Category: ዜና

1 276 277 278 279 280 342 2780 / 3415
ኣብ ወጻኢ ሃገራት ንኮረና ዝዋጽእ ዘሎ ገንዘብ ኤርትራውያን ናብ ባንክ ጋዝፕሮም ናይ ሩስያ ይሰጋገር ኣሎ

ኣብ ወጻኢ ሃገራት ንኮረና ዝዋጽእ ዘሎ ገንዘብ ኤርትራውያን ናብ ባንክ ጋዝፕሮም ናይ ሩስያ ይሰጋገር ኣሎ

Radio Erena: 04 May 2020 ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ብስም መኸተ ንኮረና ቫይረስ ብመንገዲ ኤምባሲታት ዝዋጻእ ዘሎ ገንዘብ፣ ኣብ ሩስያ፣ ባንክ ጋዝፕሮም ናብ ዝርከብ ሕሳብ መንግስቲ ኤርትራ ይሰጋገር [...]
መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ “ኣብ ጉዳይ ወራር ዕስለ ኣንበጣን ለበዳ ኮረና ቫይረስን ንምምይያጥ” ብዝብል ተራኺቦም

መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ “ኣብ ጉዳይ ወራር ዕስለ ኣንበጣን ለበዳ ኮረና ቫይረስን ንምምይያጥ” ብዝብል ተራኺቦም

Radio Erena: 03 May 2020 መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ "ኣብ ጉዳይ ወራር ዕስለ ኣንበጣን ለበዳ ኮረና ቫይረስን" ንምምይያጥ ብዝብል ተራኾቦም። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ናብታ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረ [...]
ኤርትራ፣ ሰራሕተኛታት መንግስቲ፣ ወርሓዊ ደሞዞም ንመኸተ ኮረና ቫይረስ ከወፈዩ ይቕሰቡ

ኤርትራ፣ ሰራሕተኛታት መንግስቲ፣ ወርሓዊ ደሞዞም ንመኸተ ኮረና ቫይረስ ከወፈዩ ይቕሰቡ

Radio Erena: 03 May 2020 ኣብ ኤርትራ፣ ሰራሕተኛታት መንግስቲ፣ ወርሓዊ ደሞዞም ንመኸተ ኮረና ቫይረስ ከወፍዩ ይቕሰቡ ከምዘለዉ ተሓቢሩ። ብፍላይ እቶም ኣብዚ ናይ ለበዳ እዋን፣ ኣብ ቅድመ ግንባር ዝርከቡ ሰራሕ [...]
ሰበስልጣን መንግስቲ ሱዳን፣ ምኽንሻብ ደቀንስትዮ ብገበን ዘሕትት ወንጀል ዝገብር ሕጊ ኣርቂቖም

ሰበስልጣን መንግስቲ ሱዳን፣ ምኽንሻብ ደቀንስትዮ ብገበን ዘሕትት ወንጀል ዝገብር ሕጊ ኣርቂቖም

Radio Erena: 03 May 2020 ሰበስልጣን መንግስቲ ሱዳን፣ ምኽንሻብ ደቀንስትዮ ብገበን ዘሕትት ወንጀል ዝገብር ሕጊ ኣርቂቖም። እቲ ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ዝረቐቐ ሕጊ፣ ምኽንሻብ ደቀንስትዮ ከም ገበን ተራእዩ፣ ንሰለስተ ዓመ [...]
ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ንኢትዮጵያ መኸተ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ዝውዕል፣ ናይ 411 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ሰሊዑ

ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ንኢትዮጵያ መኸተ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ዝውዕል፣ ናይ 411 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ሰሊዑ

Radio Erena: 03 May 2020 ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ (I.M.F.) ንኢትዮጵያ መኸተ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ዝውዕል፣ ናይ 411 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ሰሊዑ። I.M.F. ብ30 ሚያዝያ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እቲ ንህጹጽ እዋን [...]
ቱርክመኒስታን፣ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ወግዓዊ ደኩመንት’ታ ሃገር ከይጥቀስ ከልኪላ

ቱርክመኒስታን፣ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ወግዓዊ ደኩመንት’ታ ሃገር ከይጥቀስ ከልኪላ

Radio Erena: 03 May 2020 ብምዕፋን ናጽነት ሓሳብካ ምግላጽ፣ ድሕሪ ሰሜን ኮርያን ኤርትራን ተሰሪዓ እትርከብ ቱርክመኒስታን፣ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ወግዓዊ ደኩመንት’ታ ሃገር ከይጥቀስ ከልኪላ። ጎረቤት ናይቲ ከባቢ 100 ሽሕ [...]
ሩዋንዳ፣ ትሕቲ ዕድመ ንዝኾነ ኤርትራዊ ስደተኛ ብምድፋር ዝተኸሰሰ ኣዛዚ ፖሊስ ናጻ ተባሂሉ

ሩዋንዳ፣ ትሕቲ ዕድመ ንዝኾነ ኤርትራዊ ስደተኛ ብምድፋር ዝተኸሰሰ ኣዛዚ ፖሊስ ናጻ ተባሂሉ

Radio Erena: 30 April 2020 ኣብ ርዋንዳ፣ ወዲ 16 ዓመት ንዝኾነ ኤርትራዊ ስደተኛ ብምድፋር ዝተኸሰሰ ኣዛዚ ፖሊስ፣ ብክፍሊ መርመራ ገበን እታ ሃገር ድሕሪ ዝተኻየደሉ ምጽራይ ናጻ ከምዝተባህለ ማዕከናት ዜና ካብ [...]
ኣዲስ ኣበባ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ብዝውሰድ ዘሎ ሻውላት ናይ ምፍራስ ስጉምቲ፣ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ሰባት ብዘይመጽለሊ ተሪፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ብዝውሰድ ዘሎ ሻውላት ናይ ምፍራስ ስጉምቲ፣ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ሰባት ብዘይመጽለሊ ተሪፎም

Radio Erena: 30 April 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ብዝብል ብዝተወስደ ሻውላት ናይ ምፍራስ ስጉምቲ፣ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ሰባት ብዘይመጽለሊ ከምዝተረፉ ኣምነስት ኢንተርናሽናል ወቒሱ [...]
ኬንያ፣ 18 ዜጋታታ ኣብ ወጻኢ ብኮረና ቫይረስ ከምዝሞቱ ገሊጻ

ኬንያ፣ 18 ዜጋታታ ኣብ ወጻኢ ብኮረና ቫይረስ ከምዝሞቱ ገሊጻ

Radio Erena: 30 April 2020 መንግስቲ ኬንያ፣ ብውሕዱ 18 ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ዜጋታቱ ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ከምዝሞቱ ገሊጹ። ንሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ማቻርያ ካሙ ብምጥቓስ ጋዜ [...]
ንዳዒሽ ገንዘብ  ከዋጽኡ ዝጸንሑ ክልተ ኤርትራውያን ኣብ ብሪጣንያ 14 ዓመታት ክእሰሩ ተፈሪዶም

ንዳዒሽ ገንዘብ ከዋጽኡ ዝጸንሑ ክልተ ኤርትራውያን ኣብ ብሪጣንያ 14 ዓመታት ክእሰሩ ተፈሪዶም

Radio Erena: 28 April 2020 ኣብ ብሪጣንያ ሓተትቲ ዑቕባ ምዃኖም ዝተገልጹ ክልተ ኤርትራውያን፣ ንዳዒሽ ብገንዘብን ሞራልድ ብምድጋፎም 14 ዓመታት ክእሰሩ ከምዝተፈርዶም ማዕከናት ዜና ብሪጣንያን ሓቢረን። እቶም [...]
1 276 277 278 279 280 342 2780 / 3415