Category: ዜና ወጻኢ

1 193 194 195 196 197 203 1950 / 2022
ባይቶ ኢትዮጵያ፣ ንሕጊ ምርጫ 2020 ኣጽዲቑ

ባይቶ ኢትዮጵያ፣ ንሕጊ ምርጫ 2020 ኣጽዲቑ

Radio Erena: 25 August 2019 ሃገራዊ ባይቶ ኢትዮጵያ ነቲ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ዝካየድ ሓፈሻዊ ምርጫ’ታ ሃገርን መስርሕ ተሳትፎ ተወዳደርትን ብዝምልከት ንዝቐረበ እማመ ኣጽዲቑ። ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተመሓላለፈ ዜና [...]
ኣባላት ስርሒት ስለያ ሱዳን፣ ምጥያስ ኣይንቕበልን ኢሎም

ኣባላት ስርሒት ስለያ ሱዳን፣ ምጥያስ ኣይንቕበልን ኢሎም

Radio Erena: 25 August 2019 ኣብ ሱዳን ኣገልግሎት ስለያ ክፍሊ ስርሒታት ዝነበሩ ኣባላት፣ ካብ ኣሃዱታቶም ፋሕ ክብሉ ንዝተዋህቦም ትእዛዝ ነጺጎሞ። ጀነራል ዳይረክተር’ቲ ኣገልግሎት ስለያ ኣቡበከር ሙስጦፋ ብሓሙስ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ንመጀመርያ እዋን፣ ደቂንስትዮ ብዘይ መሰነይታ ደቂተባዕትዮ ክገሻ’የን

ስዑዲ ዓረብ፣ ንመጀመርያ እዋን፣ ደቂንስትዮ ብዘይ መሰነይታ ደቂተባዕትዮ ክገሻ’የን

Radio Erena: 23 August 2019 ኣብ ታሪኽ ስዑዲ ዓረብ፣ ንመጀመርያ እዋኑ፣ ደቂንስትዮ ብዘይ መሰነይታ ደቂተባዕትዮ ናብ ወጻኢ ሃገራት ክገሻ'የን። ክፍሊ ፓስፖርት እታ ሃገር ብመንገዲ ትዊተር ኣብ ዝዘርግሖ ሓበ [...]
ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ፣ ኣብ ስልጣን ዘሎ ፕረዚደንት፣ ኣብ ምርጫ ደጊሙ ተዓዊቱ

ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ፣ ኣብ ስልጣን ዘሎ ፕረዚደንት፣ ኣብ ምርጫ ደጊሙ ተዓዊቱ

Radio Erena: 23 August 2019 ካብ ሶማል ተፈልያ ናይ ገዛእ ርእሳ ምምሕዳር መስሪታ ኣብ እትርከብ ጁባላንድ፣ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ፣ ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ፕረዚደንት ኣሕመድ መሓመድ ማዶበ ተዓዊቱ። ኣሕመድ ማዶበ [...]
ሱዳን፣ ክልተ ደቂንስትዮ ዝርከባኦም 11 ኣባላት ዝሓቖፈ መሰጋገሪ መንግስቲ ብወግዒ ቆይሙ

ሱዳን፣ ክልተ ደቂንስትዮ ዝርከባኦም 11 ኣባላት ዝሓቖፈ መሰጋገሪ መንግስቲ ብወግዒ ቆይሙ

Radio Erena: 22 August 2019 ኣብ ሱዳን፣ ክልተ ደቂንስትዮ ዝርከባኦም 11 ኣባላት ዝሓቖፈ ናይ መሰጋገሪ ግዝያዊ ባይቶ ብወግዒ ቆይሙ። ድሕሪ ምውዳቕ ስርዓት በሺር ኣብ ወርሒ ለካቲት ስልጣን ተረኪቡ ዝጸንሐ [...]
ሶማልን ጂቡቲን ሽበራ ኣብ ምምካት ብሓባር ንዘካይድኦ ዘለዋ ቃልሲ ከሐይላ ምዃነን ይገልጻ

ሶማልን ጂቡቲን ሽበራ ኣብ ምምካት ብሓባር ንዘካይድኦ ዘለዋ ቃልሲ ከሐይላ ምዃነን ይገልጻ

Radio Erena: 22 August 2019 መራሕቲ ሶማልን ጂቡቲን፣ ኣንጻር ግብረ ሽበራ ዘካይድዎ ዘለው ሓባራዊ ቃልሲ ከሐይሉ ምዃኖም ገሊጾም። እቶም መራሕቲ ነዚ ዝገለጹ፣ ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ዓብደላ ፋርማጆ፣ ብ19 ነሓሰ [...]
ሑቲ፣ ኣብ ኢራን ሓድሽ ኣምባሳደር ምምዛዙ፣ ኣብቲ ዞባ ተወሳኺ ወጥሪ ፈጢሩ

ሑቲ፣ ኣብ ኢራን ሓድሽ ኣምባሳደር ምምዛዙ፣ ኣብቲ ዞባ ተወሳኺ ወጥሪ ፈጢሩ

Radio Erena: 20 August 2019 ብኣመንቲ ሺዓ ዝምራሕ ሑቲ ናይ የመን፣ ንመጀመርያ እዋኑ ኣብ ኢራን ኣምባሳደር ምምዛዙ፣ ኣብቲ ዞባ ተወሳኺ ወጥሪ ፈጢሩ። ኣብ የመን ዓብላሊ ወትሃደራውን ፖለቲካውን ቦታ ሒዙ ዝርከብ ሑ [...]
ፕረዚደንት ሱዳን ነበር፣ ዑመር ሓሰን ኣል በሺር፣ ብክሲ ብልሽውና ናብ ፍርዲ ቀሪቡ

ፕረዚደንት ሱዳን ነበር፣ ዑመር ሓሰን ኣል በሺር፣ ብክሲ ብልሽውና ናብ ፍርዲ ቀሪቡ

Radio Erena: 19 August 2019 ንሱዳን ን30 ዓመታት ዝመርሐ፣ ፕረዚደንት ነበር ዑመር ሓሰን ኣል በሺር፣ ብክሲ ብልሽውናንን ምጥፍፋእን ናብ ፍርዲ ቀሪቡ። እቲ ፕረዚደንት፣ ሎሚ 19ነሓሰ፣ ኣብ ካርቱም ናብ ዝር [...]
ቻይናዊ ትካል “ሁዋይ”፣ ንስርዓታት ኣፍሪቃ ብምድጋፍ፣ ኣብ ልዕሊ ተቓወምተን  ጠለፋን ስለያን የካይድ ከምዘሎ ተወቒሱ

ቻይናዊ ትካል “ሁዋይ”፣ ንስርዓታት ኣፍሪቃ ብምድጋፍ፣ ኣብ ልዕሊ ተቓወምተን ጠለፋን ስለያን የካይድ ከምዘሎ ተወቒሱ

Radio Erena: 19 August 2019 መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ብሓገዝ ትካል "ሁዋይ' ናይ ቻይና፣ ኣብ ልዕሊ ተቓወምቲ ሰልፍታት ስለያ የካይድ ከምዘሎ ተገሊጹ። ዎርልድ ስትሪት ጆርናል ዝተባህለ ናይ ኣመሪካ ጋዜጣ ኣብ ዘቅ [...]
ኢትዮጵያ፣ ዘለዋ ውህሉል ዕዳ ልዕሊ 52 ቢልዮን ዶላር በጺሑ

ኢትዮጵያ፣ ዘለዋ ውህሉል ዕዳ ልዕሊ 52 ቢልዮን ዶላር በጺሑ

Radio Erena: 18 August 2019 ኢትዮጵያ፣ 52.57 ቢልዮን ዶላር (1.5 ትሪልዮን ብር)፣ ውህሉል ዕዳ ከምዘለዋ ተገሊጹ። ዘ ሪፖርተር፣ ካብ ሚኒስትሪ ፋይናንስን ገንዘብን እታ ሃገር ንዝረኸቦ ሰነድ ብምውካስ [...]
1 193 194 195 196 197 203 1950 / 2022