Category: ዜና ወጻኢ

1 77 78 79 80 81 201 790 / 2008
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሰበ ስልጣን ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንዝበሩ ተጋሩ ኣሲሩ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሰበ ስልጣን ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንዝበሩ ተጋሩ ኣሲሩ

Radio Erena: 21 March 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንክልል ትግራይ ተቖጻጺርሉ ኣብ ዝነበረ እዋን፣ ብግዝያውነት ሸይምዎም ንዝነበረ ሰበ ስልጣን ናይቲ ክልል ዝኾኑ ተጋሩ ከምዝኣሰሮም፣ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ [...]
ቻይና፣ ዋዕላ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪቃ ከተእንግድ ምዃና ገሊጻ

ቻይና፣ ዋዕላ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪቃ ከተእንግድ ምዃና ገሊጻ

Radio Erena: 21 March 2022 ቻይና፣ ዋዕላ ሰላም ዞባ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ከተእንግድ ምዃና፣ ንፍሉይ ልኡኽ እታ ሃገር ኣብቲ ዞባ፣ ኣምባሳደር ዡ ቢንግ ብምጥቃስ፣ መርበብ ዜና ዘ ስታር ካብ ናይሮቢ ሓቢራ። [...]
ኢማራት ዓረብ፣ ንህጹጽ ረዲኤት ዝውዕል 30 ቶን መግቢ፣ ናብ ትግራይ ልኢኻ

ኢማራት ዓረብ፣ ንህጹጽ ረዲኤት ዝውዕል 30 ቶን መግቢ፣ ናብ ትግራይ ልኢኻ

Radio Erena: 20 March 2022 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንህጹጽ ረዲኤት ዝውዕል 30 ቶን መግቢ፣ ናብ ትግራይ ልኢኻ። ጋልፍ ኒውስ ንሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢማራት ዓረብ ብምጥቃስ ብ19 መጋቢት ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ እቲ [...]
ሱዳንን ዩጋንዳን፣ ዋዕላ ኢጋድ ኣብ ዝሓጸረ እዋን ክካየድ ኣብ ስምምዕ በጺሐን

ሱዳንን ዩጋንዳን፣ ዋዕላ ኢጋድ ኣብ ዝሓጸረ እዋን ክካየድ ኣብ ስምምዕ በጺሐን

Radio Erena: 20 March 2022 ሱዳንን ዩጋንዳን፣ ዋዕላ ኢጋድ ኣብ ዝሓጸረ እዋን ክካየድ ኣብ ስምምዕ በጺሐን። ኣቦ ወንበር ቆንስል ሱዳን ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃን፣ ናይ ሓደ መዓልቲ ዑደት ናብ ዩጋንዳ ኣብ ዘካየደሉ ም [...]
ኣመሪካ ንሰብኣዊ ረዲኤት ዝውዕል ናይ 585 ሚልዮን ዶላር ንየመን ለጊሳ

ኣመሪካ ንሰብኣዊ ረዲኤት ዝውዕል ናይ 585 ሚልዮን ዶላር ንየመን ለጊሳ

Radio Erena: 20 March 2022 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ንሰብኣዊ ረዲኤት ዝውዕል ናይ 585 ሚልዮን ዶላር ንየመን ለጊሳ። ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣብ ዝለኣኾ ጽሑፍ፣ ውድ [...]
ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ፣ ብጃልባ ዝተበገሱ ኣስታት 70 ሓተቲ ዑቕባ ደሃዮም ጠፍኡ

ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ፣ ብጃልባ ዝተበገሱ ኣስታት 70 ሓተቲ ዑቕባ ደሃዮም ጠፍኡ

Radio Erena: 18 March 2022 ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ፣ ብጃልባ ዝተበግሱ ኣስታት 70 ሓተቲ ዑቕባ ደሃዮም ከምዝጠፍአ ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት – IOM ገሊጹ። እቶም ሓተቲ ዑቕባ፣ ቅድሚ ናብ ኢጣልያ ንምስ [...]
ፖርት ሱዳን፣ ንዑደት ምክትል መራሒ ሱዳን፣ ጀነራል ሓምዳን ዳጋሎ ዝቃወም ህዝባዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ፖርት ሱዳን፣ ንዑደት ምክትል መራሒ ሱዳን፣ ጀነራል ሓምዳን ዳጋሎ ዝቃወም ህዝባዊ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 17 March 2022 ምክትል ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ጀነራል ሓምዳን ዳጋሎ ዝመርሖ ዑደት ናብ ፖርት ሱዳን ህዝባዊ ተቓውሞ ገጢምዎ። እቲ ጀነራል፣ ብ15 መጋቢት ናብ ፖርት ሱዳን ኣብ ዝበጽሓሉ፣ ህዝ [...]
ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ናብ ሃገራት እቲ ዞባ ዑደት የካይድ ኣሎ

ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ናብ ሃገራት እቲ ዞባ ዑደት የካይድ ኣሎ

Radio Erena: 17 March 2022 ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኮይኑ ዝተመዘዘ፣ ኣምባሳደር ዡ ቢንግ፣ ፈላሚ ዑደቱ ናብ ሃገራት እቲ ዞባ የካይድ ኣሎ። ዛጊት ኣብ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ጂቡቲን በጺሑ ዘሎ እ [...]
ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን፣ ሓይልታት ጸጥታን ዕጡቓትን ተታዅሶም

ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን፣ ሓይልታት ጸጥታን ዕጡቓትን ተታዅሶም

Radio Erena: 17 March 2022 ንኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ዘዳውብ ክልል ጋምቤላ ብዝተኻየደ ግጭት ኣብ ሰብን ንብረት ጉድኣት ከምዘውረደ ተሓቢሩ። እቲ ግጭት፣ ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን፣ ብ15 መጋቢት፣ ዶብ ኢትዮጵያ ሰ [...]
እገዳን ጸቕጢን ዝበዝሓ ሩስያ፣ መግብታት ንምኽዛን፣ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝፈርዩ ኣእካል ናብ ወጻኢ ከይሽየጡ ኣዚዛ

እገዳን ጸቕጢን ዝበዝሓ ሩስያ፣ መግብታት ንምኽዛን፣ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝፈርዩ ኣእካል ናብ ወጻኢ ከይሽየጡ ኣዚዛ

Radio Erena: 17 March 2022 ሩስያ፣ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ኵናት ድሕሪ ምኽፋታ፣ ኣመሪካን ሃገራት ኤውሮጳን፣ ኣብ ዲፕሎማሲ፣ ንግዲ፣ ቁጠባን ዘተኮረ እገዳታት በብግዜ የውሕዛላ ከምዘለዋ ዝፍለጥ'ዩ። እዛ ሃገር፣ ብዘይ [...]
1 77 78 79 80 81 201 790 / 2008