Category: ዜና

1 275 276 277 278 279 344 2770 / 3440
ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ መዓስከራት ስደተኛታት፣ ካብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ናጻ ምህላወን ተገሊጹ

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ መዓስከራት ስደተኛታት፣ ካብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ናጻ ምህላወን ተገሊጹ

Radio Erena: 21 May 2020 ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ መዓስከራት ስደተኛታት፣ ክሳብ እዚ እዋን'ዚ ካብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ናጻ ምህላወን ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣስታት [...]
“ደቡብ ሱዳን ኣብ ዝተጓሃሃረ ግጭት 10ታት ሰባት ተቐቲሎም።” ሓካይም ብዘይዶብ

“ደቡብ ሱዳን ኣብ ዝተጓሃሃረ ግጭት 10ታት ሰባት ተቐቲሎም።” ሓካይም ብዘይዶብ

Radio Erena: 21 May 2020 ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ዝርከብ ዞባ ጆንገሊ፣ ፒየሪ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ብዝተጎሃሃረ ግጭት 10ታት ሰባት ከምዝተቐትሉን ልዕሊ 50 ድማ ከምዝቖሰሉን ሓካይም ብዘይዶብ ካብቲ ቦታ [...]
ብሩንዲ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ከየስግኣ ሃገራዊ ምርጫ ኣካይዳ

ብሩንዲ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ከየስግኣ ሃገራዊ ምርጫ ኣካይዳ

Radio Erena: 21 May 2020 ብሩንዲ፣ ን15 ዓመታት ኣብ ስልጣን ንዝጸንሐ ፕረዚደንት ፒየኽ ኑኩሩንዚዛ ንምትካእ፣ ትማሊ ረቡዕ 20 ግንቦት ሃገራዊ ምርጫ ኣካይዳ። ኣስትታት 11 ሚልዮን ካብ ዝብዝሑ ህዝቢ ብሩንዲ፣ እቲ [...]
ጀርመን፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ንዝተሓስዩ ሓረስቶት ኤርትራ ዝውዕል 1.5 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ሓገዝ ለጊሳ

ጀርመን፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ንዝተሓስዩ ሓረስቶት ኤርትራ ዝውዕል 1.5 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ሓገዝ ለጊሳ

Radio Erena: 19 May 2020 ጀርመን፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ንዝተሃስዩ ሓረስቶት ኤርትራ ዝውዕል ናይ ኣስታት 1.5 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ሰብኣዊ ሓገዝ ምብርካታ ኤምባሲ እታ ሃገር ካብ ኣስመራ ኣፍሊጡ። እቲ ብመ [...]
ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ጉዳይ ዶባትን ጸጥታን ዘተኮረ ናይ ክልተ መዓልታት ምምኽኻር ኣካይደን

ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ጉዳይ ዶባትን ጸጥታን ዘተኮረ ናይ ክልተ መዓልታት ምምኽኻር ኣካይደን

Radio Erena: 18 May 2020 ብቀዳማይ ሚኒስተራት ዝተመርሐ፣ ርክብ ላዕለዎት ኣካላት መንግስቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። እቲ ካብ 15 ክሳብ 17 ግንቦት፣ ንክልተ መዓልታት ዝቐጸለ ርክብ ላዕ [...]
ኢትዮጵያ፣ ዑቕባ ንምሕታት ናብታ ሃገር ዝኣተወ ጂቡታዊ ፓይሎት ብግዴታ ናብ ዓዱ መሊሳ

ኢትዮጵያ፣ ዑቕባ ንምሕታት ናብታ ሃገር ዝኣተወ ጂቡታዊ ፓይሎት ብግዴታ ናብ ዓዱ መሊሳ

Radio Erena: 17 May 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ዑቕባ ንምሕታት ናብታ ሃገር ንዝኣተወ ፓይሎት ሓይሊ ኣየር ጂቡቲ፣ ብግዴት ናብ ዓዱ መሊስዎ። እቲ ፎኣድ ዮሱፍ ዓሊ ዝተባህለ ኣባል ሓይሊ ኣየር ጂቡቲ፣ ብፕረዚደን [...]
ርዋንዳ፣ ብዓሌታዊ ህልቂት፣ ብዝልዓለ ክህደን ዝጸንሐ ሰብ ኣብ ፓሪስ ተታሒዙ

ርዋንዳ፣ ብዓሌታዊ ህልቂት፣ ብዝልዓለ ክህደን ዝጸንሐ ሰብ ኣብ ፓሪስ ተታሒዙ

Radio Erena: 17 May 2020 ኣብ ርዋንዳ፣ ኣብ 1994 ኣብ ዝተፈጸመ ዓሌታዊ ህልቂት፣ ኢድ ኔርዎ ተባሂሉ ብዝልዓለ ክህደን ዝጸንሐ፣ ፈሊስየን ካቡጋ ዝተባህለ ርዋንዳዊ ኣብ ፓሪስ ተታሒዙ። እቲ ንኣስታት 26 ዓመ [...]
ልዕሊ 350 ኣባላት ናይቲ ብመሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ዝምራሕ ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ከባቢ ሳዋ ዓስኪሩ

ልዕሊ 350 ኣባላት ናይቲ ብመሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ዝምራሕ ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ከባቢ ሳዋ ዓስኪሩ

Radio Erena: 17 May 2020 ልዕሊ 350 ኣባላት ናይቲ ብመሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ዝምራሕ ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ከባቢ ሳዋ ዓስኪሩ ከምዘሎ ተገሊጹ። ሊብያ ኦብዘርቨር ንምንጭታቱ ብምጥቃስ ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ ሕቡራት ኢማ [...]
ግብጺ ንጉዳይ ዲጋ ተሓድሶ ብዝምልክት ናብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ክሲ ክትምስርት’ያ

ግብጺ ንጉዳይ ዲጋ ተሓድሶ ብዝምልክት ናብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ክሲ ክትምስርት’ያ

Radio Erena: 17 May 2020 ግብጺ ንጉዳይ ዲጋ ተሓድሶ ብዝምልክት ኢትዮጵያ ዝወሰደቶ በይናዊ ስጉምቲ ብምቅዋም ናብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ክሲ ክትምስርት ምዃና ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ኢትዮጵያ ብ1 [...]
ኬንያ ምስ ሶማልን ታንዛንያን ዘራኽባ ዶባት ከምዝዓጸወት ኣፍሊጣ

ኬንያ ምስ ሶማልን ታንዛንያን ዘራኽባ ዶባት ከምዝዓጸወት ኣፍሊጣ

Radio Erena: 17 May 2020 ኬንያ ምስ ሶማልን ታንዛንያን ዘራኽባ ዶባት ከምዝዓጸወት ኣፍሊጣ። ፕረዚደንት’ታ ሃገር ኡሁሩ ኬንያታ ንማዕከናት ዜና ሃገሩ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ካብ ሶማልን ታንዛንያን [...]
1 275 276 277 278 279 344 2770 / 3440