Category: ዜና ወጻኢ

1 194 195 196 197 198 202 1960 / 2017
ኣምባሳደር ካሜሮን ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንበሪ ገዝኡ ሞይቱ ተረኺቡ

ኣምባሳደር ካሜሮን ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንበሪ ገዝኡ ሞይቱ ተረኺቡ

Radio Erena:- 15 August 2019 ኣምባሳደር ካሜሮን ኣብ ኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪቃን ዣክ ኣል ፍረድ ዱምበ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ መንበሪ ገዝኡ ሞይቱ ከምዝጽንሐ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቲ ሓደ ካ [...]
ፕረዚደንት ኢኳቶርያል ጊኒ፣ ኣብ ስልጣን ዝመጸሉ መበል 40 ዓመት ጸንቢሉ

ፕረዚደንት ኢኳቶርያል ጊኒ፣ ኣብ ስልጣን ዝመጸሉ መበል 40 ዓመት ጸንቢሉ

Radio Erena:- 14 August 2019 ፕረዚደንት ኢኳቶርያል ጊኒ፣ ቲዮዶር ኦብያንግ ባሳጎ ንግዌማ፣ ናብ ስልጣን ዝመጸሉ መበል 40 ዓመት ጸንቢሉ። ካብ ዘለዎ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ዝነውሐ ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝ [...]
መራሕቲ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ኣብ ጉዳይ የመን ዘትዮም

መራሕቲ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ኣብ ጉዳይ የመን ዘትዮም

Radio Erena:- 14 August 2019 ወራስ ዓራት ኣቡዳቢን ላዕልዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ሕቡራት ኢማራት ዓረብን መሓምድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያንን ንጉስ ስዑዲ ዓረብ፣ ሳል ማን ቢን ዓብደልዓዚዝ ኣል ስዑድን ኣብ ጉዳይ የመ [...]
ርዋንዳ፣ ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ኣማኢት ስደተኛታት ክትቅበል ከምእትኽእል ትገልጽ

ርዋንዳ፣ ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ኣማኢት ስደተኛታት ክትቅበል ከምእትኽእል ትገልጽ

Radio Erena: 12 August 2019 ርዋንዳ፣ ኣብ መዳጎኒ መዓስከራት ሊብያ ዝርከቡ ኣማኢት ስደተኛታት ሃገራት ኣፍሪቃ ክትቅበል ከምእትኽእል ኣፍሊጣ። መግለጺ መንግስቲ ርዋንዳ ከምዘመልክቶ፣ እታ ሃገር ካብ ሊብያ ብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ‘’ኣብ ዝመጽእ ዓመት ሃገራዊ ምርጫ ክካየድ’ዩ’’ ኢ.ህ.ወ.ደ.ግ.

ኢትዮጵያ፣ ‘’ኣብ ዝመጽእ ዓመት ሃገራዊ ምርጫ ክካየድ’ዩ’’ ኢ.ህ.ወ.ደ.ግ.

Radio Erena: 11 August 2019 ኢትዮጵያ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ሃገራዊ ምርጫ ኣብቲ ዝተመደበሉ ግዜ ከምእተካዪድ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ኢ.ህ.ወ.ደ.ግ. ገሊጹ። እቲ ሰልፊ ናይ ክልተ መዓልታት ኣኼባ ድሕሪ ምክያድ ብዓርቢ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ካዝና  ሃገራዊ ባንክ ሱዳን 250 ሚልዮን ዶላር ኣቐሚጣ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ካዝና ሃገራዊ ባንክ ሱዳን 250 ሚልዮን ዶላር ኣቐሚጣ

Radio Erena: 08 August 2019 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ካዝና ሃገራዊ ባንክ ሱዳን 250 ሚልዮን ዶላር ከምዘቀመጠ፣ ሚኒስትሪ ፋይናንስ'ቲ ንግስነት፣ ብሰሉስ 7 ነሓሰ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ገንዘብ ብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተኻየደ ፈተነ ዕልዋ፣ ምትእትታው ናይ ግዳም ከምዝነበሮ ቀ/ሚ’ታ ሃገር ገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተኻየደ ፈተነ ዕልዋ፣ ምትእትታው ናይ ግዳም ከምዝነበሮ ቀ/ሚ’ታ ሃገር ገሊጹ

Radio Erena: 08 August 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ዝሓለፈ ሰነ ዝተኻየደ ፈተነ ዕልዋ፣ ምትእትታው ናይ ግዳም ሓይልታት ከም ዝነበሮ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ መጀመርያ ዕለት ናይዚ ወርሒ ካብ ቤት ጽ [...]
ኣመሪካ፣ ናብ ሰሜን ኮርያ በጺሖም ዝተመልሱ በጻሕቲ ሃገር፣ ብዘይ ቪዛ ከይኣትዉ ዝኽልክል ሕጊ ጸዲቑ

ኣመሪካ፣ ናብ ሰሜን ኮርያ በጺሖም ዝተመልሱ በጻሕቲ ሃገር፣ ብዘይ ቪዛ ከይኣትዉ ዝኽልክል ሕጊ ጸዲቑ

Radio Erena: 08 August 2019 ምምሕዳር ትራምፕ፣ ካብ መጋቢት 2011 ኣትሒዞም ናብ ሰሜን ኮርያ በጺሖም ዝተመልሱ በጻሕቲ ሃገር፣ ናብ ኣመሪካ ብዘይ ቪዛ ከይኣትዉ ዝኽልክል ሕጊ ኣጽዲቑ። ኣመሪካ፣ ንዜጋታት መብዛሕተ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ዝተኻየደ ተቓውሞታት ጉሉሕ ኣበርክቶ ዝነበረን ደቂ ኣንስትዮ፣ ኣብ ናይ ለውጢ መድረኽ ይግለላ ከምዘለዋ ተሓቢሩ

ሱዳን፣ ኣብ ዝተኻየደ ተቓውሞታት ጉሉሕ ኣበርክቶ ዝነበረን ደቂ ኣንስትዮ፣ ኣብ ናይ ለውጢ መድረኽ ይግለላ ከምዘለዋ ተሓቢሩ

Radio Erena: 07 August 2019 ኣብ ሱዳን ፣ ፕረዚደንት ነበር ዑመር ኣልበሺር ንምእላይ ይኹን ድሒሩ ኣንጻር ስልጣን ንዝበሓተ ወተሃደራዊ ጉጅለ፣ ተቓውሞታት ኣብ ምስታፍ መሪሕ ተራ ዝነበረን ደቂ ኣንስትዮ፣ ኣብዚ ና [...]
ቻይና፣ ንኢትዮጵያ  90 ሽሕ ኩንታል ናይ እኽሊ ረዲኤት ኣበርኪታ

ቻይና፣ ንኢትዮጵያ 90 ሽሕ ኩንታል ናይ እኽሊ ረዲኤት ኣበርኪታ

Radio Erena: 06 August 2019 ቻይና፣ ንኢትዮጵያ 90 ሽሕ ኩንታል ናይ ሩዝን ስርናይን ረድኤት ከምዝለገሰት መርበባት ሓበሬታ ቻይና ኣፍሊጠን። እቲ ሓገዝ፣ ኢትዮጵያ ኣብ ዝጠለበቶ ህጹጽ ናይ መግቢ ረዲኤት ክው [...]
1 194 195 196 197 198 202 1960 / 2017