Category: ዜና ወጻኢ

1 79 80 81 82 83 202 810 / 2017
ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ዘውረዶ ዕንወት፣ ብፈረንሳ ክጽናዕ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሓቲቱ

ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ዘውረዶ ዕንወት፣ ብፈረንሳ ክጽናዕ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሓቲቱ

Radio Erena: 15 March 2022 ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፈርን ዘውረዶ ዕንወት፣ ብመንግስቲ ፈረንሳ ክጽናዕ መንግስቲ ኢትዮጵያ ከምዘሓተተ ተሓቢሩ። እዚ ዝተሓበረ፣ ብምኽንያት መበ [...]
ሰሜን ኮርያ፣ 60 ሚልዮን ዶዝ ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ ክልኣኸላ ጻውዒት ቀሪቡ

ሰሜን ኮርያ፣ 60 ሚልዮን ዶዝ ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ ክልኣኸላ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 15 March 2022 ምስ ኤርትራ ብምዃን ንክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ እትሕሰም ናብ ዘላ ሰሜን ኮርያ፣ 60 ሚልዮን ዶዝ ክታበት ክልኣኸላ፣ ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት እታ ሃገር ክከታትል ብሕቡራት ሃገራት ዝ [...]
ስልጣን ካብ ኣቡኡ ክርከብ ምድላዋት ይግበር ከምዘሎ ዝተገልጸ፣ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ኡጋንዳ፣ ካብ ሰራዊት ብጥሮታ ከምዘይተፋነወ ኣፈኛ ሓይሊ ምድሪ ገሊጹ

ስልጣን ካብ ኣቡኡ ክርከብ ምድላዋት ይግበር ከምዘሎ ዝተገልጸ፣ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ኡጋንዳ፣ ካብ ሰራዊት ብጥሮታ ከምዘይተፋነወ ኣፈኛ ሓይሊ ምድሪ ገሊጹ

Radio Erena: 15 March 2022 ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚን ወዱ ንፕረዚደንትን ኡጋንዳን፣ ሌተናትን ጀነራል ሙሁዚ ካይነረጉባ፣ ኣብ 2026 ኣብ ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ እታ ሃገር፣ ንኣቡኡ ንምትካእ፣ ኣብ መበል 4 [...]
ግብጽን ፈረንሳን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ኣካዪደን

ግብጽን ፈረንሳን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ኣካዪደን

Radio Erena: 13 March 2022 ግብጽን ፈረንሳን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ኣካዪደን። ወሃብ ቃል ሰራዊት ግብጺ ጋሪብ ዓብደል-ሓፊዝ ብዕለት 10 መጋቢት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ሓይሊ ባሕሪ ፈረንሳን ግ [...]
ብሕቡእ ዝወጸ ሃብቲ ወርቂ ሱዳን፣ ኣብ ሩስያ ተኸዚኑ ከምዘሎ ንዝገልጽ ሓበሬታ፣ መንግስቲ ሱዳን ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ

ብሕቡእ ዝወጸ ሃብቲ ወርቂ ሱዳን፣ ኣብ ሩስያ ተኸዚኑ ከምዘሎ ንዝገልጽ ሓበሬታ፣ መንግስቲ ሱዳን ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ

Radio Erena: 13 March 2022 ንዓመታት ዝኣክል ብሕቡእ ዝወጸ ሃብቲ ወርቂ ሱዳን፣ ኣብ ሩስያ ተኸዚኑ ከምዘሎ ዝገልጽ ዝተዘርገሐ ሓበሬታ፣ መንግስቲ ሱዳን ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ። ሚኒስተር ማዕድን ሱዳን መሓመድ በሺር [...]
‘ፈጸምቲ’ዚ ጭካነ ዝመልኦ ዘስካሕክሕ ኣቀታትላ ሰባት፣ መንነቶም ብዘየገድስ፣ ግቡእ ስጉምቲ ክውሰደሎም’ዩ’ መ.ኢትዮጵያ

‘ፈጸምቲ’ዚ ጭካነ ዝመልኦ ዘስካሕክሕ ኣቀታትላ ሰባት፣ መንነቶም ብዘየገድስ፣ ግቡእ ስጉምቲ ክውሰደሎም’ዩ’ መ.ኢትዮጵያ

Radio Erena: 12 March 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ’ቶም ንሰላማውያን ሰባት ብሓዊ ኣቃጺሎም ዝቐተሉ ወተሃደራትን ዕጡቓት ምልሻታትን ስጉምቲ ክወስድ ምዃኑ ገሊጹ። ቤት ጽሕፈት መራኸቢታት እቲ መንግስቲ ኣብ ዘው [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝተኸስተ ሰብኣዊ ቅልውላው ዝውዕል 85 ሚልዮን ዶላር ለጊሳ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝተኸስተ ሰብኣዊ ቅልውላው ዝውዕል 85 ሚልዮን ዶላር ለጊሳ

Radio Erena: 10 March 2022 ሕቡራት ኢማራር ዓረብ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተኸሲቱ ንዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ዝውዕል 85 ሚልዮን ዶላር ብሓገዝ ከምዝለገሰት፣ ተሓጋጋዚ ዋና ጸሓፊ ኣብ ሰብኣዊ ጉዳያት፣ ማርቲን ግሪፍ [...]
ሑቲ፣ ንግዳዊ መራኽብ ናብ ዝመላለሳሉ ክሊ ማይ ቀይሕ ባሕሪ ሚሳይል ተኵሱ ክትብል ሰበ ስልጣን ኣመሪካ ወቒሶም

ሑቲ፣ ንግዳዊ መራኽብ ናብ ዝመላለሳሉ ክሊ ማይ ቀይሕ ባሕሪ ሚሳይል ተኵሱ ክትብል ሰበ ስልጣን ኣመሪካ ወቒሶም

Radio Erena: 10 March 2022 ስትራቴጃዊ ገማግም ተቆጻጺሮም ዝርከቡ ሓይልታት ሑቱ፣ ንግዳዊ መራኽብ ናብ ዝመላለሳሉ ኣህጉራዊ ክሊ ማይ ቀይሕ ባሕሪ፣ ሚሳይል ከምዝተኮሱ፣ ሰበ ስልጣን ኣመሪካ ወቒሶም። ኣሶሸትድ [...]
ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚን ወዱ ንፕረዚደንት ኡጋንዳን፣ ኣብ መበል 47 ዓመቱ ካብ ሰራዊት ብጥሮታ ምፍናዉ፣ ንኣቡኡ ንምትካእ’ዩ ተባሂሉ

ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚን ወዱ ንፕረዚደንት ኡጋንዳን፣ ኣብ መበል 47 ዓመቱ ካብ ሰራዊት ብጥሮታ ምፍናዉ፣ ንኣቡኡ ንምትካእ’ዩ ተባሂሉ

Radio Erena: 09 March 2022 ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚን ወዱ ንፕረዚደንትን ኡጋንዳን፣ ሌተናትን ጀነራል ሙሁዚ ካይነረጉባ፣ ኣብ መበል 47 ዓመቱ ካብ ሰራዊት ብጥሮታ ምፍናዉ፣ ኣብ 2026 ኣብ ዝካየድ ፕረዚደንታዊ [...]
ንሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ዘሰሓሕብ ዞባ ኣብየ ብዝተወልዐ ግጭት ብውሕዱ 27 ሰባት ተቐቲሎም

ንሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ዘሰሓሕብ ዞባ ኣብየ ብዝተወልዐ ግጭት ብውሕዱ 27 ሰባት ተቐቲሎም

Radio: 09 March 2022 ንሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ዘሰሓሕብ ዞባ ኣብየ፣ ብዝተወልዐ ግጭት ብውሕዱ 27 ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ንኣፈኛ መንግስቲ፣ ደን ኣጃክ ብምጥቃስ ዘ ኢስት ኣፍሪካን ሓቢሩ። ብኣፍራስ ዝመጹ ዕጡቓት፣ ኣ [...]
1 79 80 81 82 83 202 810 / 2017