Category: ዜና ወጻኢ

1 74 75 76 77 78 201 760 / 2008
ኣመሪካ፣ ኣብ ሰለስተ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝወረደ ደርቂ ንምምካት ዝሕግዝ፣ ተወሳኺ ናይ 114 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ለጊሳ

ኣመሪካ፣ ኣብ ሰለስተ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝወረደ ደርቂ ንምምካት ዝሕግዝ፣ ተወሳኺ ናይ 114 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ለጊሳ

Radio Erena: 17 April 2022 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ኣብ ሰለስተ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝወረደ ደርቂ ንምምካት ዝሕግዝ፣ ተወሳኺ ናይ 114 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ለጊሳ። ዩ.ኤስ.ኤይድ ኣብ መግለጺኡ፣ እቲ ናይ 114 [...]
ጀ.ኣልቡርሃን፣ ኣሲሩዎም ዘሎ ፖለቲከኛታት ኣብዚ ሳልስቲ ክፈትሖም ቃል ኣትዩ

ጀ.ኣልቡርሃን፣ ኣሲሩዎም ዘሎ ፖለቲከኛታት ኣብዚ ሳልስቲ ክፈትሖም ቃል ኣትዩ

Radio Erena: 17 April 2022 ዓብደል-ፋታሕ ኣልቡርሃን ናይ ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዘጽነሖም ፖለቲከኛታት፣ ኣብዚ ዝመጽእ ሰለስተ መዓልታት ናጻ ክሰዶም ምዃኑ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ቤት ጽሕፈት ወኪል ሕብረ [...]
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ሰለስተ ኣዋርሕ ስልጣኑ ይሓድግ ምህላዉ ተገሊጹ

ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ሰለስተ ኣዋርሕ ስልጣኑ ይሓድግ ምህላዉ ተገሊጹ

Radio Erena: 13 April 2022 ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኮይኑ፣ ኣብ ጥሪ 2022 ዝተመዘዘ ኣምባሳደር ዳቪድ ሳተርፊልድ፣ ኣብ ሰለስተ ኣዋርሕ ስልጣኑ ይሓድግ ከምዘሎ ፎረይን ፖሊሲ ዝተባህለ መርበብ ዜና [...]
‘ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ መንግስትን ኦነግን ዝካየድ ዘሎ ውግእ፣ ነታ ሃገር ናብ ዝበኣሰ ዓዘቕቲ ክሸማ ከምዝኽእል ተሓቢሩ

‘ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ መንግስትን ኦነግን ዝካየድ ዘሎ ውግእ፣ ነታ ሃገር ናብ ዝበኣሰ ዓዘቕቲ ክሸማ ከምዝኽእል ተሓቢሩ

Radio Erena: 12 April 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስትን ግንባር ሓርነት ኦሮሞን ከቢድ ውግእ ይካየድ ምህላዉ እቲ ግንባርን ዝተፈላለዩ ውድባት ኦሮሞን ገሊጾም። መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ነቲ ብኦነ [...]
ምወላ ንልምዓት ኣፍሪቃ፣ ኤርትራ ንእትርከበ ኣርባዕተ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ፕሮጀክት ጸዓት በረኻ ዝውዕል 5.5 ሚልዮን ዶላር መዊሉ

ምወላ ንልምዓት ኣፍሪቃ፣ ኤርትራ ንእትርከበ ኣርባዕተ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ፕሮጀክት ጸዓት በረኻ ዝውዕል 5.5 ሚልዮን ዶላር መዊሉ

Radio Erena: 12 April 2022 ምወላ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ኤርትራ ንእትርከበ ኣርባዕተ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ፕሮጀክት ጸዓት በረኻ ዝውዕል 5.5 ሚልዮን ዶላር ከምዝውል ኣፍሊጡ። እቲ ኣካል ባንክ ልምዓት ኣፍ [...]
መራኽብ ኵናት ቻይና፣ ንመጀመርያ እዋነን ኣብ ጂቡቲ ከምዝተራእያ ተሓቢሩ

መራኽብ ኵናት ቻይና፣ ንመጀመርያ እዋነን ኣብ ጂቡቲ ከምዝተራእያ ተሓቢሩ

Radio Erena: 08 April 2022 መራኽብ ኵናት ቻይና፣ ንመጀመርያ እዋን፣ ኣብ ጂቡቲ ከምዝተራእያ ዝተፈላለዩ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። ቻይና፣ ኣብ ጂቡቲ ካብ 2016 ኣትሒዛ ወትሃደራዊ መዓስከር ካብ እተቕ [...]
ሩስያ ካብ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ተወንዚፋ፣ ኤርትራ ግና ንሩስያ ደጊፋ

ሩስያ ካብ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ተወንዚፋ፣ ኤርትራ ግና ንሩስያ ደጊፋ

Radio Erena: 07 April 2022 ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ወራር ኣካይዳትሉ ኣብ ዘላ እዋን፣ ሰራዊታ ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ብዝፈጸምዎ ግፍዒ፣ ቅትለትን ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላትን፣ ካብ ኣባልነት ቤት ምኽሪ ሰብኣ [...]
ፕረዚደንት የመን፣ ዓብደረቦ መንሱር ሓዲ ስልጣኑ ሓዲጉ

ፕረዚደንት የመን፣ ዓብደረቦ መንሱር ሓዲ ስልጣኑ ሓዲጉ

Radio Erena: 07 April 2022 ንዝሓለፈ7 ዓመታት፣ ኣብ ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ስደት ዝጸንሐ ፕረዚደንት የመን፣ ዓብደረቦ መንሱር ስልጣኑ ሓዲጉ። ንሱ፣ ሎሚ ሓሙስ 07 ሚያዝያ፣ ብቴሌቪዥን ኣብ ዘመሓላለፎ መልእ [...]
ን27 ዓመታት ንቡርኪናፋሶ ዝመርሐ፣ ፕረዚደንት ነበር፣ ብሌዝ ካምፓኦረ ንሕልፈት ክእሰር ተፈሪዱ

ን27 ዓመታት ንቡርኪናፋሶ ዝመርሐ፣ ፕረዚደንት ነበር፣ ብሌዝ ካምፓኦረ ንሕልፈት ክእሰር ተፈሪዱ

Radio Erena: 06 April 2022 ን27 ዓመታት ንቡርኪናፋሶ ዝመርሐ፣ ፕረዚደንት ነበር፣ ብሌዝ ካምፓኦረን ክልተ መሻርኽቱን ንሕልፈት ክእሰሩ ወትሃደራዊ ቤት ፍርዲ፣ ብረቡዕ 06 ሚያዝያ ብይን ሂቡ። እቲ ኣብ 198 [...]
‘ሓይልታት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ተወላዶ ትግራይ፣ ዘርኢ ምስ ምጽናት ዝጽብጸበ ገበናት ፈጺሞም።’

‘ሓይልታት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ተወላዶ ትግራይ፣ ዘርኢ ምስ ምጽናት ዝጽብጸበ ገበናት ፈጺሞም።’

Radio Erena: 06 April 2022 ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ተወላዶ ትግራይ፣ ዘርኢ ምስ ምጽናት ክጽብጸብ ዝኽእል ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ከምዝፈጸሙ፣ ንእዋናዊ ጸብጻብ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናልን ሁማን ራይ [...]
1 74 75 76 77 78 201 760 / 2008