Category: ሃገራዊ ዜና
መንግስቲ ኤርትራ ትካላት ጥዕና ብምህጋሩ፣ ናይ ሞት ሳዕቤን ኣኸቲሉ
Radio Erena: 22 June 2019
መንግስቲ ኤርትራ ብካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ክመሓደራ ዝጸንሓ ማእከላት ጥዕና ክህግረን ምውሳኑ፣ ኣብ ተገልገልቲ ከቢድ ሳዕቤን የምጽእ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።
ዛጊት ተረኺቡ [...]
ጉዳይ ስደት ኤርትራውያን መሰረቱ፣ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓተ ምሕደራ ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 21 June 2019
ኣህጉራዊ መዓልቲ ስደተኛታት ብ20 ሰነ ኣብ መላእ ዓለም ተዘኪራ ውዒላ።
ዘይመንግስታውያን ማሕበራትን ጋዜጠኛታትን ኣብ ከተማ ፓሪስ ኣብ ዝተኣከቡሉ፣ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከብ [...]
ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ምብጻሕ የካይድ
Radio Erena: 20 June 2019
ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ምብጻሕ ንምክያድ ብዕለት 19 ሰነ ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ።
ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ኣ [...]
ኣብ ኤርትራ ተመሃሮ ክለዓዓሉ ጎስጒስኩም ተባሂሎም ሽዱሽተ መማህራን አብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም
Radio Erena: 17 June 2019
ኣብ ኤርትራ ተመሃሮ ላዕለዋይ ደረጃ ምልዕዓል ከካዪዱ ጎስጒስኩም ዝተባህሉ መማህራን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ይኣትዉ ከምዘለዉ፣ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።
ገለ መማህራን ካብ ቤት ትምህርቲ ቀ [...]
መገዲ ኣየር ኤርትራ ናይ 73 ሚልዮን ዶላር ውህሉል ዕዳ ከምዘለዎ ተገሊጹ
Radio Erena: 09 June 2019
መገዲ ኣየር ኤርትራ ናይ 73 ሚልዮን ዶላር ውህሉል ዕዳ ከምዘለዎ ተገሊጹ።
ኣህጉራዊ ማሕበር መጎዓዝያ ነፈርቲ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ክሳብ ወርሒ መጋቢት 2019 ኣብ ዝነበረ ግዜ ጥራይ ኤር [...]
ብደረጃ ኣህጉር ኣፍሪቃ ዝምስረት ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ንምምስራት ዝካየድ ጻዕሪ ይቕጽል
Radio Erena: 02 June 2019
ብደረጃ ኣህጉር ኣፍሪቃ ዝምስረት ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ንምምስራት ዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ ዝዘተየ ዋዕላ ብ30 ግንቦት ተኻዪዱ።
እዚ 52 ሃገራት ኣፍሪቃ ዝተሳተፍኦ ዋዕላ፣ ኣብ መንጎ ሃገራት ኣፍሪ [...]
ኤርትራ፣ ነፈርቲ ውግእ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ መዓልቲ ናጽነት፣ ምርኢት ከቕርባ ኣብ ልምምድ ቀንየን
Radio Erena: 23 May 2019
ዓርቢ 24 ግንቦት ኣብ ዝካየድ ጽምብል መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፣ ክልተ ሄሊኮፕተራት ዝርከብአን ሽዱሽተ ነፈርቲ ውግእ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ምርኢት ከቕርባ ኣብ ልምምድ ከምዝቐነያ ምንጭታት ሬድ [...]
ኬንያ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ዝኣተዉ 22 ኤርትራውያን ቀይዳ
Radio Erena: 23 May 2019
መንግስቲ ኬንያ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብታ ሃገር ዝኣተዉ'ዮም ዝበሎም 22 ኤርትራውያን ብሰኑይ 20 ግንቦት ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ።
እቲ መንግስቲ ኣቐዲሙ'ውን 17 ደቂንስትዮ ዝርከብኦም 2 [...]