Category: ዜና ወጻኢ

1 86 87 88 89 90 201 880 / 2010
ትግራይ፣ ሰብ ኣልቦ በረርቲ ኣብ እንዳ ጠሓኒት ብዘካየድኦ ደብዳብ፣ 17 ሰለማውያን ሰባት ተቐቲሎም

ትግራይ፣ ሰብ ኣልቦ በረርቲ ኣብ እንዳ ጠሓኒት ብዘካየድኦ ደብዳብ፣ 17 ሰለማውያን ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 11 January 2022 ሰብ ኣልቦ በረርቲ ኢትዮጵያ ወይ ድሮን፣ ብሰኑይ 10 ጥሪ፣ ኣብ ትግራይ ብዝቐጸልኦ ደብዳብ ብውሕዱ 17 ሰለማውያን ሰባት ከምዝተቐትሉ ሰራሕተኛታት ትካላት ግብረ ሰናይ ንሮይተርስ ሓ [...]
ሱዳን፣ ኩሎም ወገናት ዝሳተፍዎ ፖለቲካዊ ዘተ ክካየድ’ዩ

ሱዳን፣ ኩሎም ወገናት ዝሳተፍዎ ፖለቲካዊ ዘተ ክካየድ’ዩ

Radio Erena: 11 January 2022 ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክ ስልጣኑ ድሕሪ ምሕዳጉ ብኢሱ ንዘሎ ቅልውላው ሱዳን መፍትሒ ንምንዳይ፣ ብሕቡራት ሃገራት ዝተወደብን ኩሎም ወገናት እታ ሃገር ዝሳተፍዎን ፖለቲካዊ ዘተ [...]
ው.ሕ.ሃ.፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ቀዪዱዎም ንዝጸንሐ ፖለቲከኛታት ውሕስነት ክህብ ምውሳኑ ብሓጎስ ተቐቢሉ

ው.ሕ.ሃ.፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ቀዪዱዎም ንዝጸንሐ ፖለቲከኛታት ውሕስነት ክህብ ምውሳኑ ብሓጎስ ተቐቢሉ

Radio Erena: 09 January 2022 ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ቀዪዱዎም ንዝጸንሐ ፖለቲከኛታት ውሕስነት ክህብ ምውሳኑ ብሓጎስ ከምዝተቐበሎ ኣፍሊጡ። ዋና ጸሓፊ’ቲ ውድብ ኣንቶንዮ ጉተረዝ ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ [...]
‘ዘተ ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ጀነራል ኣልቡርሃንን፣ ክሕደት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ሱዳን’ዩ’ ሲቪካውያን ማሕበራት

‘ዘተ ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ጀነራል ኣልቡርሃንን፣ ክሕደት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ሱዳን’ዩ’ ሲቪካውያን ማሕበራት

Radio Erena: 09 January 2022 ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን ተፈጢሩ ዘሎ ቅልውላው ንምዕራፍ ምስ ሰበስልጣን እታ ሃገር ኣብ ጽዑቕ ዘተ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ዋና ጸሓፊ’ቲ ውድብ ምስ ጀነራል ዓብደልፋታሕ ኣልቡርሃን [...]
ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ ኣብ የመን ሓድሽ ማዕበል ደብዳብ ነፈርቲ ከካይድ ጀሚሩ

ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ ኣብ የመን ሓድሽ ማዕበል ደብዳብ ነፈርቲ ከካይድ ጀሚሩ

Radio Erena: 09 January 2022 ብስዑዲ ዓረብ ዝምራሕ ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ ኣብ የመን ሓድሽ ማዕበል ደብዳብ ነፈርቲ ከካይድ ጀሚሩ። ካብ ከተማ ሰንዓ ዝተመሓላለፈ ዜና ከምዘመልክቶ፣ ብቀዳም 8 ጥሪ ነፈርቲ ውግእ’ቲ [...]
ቻይና፣ ንኩነታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ ክትምዝዝ’ያ

ቻይና፣ ንኩነታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ ክትምዝዝ’ያ

Radio Erena: 07 January 2022 ቻይና፣ ምስቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ተተሓሒዙ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዘሎ ኩነታት ብቀረባ ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ ክትምዝዝ ምዃና፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር፣ [...]
ሓይልታት ሑቲ፣ ‘ወትሃደራዊ  ቀረባት ዝጸዓነት መርከብ’ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ከምዝሓዙ ገሊጾም

ሓይልታት ሑቲ፣ ‘ወትሃደራዊ ቀረባት ዝጸዓነት መርከብ’ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ከምዝሓዙ ገሊጾም

Radio Erena: 06 January 2022 ሓይልታት ሑቲ፣ ወትሃደራዊ ቀረባት ዝጸዓነት'ያ ዝበልዋ፣ መርከብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ገማግም ማያት ቀይሕ ባሕሪ ናይ የመን ከምዝሓዙ ኣፍሊጦም። እታ መርከብ፣ ብዘይፍቓድ [...]
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ሓሙሽተ ዓመታት ሓሙሻይ ኣማሓዳሪ ሃገራዊ ባንክ ሰጕጉ

ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ሓሙሽተ ዓመታት ሓሙሻይ ኣማሓዳሪ ሃገራዊ ባንክ ሰጕጉ

Radio Erena: 06 January 2022 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ሳልቫኪር ሚያርዲት፣ ንኣማሓዳሪ ሃገራዊ ባንክ፣ ዲየን ቶግ ንጎር ካብ መዝነቱ ኣልዩዎ። እቲ ፕረዚደንት፣ ካብ 3 ጥሪ ኣትሒዙ፣ ነቲ ኣማሓዳሪ ካብ ስልጣኑ [...]
ሱዳን፣  መስመር ጋልባት-መተማ ክኽፈት ብኢትዮጵያ ንዝቐረበ እማመ ከምዝነጸገት ተገሊጹ

ሱዳን፣ መስመር ጋልባት-መተማ ክኽፈት ብኢትዮጵያ ንዝቐረበ እማመ ከምዝነጸገት ተገሊጹ

Radio Erena: 06 January 2022 ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ኣብቲ ተደጋጋሚ ግጭታት ዝካየደሉ ዘሎ ከባቢታት ዶብ፣ ኣብ ሓለዋ ዝዋፈር ሓባራዊ ሰራዊት ንምቛም ኣብ ዝብል ዛዕባ ከምዝተዘያ ተሓቢሩ። ኣብቲ ብረቡዕ 05 ጥ [...]
ኣመሪካ፣ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ናብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክትምዝዝ’ያ

ኣመሪካ፣ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ናብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክትምዝዝ’ያ

Radio Erena: 05 January 2022 ብምምሕዳር ባይደን፣ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኮይኑ፣ ዝተመዘዘ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፌልትማን፣ ድሕሪ ናይ ትሽዓተ ኣዋርሕ ስራሕ፣ መዝነቱ ክሓድግ ምዃኑ ሮይተርስ ሓቢሩ። [...]
1 86 87 88 89 90 201 880 / 2010