Category: ዜና

1 274 275 276 277 278 344 2760 / 3440
ን13 ዓመታት ኣብ ሱዳን ተዋፊሩ ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕቡራት ሃገራት፣ ድሕሪ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ክወጽእ’ዩ

ን13 ዓመታት ኣብ ሱዳን ተዋፊሩ ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕቡራት ሃገራት፣ ድሕሪ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ክወጽእ’ዩ

Radio Erena: 28 May 2020 ካብ 2007 ኣትሒዙ ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ዳርፉር ተዋፊሩ ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ናይዚ ዓመት'ዚ ዕማሙ ከብቅዕ ምዃኑ ተገሊጹ። እዚ ዝተገልጸ፣ ኣብ መን [...]
ፕረዚደንት ርዋንዳ ፓል ካጋመ፣ ንቦኽሪ ወዱ ዝልዓለ ስልጣን መንግስቲ ሂብዎ

ፕረዚደንት ርዋንዳ ፓል ካጋመ፣ ንቦኽሪ ወዱ ዝልዓለ ስልጣን መንግስቲ ሂብዎ

Radio Erena: 28 May 2020 ፕረዚደንት ርዋንዳ ፖል ካጋመ፣ ኢቫን ካጋመ ንዝተባህለ ቦኽሪ ወዱ፣ ኣባል ቦርድ ልምዓት እታ ሃገር ክኸውን ሸይምዎ። እቲ ወዲ 30 ዓመት መንእሰይ፣ ናብዚ ሓደ ካብ ወሰንቲ ረቛሒታት ምዕባለ [...]
የመን፣ ኣብ መንገዲ ብዝተጻወደ ነታጕ ሓላፊ ጸጥታ ምስ ሓሙሽተ ዓጀብቱ ተቐቲሉ

የመን፣ ኣብ መንገዲ ብዝተጻወደ ነታጕ ሓላፊ ጸጥታ ምስ ሓሙሽተ ዓጀብቱ ተቐቲሉ

Radio Erena: 28 May 2020 ኣብ ምብራቓዊ የመን ኣብ ዝርከብ ዞባ ሓድራሞት፣ ኣብ መንኪና ብዝተጻወደ ነታጕ፣ ሓላፊ ጸጥታ ከተማ ሺባም ኮለነል ሳልሕ ዓሊ ጃብር ምስ ሓሙሽተ ዓጀብቱ ከምዝተቐትለ መንግስቲ ኣፍሊጡ። ናይቲ [...]
ኮሮናቫይርረስ፣ ንብዝሒ ተጠቃምነት ኢንተርነት ብልዕሊ 35% ከምዘዕበዮ ተገሊጹ

ኮሮናቫይርረስ፣ ንብዝሒ ተጠቃምነት ኢንተርነት ብልዕሊ 35% ከምዘዕበዮ ተገሊጹ

Radio Erena: 26 May 2020 ንለበዳ ኮራና ቫይረስን ስዒቡ ድሕሪ ዝወጸ ኣዋጃት ውሸባን ምዕጻው ኣብ ኣባይትን፣ ህዝቢ ናብ ማዕከናት ዜና ዝጸንሖ ኣተኩሮ ብዝልዓለ ናህሩ'ዩ ወሲኹ። ከም ቲቪን ሬድዮን ዝኣመሰለ ሜድ [...]
ብመንግስቲ ዝውነና ሜድያ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ጸጥታ ከምዝፈረሰ ዘቕረብኦ ዜና ሓሶት ምዃኑ እቲ ክልል ገሊጹ

ብመንግስቲ ዝውነና ሜድያ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ጸጥታ ከምዝፈረሰ ዘቕረብኦ ዜና ሓሶት ምዃኑ እቲ ክልል ገሊጹ

Radio Erena: 26 May 2020 ብመንግስቲ ዝውነና ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ጸጥታ ብምፍራሱ፣ ክልላዊ መንግስቲ ጣልቃ ክኣቱ ነበርቲ ሓቲቶም ክብላ ኣቃሊሐን። ነዚ ብሜድያ መንግስቲ ብ24 ግንቦት ዝ [...]
25 ግንቦት መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ ተዘኪሩ

25 ግንቦት መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ ተዘኪሩ

Radio Erena: 26 May 2020 25 ግንቦት መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ ተዘኪሩ። እዚ ንመበል 57 ዓመቱ ዝዝከር ዘሎ፣ መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምክልኻል ዝተጀመረ ጻዕሪ ነሐይል ብዝብል ኣርእስቲ' [...]
24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ብዝተፈላለየ ኣገባባት ትኽበር

24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ብዝተፈላለየ ኣገባባት ትኽበር

Radio Erena: 24 May 2020 24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ብዝርከቡ ኤርትራውያን ብዝተፈላለየ ኣገባባት ትኽበር ኣላ። ኣብዚ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ዝተፈላለየ ደምበታት ተ [...]
ኩባንያ ዕደና ዳናካሊ፤ ካልኣይ ገጽ ምድላዋቱ ይዛዝም

ኩባንያ ዕደና ዳናካሊ፤ ካልኣይ ገጽ ምድላዋቱ ይዛዝም

Radio Erena: 24 May 2020 ኣብ ኤርትራ ዕደናዊ ንጥፈታት ዘካይድ ዘሎ ዳናካሊ፣ ካልኣይ ገጽ ምድላዋቱ ኣብ ምዝዛም ከምዝርከብ ተገሊጹ። እቲ ኣውስትራልያዊ ትካል ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ እዚ ካልኣይ ገጽ ኣብ ወርሒ ሰነ [...]
ሪክ ማቻር፣ ኣብ ከተማ ጁባ ፍሉይ ሕክምናዊ ክንክን ይካየደሉ’ሎ

ሪክ ማቻር፣ ኣብ ከተማ ጁባ ፍሉይ ሕክምናዊ ክንክን ይካየደሉ’ሎ

Radio Erena: 24 May 2020 ምኽትል ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሪክ ማቻር፣ ኣብ ከተማ ጁባ ፍሉይ ሕክምናዊ ክንክን ይካየደሉ ከምዘሎ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ሪክ ማቻር፣ ብኮሮና ቫይረስ ተለኺፉ ስለዘሎ፣ ን [...]
“ኤርትራ፣ ካብ 800 ሰባት ንላዕሊ ክሕዝ ዘይግብኦ ዓዲ ኣቤቶ  ልዕሊ 2500 እሱራት ተጨቓጪቖም ኣለዉ።” ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል

“ኤርትራ፣ ካብ 800 ሰባት ንላዕሊ ክሕዝ ዘይግብኦ ዓዲ ኣቤቶ ልዕሊ 2500 እሱራት ተጨቓጪቖም ኣለዉ።” ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል

Radio Erena: 21 May 2020 ኣብ ዓዲ ኣቤቶ፣ ማይ ስርዋን ዓላን ኣብ ዝርከብ ኣብያተ ማእሰርቲ፣ እሱራት ብዘይእኹል ማይን ጥዕናዊ ውሕስነትን፣ ብሕማቕ ተታሒዞም ከምዘለዉ ኣምነስቲ  ኢንተርናሽናል ሎሚ 21 ግንቦት ኣብ [...]
1 274 275 276 277 278 344 2760 / 3440