሐ ትካል ፍሮንቴክስ፤ ባጀት ከይስለዓሉ ኣርቀቕቲ ሕጊ እቲ ሕብረት ወሲኖም። ብማእከላይ ባሕሪ ሰጊሮም ናብ ሃገራት [...]
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፤ ዘተ ሰላም ኢትዮጵያ ምቕጻሉ፤ ብሓጎስ ከም እትቕበሎ ኣፍሊጣ

ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፤ ዘተ ሰላም ኢትዮጵያ ምቕጻሉ፤ ብሓጎስ ከም እትቕበሎ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 23 October 2022 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፤ ዘተ ሰላም ኢትዮጵያ ክቕጽል ብምውሳኑ፤ ብሓጎስ ከም እትቕበሎ ኣፍሊጣ። ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ብዓርቢ 21 ጥቅምቲ ኣብ ዝሃቦ መግለ [...]
1 90 91 92 93 94 347 920 / 3465