Category: ዜና ወጻኢ

1 88 89 90 91 92 202 900 / 2012
ሕ.መ.ኣ. ኣብ ልዕሊ ፕረዚደንት ፋርማጆ ጸቕጢ ትገብር

ሕ.መ.ኣ. ኣብ ልዕሊ ፕረዚደንት ፋርማጆ ጸቕጢ ትገብር

adio Erena: 31 December 2021 ፕረዚደንት ፋርማጆ፣ ኣብ ሶማል ተኸሲቱ ዘሎ ወጥሪ ካብ ምዕራግ ክቑጠብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ጸቕጢ ገይራ። ተሓጋጋዚት ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ሞሊ ፊ ናብ ፕረዚደንት ፋርማጆ ኣብ ዘመ [...]
ኬንያ፡ ኡሁሩን ብሊንከንን ብጉዳይ ኢትዮጵያን ሶማልያን ተዘራሪቦም

ኬንያ፡ ኡሁሩን ብሊንከንን ብጉዳይ ኢትዮጵያን ሶማልያን ተዘራሪቦም

Radio Erena: 30 December 2021 ፕረዚደንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታን ጸሓፊ ወጻኢ ጉዳያት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከንን ብጉዳይ ሰላም ኢትዮጵያን ሶማልያን ተዘራሪቦም። ክልቲኦም ሰበ ስልጣን ብተሌፎን ኣ [...]
ምብራቕ ኣፍሪቃ፡ 40 ሚልዮን ክታበት ጸረ ኮቪድ 19 ኣብ ናይ ምጉሓፍ ሓደጋ

ምብራቕ ኣፍሪቃ፡ 40 ሚልዮን ክታበት ጸረ ኮቪድ 19 ኣብ ናይ ምጉሓፍ ሓደጋ

Radio Erena: 30 December 2021 ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ናይጀርያ ሓደ ሚልዮን ክታበት ኮቪድ-19 መዓልቱ ስለ ዝሓለፎ ድሕሪ ምጉሓፋ ሓያሎ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ’ውን ብተመሳሳሊ ኣስታት 40 ሚልዮን ክታበት ክጉሕፋ ተኽእሎ [...]
ኣመሪካ፤ ኢትዮጵያ ካብ AGOA ክትእለ ምዃና ድሕሪ ምሕባራ፤ ሰበስልጣን ኢትዮጵያ ቁጠዖም ገሊጾም

ኣመሪካ፤ ኢትዮጵያ ካብ AGOA ክትእለ ምዃና ድሕሪ ምሕባራ፤ ሰበስልጣን ኢትዮጵያ ቁጠዖም ገሊጾም

Radio Erena: 29 December 2021 ፕረዚደንታዊ ቤት ጽሕፈት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ኢትዮጵያ ካብ AGOA ማለት ኣብ መንጎ ትሕተ ሰሃራ ኣፍሪቃን ኣመሪካን ዝግበር ንምዕባለን ምኽፋት ዕድላትን ባብ ዝኸፍት ናይ ንግዲ [...]
ዳር ኣል-ኢፍታ ግብጺ፡ ኣብ ትሕቲ ሕግታት ሸሪዓ በዓላት ልደተ ክርስቶስን ሓድሽ ዓመትን ክኽበር ፍቑድ ምዃኑ ኣፍሊጡ

ዳር ኣል-ኢፍታ ግብጺ፡ ኣብ ትሕቲ ሕግታት ሸሪዓ በዓላት ልደተ ክርስቶስን ሓድሽ ዓመትን ክኽበር ፍቑድ ምዃኑ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 29 December 2021 ኣውራ ሕጋዊ እስላማዊ ኢንስቲቱት ግብጺ ዳር ኣል-ኢፍታ፡ ኣብ ትሕቲ ሕግታት ሸሪዓ በዓላት ልደተ ክርስቶስን ሓድሽ ዓመትን ክኽበር ፍቑድ ምዃኑ ኣብ ዘውጸኦ ፋትዋ ኣፍሊጡ። ግብጺ ብኣ [...]
ዲሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ ናብ ማሕበረሰብ ምብራቕ ኣፍሪቃ(EAC) 7ይቲ ኣባል ሃገር ኮይና ክትጽንበር’ያ

ዲሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ ናብ ማሕበረሰብ ምብራቕ ኣፍሪቃ(EAC) 7ይቲ ኣባል ሃገር ኮይና ክትጽንበር’ያ

Radio Erena: 29 December 2021 ዲሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ ናብ ማሕበረሰብ ምብራቕ ኣፍሪቃ(EAC) 7ይቲ ኣባል ሃገር ኮይና ክትጽንበር ከምዝኾነት እቲ ማሕበረሰብ ድሕሪ ዘካየዶ ዋዕላ ኣፍሊጡ። ኣባላት ሃገራት ማ [...]
ግደ ሱዳናዊያን ደቀንስትዮ ኣብ ህዝባዊ ኣብያ ንምቑጻይ፣ ዓመጽ ይፍጸመን ኣሎ

ግደ ሱዳናዊያን ደቀንስትዮ ኣብ ህዝባዊ ኣብያ ንምቑጻይ፣ ዓመጽ ይፍጸመን ኣሎ

Radio Erena: 28 December 2021 ኣብ ሱዳን ኣንጻር ብጀነራላት ዝዕብለል ልፍንታዊ መንግስቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ልዕሊ ዘካይዱ ዘለዉ ሰላማውያን ሰባት ጠያይት ይትኮስ ብምህላዉን ኣባላት ጸጥታ ዝተጋነነ ሓይሊ ይጥቀሙ ምህላ [...]
ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ሓዘን ሞት ሊቀ-ጳጳስ ደዝሞንድ ቱቱ

ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ሓዘን ሞት ሊቀ-ጳጳስ ደዝሞንድ ቱቱ

Radio Erena: 28 December 2021   ህቡብ ተቓላሳይ ሰብኣዊ መሰላትን ፈላሊኻ ግዛእ(ኣፓርታይድ) ደቡብ ኣፍሪቃ ሊቀ-ጳጳስ ደዝሞንድ ቱቱ ኣብ መበል 90 ዕድሜኡ ብሕማም መንሽሮ ብሰንበት 26 ታሕሳስ ካ [...]
ሶማልያ፡ ግጭት ፋርማጆን ሮብለን ሓደገኛ ኣንፈት ሒዙ

ሶማልያ፡ ግጭት ፋርማጆን ሮብለን ሓደገኛ ኣንፈት ሒዙ

Radio Erena: 28 December 2021 ፕረዚደንት ሶማልያ መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ ቀዳማይ ሚኒስተር መሓመድ ሑሴን ሮብለ ካብ ስርሑ ደው ክብል ድሕሪ ምእዛዝ ኣብ መንጎ ክልቲኦም መራሕቲ ምስሕሓብ ተፈጢሩ። ክልቲኦም ስልጣ [...]
ኣብ ክልል ኣምሓራ ናይ ዝወረደ ዕንወት ካሕሳ ካብ ፈደራላዊ መንግስቲ ካሕሳ ክሕተት’ዩ

ኣብ ክልል ኣምሓራ ናይ ዝወረደ ዕንወት ካሕሳ ካብ ፈደራላዊ መንግስቲ ካሕሳ ክሕተት’ዩ

Radio Erena: 27 December 2021 ሓይልታት ትግራይ ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝጸንሑሉ እዋንን ኣብ ግዜ ኲናትን ናይ ዝዓነወ ንብረት ካሕሳ ናብ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ክቐርብ ምዃኑ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪ [...]
1 88 89 90 91 92 202 900 / 2012