Category: ዜና ወጻኢ

1 76 77 78 79 80 201 780 / 2008
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሰበ ስልጣን ዝነበሩ ተጋሩ ካብ ማእሰርቲ ከምዝፈትሐ ተገሊጹ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሰበ ስልጣን ዝነበሩ ተጋሩ ካብ ማእሰርቲ ከምዝፈትሐ ተገሊጹ

Radio Erena: 31 March 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሰበ ስልጣን ዝነበሩ ተጋሩ ካብ ማእሰርቲ ከምዝፈትሐ፣ ንጠበቓ ካብቶም እሱራት ብምውካስ ሮይተርስ ብ29 መጋቢት ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ ገሊጹ። እቲ መንግስቲ፣ ን [...]
ሊብያ፣ ‘ጋህሲታት ሓተቲ ዑቕባ’ ምጽራይ ይግበረሉ ኣሎ

ሊብያ፣ ‘ጋህሲታት ሓተቲ ዑቕባ’ ምጽራይ ይግበረሉ ኣሎ

Radio Erena: 30 March 2022 ኣብ ሊብያ፣ 'ሓተቲ ዑቕባ ብጃምላ ዝተቐብርሉ ጋህሲታት' ምጽራይ ይግበረሉ ከምዘሎ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ኣብ ሊብያ ሓቕታት ክእክብ ዝቖመ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት [...]
ጀነራል ኣል ቡርሃን፣ ዝምድና ሃገሩን ግብጽን ብዝያዳ ንምድልዳል ዝዓለመ ዑደት ናብ ካይሮ የካይድ ኣሎ

ጀነራል ኣል ቡርሃን፣ ዝምድና ሃገሩን ግብጽን ብዝያዳ ንምድልዳል ዝዓለመ ዑደት ናብ ካይሮ የካይድ ኣሎ

Radio Erena: 30 March 2022 መራሒ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን፣ ምስ ግብጻዊ መዘንኡ፣ ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ጉዳያት ንምምይያጥ፣ ሎሚ ረቡዕ 30 መጋቢት ናብ ግብጺ ኣትዩ። [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ፕረዚዲንት ሳልቫኪርን ምክትሉ ሬክ ማቻርን ሓድሽ ግጭት ተጓሃሂሩ

ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ፕረዚዲንት ሳልቫኪርን ምክትሉ ሬክ ማቻርን ሓድሽ ግጭት ተጓሃሂሩ

Radio Erena: 28 March 2022 ኣብ ሰንኮፍ ዝርከብ ስምምዕ ሰላም ደቡብ ሱዳን ከይፈርስን እታ ሃገር ናብ ዳግማይ ምሉእ ግጭት ከይትሽመምን ምክትል ፕረዚደንትን መራሕቲ ተቓወምቲ ቀቢላ ኑዌርን፣ ሬክ ማቻር ኣጠንቂቑ። [...]
መራሕቲ ኢትዮጵያን ጂቡቲን፣ ኣብ ህሉው ዞባዊ ኩነታት ዘትዮም

መራሕቲ ኢትዮጵያን ጂቡቲን፣ ኣብ ህሉው ዞባዊ ኩነታት ዘትዮም

Radio Erena: 28 March 2022 ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ክልተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ፕረዚደንት፣ ብ27 መጋቢት ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝኣተወሉ፣ ምስ ቀዳማይ [...]
ኣል-ሑቲ ናይ የመን፣ ናይ ሰለስተ መዓልታት በይናዊ ተኹሲ ደው ምባል ኣዋጅ ኣውጺኡ

ኣል-ሑቲ ናይ የመን፣ ናይ ሰለስተ መዓልታት በይናዊ ተኹሲ ደው ምባል ኣዋጅ ኣውጺኡ

Radio Erena: 27 March 2022 ኣል-ሑቲ ናይ የመን፣ ናይ ሰለስተ መዓልታት በይናዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ኣዋጅ ከምዘውጸአ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ፖለቲካዊ መራሒ’ቲ ውድብ ማህዲ ኣል-ማሻት ኣብ ዝሃቦ ቃል [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሰብኣዊ ረዲኤት ናብ ትግራይ ክኣቱ ብምፍቃዱ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተሰመዖ ሓጎስ ገሊጹ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሰብኣዊ ረዲኤት ናብ ትግራይ ክኣቱ ብምፍቃዱ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተሰመዖ ሓጎስ ገሊጹ

Radio Erena: 27 March 2022 ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል’ታ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ኲናት ደው ኢሉ፣ ሰብኣዊ ረዲኤት ናብ ትግራይ ክኣቱ ብምፍቃዱ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተሰመዖ ሓጎስ ገሊጹ። ዋና ጸሓ [...]
ሱዳንን ግብጺን ወትሃደራዊ ምትሕግጋዘን ንምዕባይ ዘኽእለን ዘተ ኣካይደን

ሱዳንን ግብጺን ወትሃደራዊ ምትሕግጋዘን ንምዕባይ ዘኽእለን ዘተ ኣካይደን

Radio Erena: 24 March 2022 ሱዳንን ግብጺን፣ ዝጸንሐን ወትሃደራውያን ጸጥታውን ምትሕግጋዝ ንምዕባይ ዝዓለመ ዘተ ላዕለወት ኣዘዝቲ ሰራዊት ተኻይዱ። ኣል ሞኒተር ኣብ ዘቕረቦ ሓበሬታ፣ ጠቕላሊ ሓቓል ስታፍ ሰራዊ [...]
ካብ ክልል ትግራይ ናብ ክልል ኣምሓራ ንዝፈናቐሉ ተጋሩ፣ ኣብ ሓደ መዓስከር ክዕቆቡ ምዃኖም ተገሊጹ

ካብ ክልል ትግራይ ናብ ክልል ኣምሓራ ንዝፈናቐሉ ተጋሩ፣ ኣብ ሓደ መዓስከር ክዕቆቡ ምዃኖም ተገሊጹ

Radio Erena: 24 March 2022 ካብ ክልል ትግራይ ናብ ክልል ኣምሓራ ንዝፈናቐሉ ኣሽሓት ተጋሩ፣ ኣብ ሓደ መዓስከር ንምዕቛቦም ይስርሓሉ ምህላዉ ዘ ሪፖርተር ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ። እቲ መርበብ ዜና፣ ንኮሚሽን [...]
ጂቡቲን የመንን ኣብ ምልውጥ ሓበሬታን ጸጥታን ዞባአን ብሓባር ክሰርሓ ዘኽእልን ፕሮቶኮል ከቲመን

ጂቡቲን የመንን ኣብ ምልውጥ ሓበሬታን ጸጥታን ዞባአን ብሓባር ክሰርሓ ዘኽእልን ፕሮቶኮል ከቲመን

Radio Erena: 24 March 2022 መንግስታት ጂቡቲን የመንን፣ ኣብ ምልውዋጥ ሓበሬታን ጸጥታን ብሓባር ከስርሖም ዝኽእል ስምምዓትን ፕሮቶኮላትን ከቲመን። እዚ ዝተኸተመ፣ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ኣሕመድ ዓዋድ ቢን [...]
1 76 77 78 79 80 201 780 / 2008