Category: ሃገራዊ ዜና

1 21 22 23 24 25 186 230 / 1860
ኣብ እስራኤል፣ ብተወንጫፊ ሰለስተ ኤርትራውያን ስድራቤት ዝነብርሉ መንበሪ ኣባይቲ ዓንዩ

ኣብ እስራኤል፣ ብተወንጫፊ ሰለስተ ኤርትራውያን ስድራቤት ዝነብርሉ መንበሪ ኣባይቲ ዓንዩ

Radio Erena: Thursday, 12 October 2023 ኣብ እስራኤል፣ ብዝተተኮሰ ተወንጫፊ ሮኬታት፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ስድራቤት ንዝነብርዎ መንበሪ ኣባይቲ ከምዘዕነወ ተሓቢሩ። ብዘይካ'ዚ 10ታት ኤርትራውያን ብሰን [...]
ኤርትራ: ኣብ ሲንጋፑር ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ምህዞ ሮበት ወርቂ ማዳልያ ተሸሊማ

ኤርትራ: ኣብ ሲንጋፑር ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ምህዞ ሮበት ወርቂ ማዳልያ ተሸሊማ

Wednesday, 11 October 2023 ኤርትራ: ካብ 7 ክሳብ 10 ጥቅምቲ፣ ኣብ ሲንጋፑር ኣብ ዝተኻየደ ኣብ ሮቦት ዘድሃበ ናይ ቴክኖሎጂ ውድድር (robetic competition) ቀዳመይቲ ብምውጻእ ወርቂ ማዳልያ ተሸሊማ። [...]
ኤርትራ፣ ወነንቲ ብሽክለታ ታርጋ ከውጽኡን ግብሪ ክኸፍሉን ዕድሚኦም ድማ ልዕሊ 15 ዓመት ክኸውን ይግደዱ

ኤርትራ፣ ወነንቲ ብሽክለታ ታርጋ ከውጽኡን ግብሪ ክኸፍሉን ዕድሚኦም ድማ ልዕሊ 15 ዓመት ክኸውን ይግደዱ

Radio Erena: Tuesday, 10 October 2023 ኣብ ኤርትራ፣ ዞባ ማእከል፣ ወነንቲ ብሽክለታ ታርጋ ከውጽኡን ግብሪ ክኸፍሉን ይሕተቱ ኣለዉ። ወነንቲ ብሽክለታ፣ ዓመታዊ 20 ናቕፋ ግብርን ዘይከፈልዎ ውንዙፍ ዕዳ [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ኤርትራ ዝስልጥኑ ዘለዉ ወትሃደራቱ ብዝቐልጠፈ ናብ ግንባራት ክልኣኹ ይሓትት

ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ኤርትራ ዝስልጥኑ ዘለዉ ወትሃደራቱ ብዝቐልጠፈ ናብ ግንባራት ክልኣኹ ይሓትት

Radio Erena: Tuesday, 10 October 2023 ኣንጻር ኣልሸባብ ኣብ ዝጀመሮ ካልኣይ መድረኽ መጥቃዕቲ፣ ከቢድ ስዕረት ዝወረዶ መንግስቲ ሶማል፣ ኣብ ኤርትራ ኣብ ስልጠና ዝርከቡ ሰራዊቱ ብዝቐልጠፈ ናብ ግንባራት ከዋ [...]
ኣብ ከባቢ ኣስመራ፣ ብኩባንያ ቻይና ዝካየድ ፕሮጀክት ዕደና ኣብ ነበርቲ እቲ ሻቕሎት ፈጢሩ

ኣብ ከባቢ ኣስመራ፣ ብኩባንያ ቻይና ዝካየድ ፕሮጀክት ዕደና ኣብ ነበርቲ እቲ ሻቕሎት ፈጢሩ

Radio Erena: Tuesday, 10 October 2023 ብቻይናዊ ኩባንያ ክካየድ ኣብ መስርኽ ዘሎ ፕሮጀክት ዕደና ኣስመራ፣ ኣብ ነበርቲ ከባቢ'ቲ ዓድታት ሻቕሎት ከምዝፈጠረ ተሓቢሩ። ተወላዶ እቲ ከባቢ ዝኾኑ ግዱሳት ና [...]
إرتريا تشارك في مسابقة لتكنولوجيا الروبوت في سنغافورة

إرتريا تشارك في مسابقة لتكنولوجيا الروبوت في سنغافورة

إذاعة إرينا 09.10.2023 يقوم خمسة  إرتريين يحملون الجنسية الكندية  بتمثيل إرتريا  في مسابقة تكنلوجيا الروبوتات   المقامة  في سنغافورة وهم : هياب سا [...]
سويسرية من أصول إرترية تترشح للانتخابات الفدرالية في سويسرا

سويسرية من أصول إرترية تترشح للانتخابات الفدرالية في سويسرا

  إذاعة إرينا 09.10.2023 أعلنت  الارترية السويسرية  فيرونيكا ألمدوم  ترشحها للانتخابات الفيدرالية في  دائرة  كانتون بجنيف نيابة عن حزب الخض [...]
ሰንበት ምስ መደብ ሸኾርተት  – ብዮናታን ሃብተ

ሰንበት ምስ መደብ ሸኾርተት – ብዮናታን ሃብተ

Radio Erena: Sunday, 08 October 2023 Radio Erena · ሰንበት 08 ጥቅምቲ 2023   [...]
الشرطة الإسرائيلية تلقي القبض على ثلاثة إرتريين  أثناء استعدادهم  لاغتيال ناشط إرتري في مدينة أشدود

الشرطة الإسرائيلية تلقي القبض على ثلاثة إرتريين أثناء استعدادهم لاغتيال ناشط إرتري في مدينة أشدود

إذاعة إرينا 07.10.2023     أفادت صحيفة أورشليم  بوست الاسرائيلية  أن ثلاثة إرتريين في الثلاثينيات والخمسينيات من العمر ألقي القبض ع [...]
ቻይና፣ ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝተሓጋገዙ ክኢላታት ናብ ኤርትራ ኣዋፊራ

ቻይና፣ ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝተሓጋገዙ ክኢላታት ናብ ኤርትራ ኣዋፊራ

Radio Erena: Thursday, 05 October 2023 መንግስቲ ቻይና፣ ኣብ ኤርትራ፣ እቶት ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝተሓጋገዙ ክኢላታት ናብ ኤርትራ ከምዘዋፈረ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር- ሺንሁዋ ሓቢሩ። ሚኒስትሪ [...]
1 21 22 23 24 25 186 230 / 1860