Category: ዜና

1 277 278 279 280 281 344 2790 / 3440
ኣዝማድ ዑመር ኣልበሽር ወኒኖሞ ዝጸንሑ መሬትን ኣባይትን ክህገር ተወሲኑ

ኣዝማድ ዑመር ኣልበሽር ወኒኖሞ ዝጸንሑ መሬትን ኣባይትን ክህገር ተወሲኑ

Radio Erena: 10 May 2020 ኣዝማድ ናይቲ ብህዝባዊ ናዕቢ ካብ ስልጣኑ ዝተኣልየ ፕረዚደንት ነበር ዑመር ኣልበሽር ወኒኖሞ ዝጸንሑ መሬትን ኣባይትን ክህገር ተወሲኑ። ማዕከናት ዜና ሱዳን ብ8 ግንቦት ኣብ ዘመሓላለፎኦ ዜና፣ [...]
”ኮሮና ቫይረስ ንሃገራት ኣፍሪቃ ንምድኻም፣ ብምዕቡላት ሃገራት ዝተማህዘ’ዩ”፤ ፕረዚደንት ሙሰቨኒ

”ኮሮና ቫይረስ ንሃገራት ኣፍሪቃ ንምድኻም፣ ብምዕቡላት ሃገራት ዝተማህዘ’ዩ”፤ ፕረዚደንት ሙሰቨኒ

Radio Erena: 10 May 2020 ፕረዚደንት ዩጋንዳ ዮወሪ ሙሰቨኒ፣ ምዕቡላት ሃገራት ንኣፍሪቃ ኣለቂሐናኣ ዘለዋ ዕዳ ምሉእ ብምሉእ ክስርዛ ጸዊዑ። ማዕከን ዜና ቴለግራፍ ኣብ ዘመሓላለፎ ሓበሬታ፣ ፕረዚደንት ሙሰቨኒ፣ ኮሮና ቫይ [...]
ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ብዝወረደ ሓያል ዝናብ፣ ልዕሊ 200 ሰባት ሞይቶም

ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ብዝወረደ ሓያል ዝናብ፣ ልዕሊ 200 ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 08 May 2020 ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃን ዞባ ዓበይቲ ቀላያትን ብዝወረደ ሓያል ዝናብ ኣስታት 300 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊጹ። ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ብዝወረደ ሓያል ዝናብን ዝፈጠሮ ዕልቅልቕን ኣብ ኬን [...]
ሱዳን፣ ኣብ ዞባ ዳርፉር፣ ብቀቢላዊ ግጭት 30 ሰባት ተቐቲሎም

ሱዳን፣ ኣብ ዞባ ዳርፉር፣ ብቀቢላዊ ግጭት 30 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 08 May 2020 ኣብ ሱዳን ዞባ ዳርፉር፣ ኣብ መንጎ ኣዕራብ ሚሊሻን ናይ ዓረብ መበቆል ዘይብሎም ወገናትን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 30 ሰባት ከምዝተቐትሉ ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ሱዳን ኣፍሊጡ። እቲ [...]
24 ተጣበቕቲ መሰላት ሰብኣዊ መሰላት፣ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ጸብጻብ ከቕርብ ንዝመዘዞ ኣካል ዕማሙ ክናዋሕ ጸዊዐን

24 ተጣበቕቲ መሰላት ሰብኣዊ መሰላት፣ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ጸብጻብ ከቕርብ ንዝመዘዞ ኣካል ዕማሙ ክናዋሕ ጸዊዐን

Radio Erena: 07 May 2020 ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ንጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ እናተኸታተለ ጸብጻብ ከቕርብ ዝመዘዞ ፍሉይ ኣካል ዕማሙ ክናዋሕ፣ 24 ትካላት ተጣበቕቲ መሰላት ደቂሰብ ሓቲተን። [...]
ኤርትራ፣ መጠን ሸርፊ ዶላር ኣብ ጸሊም ዕዳጋ ናብ ዝተሓተ ወሪዱ

ኤርትራ፣ መጠን ሸርፊ ዶላር ኣብ ጸሊም ዕዳጋ ናብ ዝተሓተ ወሪዱ

Radio Erena: 07 May 2020 ኣብ ኤርትራ፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ኣብ ጸሊም ዕዳጋ፣ 100 ዶላር ኣስታት 1350 ናቕፋ ይሽረፍ ከምዘሎ ተገሊጹ። ብኣንጻር እዚ፣ ኣብ ባንክታት ኤርትራ፣ ሓደ ሚእቲ ዶላር 1500 ናቕፋ ክ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ 20 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ናውቲ ሕክምና ንሱዳን ለጊሳ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ 20 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ናውቲ ሕክምና ንሱዳን ለጊሳ

Radio Erena: 07 May 2020 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣስታት 20 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ዝተፈላለየ ናውቲ ሕክምና ንሱዳን ከምዝለገሰት ማዕከን ዜና ኸሊዥ ታይምስ ኣፍሊጡ። እቲ ሓገዝ፣ ኣካል'ቲ ሕቡራት ኢማራት ዝሓለፈ [...]
“መንግስቲ ኢትዮጵያ ብጉልባብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ መሰል ሓሳብ ብናጻ ምግላጽ ይጥሕስ” HRW

“መንግስቲ ኢትዮጵያ ብጉልባብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ መሰል ሓሳብ ብናጻ ምግላጽ ይጥሕስ” HRW

Radio Erena: 07 May 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ ብጉልባብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ መሰል ሓሳብ ብናጻ ምግላጽ ይጥሕስ ከምዘሎ ሁማን ራይትስ ዎች ወቒሱ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ተጣባቒ መሰላት፣ ብ6 ግንቦት ኣብ ዝዘርግሖ መግ [...]
ኤርትራ፣ ብምጉዕጻጽ ናጽነት ፕረስ ንነዊሕ ዓመታት ዝሓዘቶ ሕማቕ ስም ዓቒባ

ኤርትራ፣ ብምጉዕጻጽ ናጽነት ፕረስ ንነዊሕ ዓመታት ዝሓዘቶ ሕማቕ ስም ዓቒባ

Radio Erena: 06 May 2020 ኤርትራ፣ ብምጉዕጻጽ ናጻ ፕረስ ንልዕሊ 10 ዓመታት ዝሓዘቶ ሕማቕ ስም ዓቒባ። እዛ ብሓደ ሰብ ዝምራሕ ስርዓተ መንግስቲ ዘለዋ ሃገር፣ ናጻ ፕረስ ብምጉዕጻጽ ጥራይ ዘይኮነ፣ ልዕሊ 16 [...]
ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ምስግጋር ምርጫ ዝካየደሉ ዕለት ድጋፍ ቅዋም እታ ሃገር ንኽህልዎ ኣጸዲቑ

ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ምስግጋር ምርጫ ዝካየደሉ ዕለት ድጋፍ ቅዋም እታ ሃገር ንኽህልዎ ኣጸዲቑ

Radio Erena: 06 May 2020 ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ብምኽንያት ኮረና ቫይረስ ናብ ዘይተፈልጠ እዋን ንዝተሰጋገረ ሃገራዊ ምርጫ ኢትዮጵያ፣ ድጋፍ ቅዋም እታ ሃገር ክህልዎ ንዝብል ሓሳብ ኣጽዲቕዎ። እቲ [...]
1 277 278 279 280 281 344 2790 / 3440