Category: ዜና

1 63 64 65 66 67 384 650 / 3831
ሱዳንን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ዲፕሎማሰኛታት ሓድሕደን ሰጕጎን

ሱዳንን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ዲፕሎማሰኛታት ሓድሕደን ሰጕጎን

Radio Erena: Tuesday, 12 December 2023 ሱዳን፣ ኣብ ካርቱም ዝመደበሮም 15 ኣባላት ኤምባሲ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ 48 ሰዓታት ካብታ ሃገር ክወጽኡ ኣዚዛ። ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር፣ ብ10 ታሕ [...]
ኣዲስ ኣበባ ግፋ ኤርትራውያን ንሳልሳይ ሰሙን ቀጺሉ

ኣዲስ ኣበባ ግፋ ኤርትራውያን ንሳልሳይ ሰሙን ቀጺሉ

Radio Erena: Tuesday, 12 December 2023 ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝጀመርዎ ግፋ ንሳልሳይ ሰሙን ከምዝቐጸለ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቲ ዝካየድ ዘሎ ግፋ፣ ዝጸዕቐሉን ዝ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

Radio Erena: Sunday, 10 December 2023 Radio Erena · ሰንበት 10 ታሕሳስ 2023   [...]
ኣዲስ ኣበባ፡ ጽዑቕ ግፋ ኤርትራውያን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፡ ጽዑቕ ግፋ ኤርትራውያን ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: Friday, 08 December 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፡ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፡ ዝሓለፈ ሰሙን ዝጀመረ ግፋ ኤርትራውያን ሎሚ ብጻዕቒ ቀጺሉ። ኣብቲ ዝካየድ ዘሎ ግፋ፡ ሕጋዊ ናይ ስደተኛታት መንበሪ ፍቓድ ዘለ [...]
ሱዳን፣ ብሰንኪ ኮሌራ ልዕሊ 160 ሰባት ከምዝሞቱ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ

ሱዳን፣ ብሰንኪ ኮሌራ ልዕሊ 160 ሰባት ከምዝሞቱ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ

Radio Erena: Thursday, 07 December 2023 ኣብ ሱዳን ብልዑል ናህሪ ይላባዕ ከምዘሎ ዝተጠርጠረ ሕማም ኮሌራ፣ ልዕሊ 5 ሽሕ ሰባት ከምዘጥቀዐን ልዕሊ 160 ድማ ከምዝቐተለን ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ። እ [...]
ጂቡቲ፣ ዝወንጨፈታ ሳትላይት ኣብ መጽናዕቲ ክሌማ ከተገልግል ምዃና ገሊጻ

ጂቡቲ፣ ዝወንጨፈታ ሳትላይት ኣብ መጽናዕቲ ክሌማ ከተገልግል ምዃና ገሊጻ

Radio Erena: Thursday, 07 December 2023 ጂቡቲ፣ ኣብ ታሪኻ ንመጀመርያ እዋን ዝወንጨፈታ ሳትላይት ኣብ መጽናዕቲ ክሌማ ከተገልግል ምዃና ገሊጻ። እታ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ፣ ብ11 ሕዳር፣ ኣብ ኣመሪካ፣ ካ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ተኽእሎታት ተቓውሞ ንምዕጋት፣ ተኣኻኺቦም ንዝረኸቦም መንእሰያት ብዝተፈላለየ ጠቐነታት ይኣስር ምህላዉ ተገሊጹ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ተኽእሎታት ተቓውሞ ንምዕጋት፣ ተኣኻኺቦም ንዝረኸቦም መንእሰያት ብዝተፈላለየ ጠቐነታት ይኣስር ምህላዉ ተገሊጹ

Radio Erena: Thursday, 07 December 2023 መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝካየድ ዘሎ ጎነጽ ዝተሓወሶ ተቓውሞታት፣ ኣብ ውሽጢ ሃገር ተኽእሎታት ፖለቲካዊ ምንቅስቓሳት ከየለዓዕል ብምስጋእ ጽኑዕ ምክትታ [...]
ኢትዮጵያ፡ ኣብ ክልል ደቡባዊ ምዕራብ፡ ተላባዒ ሕማማት ካብ ቁጽጽር መንግስቲ ወጻኢ ኮይኑ ተባሂሉ

ኢትዮጵያ፡ ኣብ ክልል ደቡባዊ ምዕራብ፡ ተላባዒ ሕማማት ካብ ቁጽጽር መንግስቲ ወጻኢ ኮይኑ ተባሂሉ

Radio Erena: Tuesday, 05 December 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፡ ክልል ደቡባዊ ምዕራብ ዘስፋሕፍሕ ዘሎ ተላባዒ ሕማማት፡ ካብ ቁጽጽር መንግስቲ ወጻኢ ኮይኑ ምህላዉ ተገሊጹ። ዘ ሪፖርተር፤ ንመግለጺ መንግስቲ ናይ [...]
ሶማል፡ ን30 ዓመታት ተነቢሩላ ዝጸንሐ ናይ ኣጽዋር እገዳ ተላዒሉ

ሶማል፡ ን30 ዓመታት ተነቢሩላ ዝጸንሐ ናይ ኣጽዋር እገዳ ተላዒሉ

Radio Erena: Tuesday, 05 December 2023 ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፡ ካብ 1992 ኣትሒዙ ኣብ ልዕሊ ሶማል ኣንቢርዎ ዝጸንሐ ናይ ኣጽዋር እገዳ ኣልዒሉ። እቲ ካብ ባሕቲ ታሕሳስ ኣትሒዙ ተላዒሉ ዘሎ እ [...]
ኤርትራ፡ ኣብዛ እትዛዘም ዘላ ዓመተ 2023፡ 105 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ባጀት ንወትሃደራዊ  ንጥፈታት ኣውዒላ

ኤርትራ፡ ኣብዛ እትዛዘም ዘላ ዓመተ 2023፡ 105 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ባጀት ንወትሃደራዊ ንጥፈታት ኣውዒላ

Radio Erena: Tuesday, 05 December 2023 ኤርትራ፡ ኣብዛ እትዛዘም ዘላ ዓመተ 2023፡ ኣስታት 105 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ባጀት ንወትህደራዊት ንጥፈታት ከምዘውዓለት መርበብ ዜና ስታቲስታ ሓቢሩ። እቲ [...]
1 63 64 65 66 67 384 650 / 3831