Category: ዜና ወጻኢ

1 196 197 198 199 200 201 1980 / 2008
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዞባ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ብዉሑዱ 37 ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዞባ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ብዉሑዱ 37 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 27 June 2019 ኣብ ኢትዮጵያ ዞባ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ብዉሑዱ 37 ሰባት ከምዝተቐትሉ ኣመሓዳሪ’ቲ ዞባ ኣፍሊጡ። ኣሻዲ ሓሰን ንኣሶሼትድ ፕረስ ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ ብረት ዝዓጠቑ ውልቀሰባት ብሰንበት ወጋሕታ ና [...]
ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፤ ንእማመ ኢትዮጵያ ከምዘይተቐበሎ ገሊጹ

ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፤ ንእማመ ኢትዮጵያ ከምዘይተቐበሎ ገሊጹ

Radio Erena: 25 June 2019 ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን፣ ነቲ ብኢትዮጵያ ዝቐረበ እማመ ምሉእ ብምሉእ ከምዘይተቐበሎ ገሊጹ። ለተናል ጀነራል ሸምሸዲን ቃባሺ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ እቲ ሰራዊት ንእማመ ሰላም ኢትዮ [...]
ኣብ ክልል ኣምሓራ ፈተነ ዕልዋ ዘካየደ ጀነራል፣ ኣብ ከባቢ ባህርዳር ከምዝተቐትለ ተገሊጹ

ኣብ ክልል ኣምሓራ ፈተነ ዕልዋ ዘካየደ ጀነራል፣ ኣብ ከባቢ ባህርዳር ከምዝተቐትለ ተገሊጹ

Radio Erena: 25 June 2019 ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ፈተነ ዕልዋ ዘካየደ ጀነራል፣ ኣብ ከባቢ ባህርዳር ከምዝተቐትለ ኣፈኛ መንግስቲ’ታ ሃገር ገሊጹ። ብመሰረት’ቲ ዝተዋህበ ሓበሬታ፣ ጀነራል ኣሳምነው ጽገ፣ ናይቲ [...]
ሱዳን፣ እማመ ሰላም ኢትዮጵያ ብክልቲኦም ወገናት ተቐባልነት ረኺቡ

ሱዳን፣ እማመ ሰላም ኢትዮጵያ ብክልቲኦም ወገናት ተቐባልነት ረኺቡ

Radio Erena: 23 June 2019 መራሕቲ ህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን፣ ነቲ ብኢትዮጵያ ዝቐረበ እማመ ሰላም ምሉእ ብምሉእ ከምዝተቐበሉዎ ኣፍሊጦም። መራሕቲ ምንቅስቓስ ንናጽነትን ለውጥን ብ22 ሰነ ኣብ ዝሃቡዎ ቃል፣ ኢትዮጵያ ዘቕረበ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ፈተነ ዕልዋ ተኻዩዱ

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ፈተነ ዕልዋ ተኻዩዱ

Radio Erena: 23 June 2019 ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ፈተነ ዕልዋ መንግስቲ ከምዝተኻየደ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። መንግስታውያን ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ኣብ ዘቃለሖኦ ሓበሬታ፣ ኣብ ባህርዳር ዝመደበሩ እ [...]
ንሕብረት ኣፍሪቃ ዳግመ ምትዕርራይ ንምግባር ዝቖመት ጉጅለ፣ ብቀዳም 15 ሰነ ኣብ ኪጋሊ ኣኼባ ኣካዪዳ

ንሕብረት ኣፍሪቃ ዳግመ ምትዕርራይ ንምግባር ዝቖመት ጉጅለ፣ ብቀዳም 15 ሰነ ኣብ ኪጋሊ ኣኼባ ኣካዪዳ

Radio Erena: 17 June 2019 ንሕብረት ኣፍሪቃ ዳግመ ምትዕርራይ ንምግባር ዝቖመት ጉጅለ፣ ብቀዳም 15 ሰነ ኣብ ኪጋሊ ኣኼባ ኣካዪዳ። ፕረዚደንት ፖል ካጋመ ብዘቕረበላ ዕድመ መሰረት ኣብ ኪጋሊ ዝተኣከበት እታ ጉጅለ፣ [...]
ኣልበሽር፣ ኣብ ቅድሚ ኣኽባር ሕጊ ቀሪቡ

ኣልበሽር፣ ኣብ ቅድሚ ኣኽባር ሕጊ ቀሪቡ

Radio Erena: 16 June 2019 ፕረዚደንት ሱዳን ነበር ሓሰን ዑመር ኣልበሽር፣ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ድሕሪ ምእታዉ ንመጀመሪያ ግዜ ኣብ ቅድሚ ኣኽባር ሕጊ ቀሪቡ። ኣልበሽር፣ ብሰንበት 16 ሰነ ኮበር ካብ ዝተባህለ ቤት ማእሰ [...]
‘ዘተ ሰላም ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኣይተሳማማዕናን’ ምንቅስቓስ ንናጽነትን ንለውጥን

‘ዘተ ሰላም ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኣይተሳማማዕናን’ ምንቅስቓስ ንናጽነትን ንለውጥን

Radio Erena: 16 June 2019 ምንቅስቓስ ንናጽነትን ለውጥን ሱዳን፣ ዘተ ሰላም እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ተሳማሚዖም ዝተባህለ ሓቅነት ከምዘይብሉ ኣፍሊጡ። እቲ ንህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን ዝመርሕ ዘሎ ሓይሊ፣ ኢትዮጵያ [...]
ኬንያ፣ 11 ኣባላት ፖሊስ ተቐቲሎም

ኬንያ፣ 11 ኣባላት ፖሊስ ተቐቲሎም

Radio Erena: 16 June 2019 ኣብ ዶብ ኬንያን ሶማልን ኮለላ ኣብ ልዕሊ ዘካዪድ ዝነበረ ቃፍላይ ፖሊስ ኬንያ ብዝወረዶ ናይ ነታጒ ሓደጋ፣ ብዉሑዱ ዓሰርተ ሓደ ኣባላት ፖሊስ ከምዝተቐትሉ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ [...]
ሱዳን፣ ካብ ሰራዊትን ፖለቲካውያን ሰልፍታትን ዝተዋጽአ መሰጋገሪ ባይቶ ንኽቐውም ዘተ ክቕጽሉ ኣብ ስምምዕ በጺሖም

ሱዳን፣ ካብ ሰራዊትን ፖለቲካውያን ሰልፍታትን ዝተዋጽአ መሰጋገሪ ባይቶ ንኽቐውም ዘተ ክቕጽሉ ኣብ ስምምዕ በጺሖም

Radio Erena: 13 June 2019 ኣብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ወትሃደራዊ ባይቶን ፖለቲካውያን ውድባትን ክካየድ ድሕሪ ዝጸንሐ ናይ ምቅርራብ መስርሕ፣ ካብ ክልቲኦም ወገናት ዝተዋጽአ መሰጋገሪ ባይቶ ንምቛም ዘተ ክቕጽል ምዃኑ ተሓቢሩ [...]
1 196 197 198 199 200 201 1980 / 2008