Category: ዜና ወጻኢ

1 198 199 200 201 2000 / 2010
ሱዳን፣ ኣንጻር ወተሃደራዊ ቆንስል ዝቐንዐ ሰላማዊ ሰልፊ ተጸዊዑ

ሱዳን፣ ኣንጻር ወተሃደራዊ ቆንስል ዝቐንዐ ሰላማዊ ሰልፊ ተጸዊዑ

Radio Erena: 26 May 2019 ኣብ ሱዳን ኣብ ስልጣን ዝርከብ ወተሃደራዊ ቆንስል፣ ንገማል ኣል-ዲን ዑመር ኢብራሂም ከም ሓድሽ ኣባሉ ሸይሙዎ። ዑመር ኢብራሂም ንሙስጣፋ መሓመድ ሙስጣፋ ተኪኡ’ዩ ናብ ወተሃደራዊ ቆንስል ተ [...]
ሓላፊ ጸጥታ ስርዓት በሺር ነበር፣ ናብ ሕጊ ከይቀርብ ዓጀብቱ ከልኪሎም

ሓላፊ ጸጥታ ስርዓት በሺር ነበር፣ ናብ ሕጊ ከይቀርብ ዓጀብቱ ከልኪሎም

Radio Erena: 23 May 2019 ብሳልሕ ጎሽ ዝፍለጥ ሓላፊ ጸጥታ ስርዓት ኣል በሺር ነበር ሳልሕ ዓብደላ መሓመድ፣ ናብ ሕጊ ከይቀርብ ዓጀብቱ ከምዝከልከሉ ሮይተርስ ሓቢሩ። ፖሊስ ሱዳን፣ ነቲ ሓላፊ ጸጥታ ነበር ካብ ገዝኡ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ 5 ሰላማዊያን ሰባት ሞይቶም

ሱዳን፣ ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ 5 ሰላማዊያን ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 19 May 2019 ኣብ ሱዳን ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ሰልፊ ዘካይድ ዝነበረ ህዝቢ ዝተወስደ ጨካን ስጉምቲ ከምዘጉሃዮ፣ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ብዕለት 13ን 14ን ግንቦት ስልጣን ካብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ንሱዳን ክትሸጠላ ዝጸንሐት ጸዓት ደው ኣቢላ

ኢትዮጵያ፣ ንሱዳን ክትሸጠላ ዝጸንሐት ጸዓት ደው ኣቢላ

ኢትዮጵያ ኣጋጢሙዋ ንዘሎ ሕጽረት ሓይሊ ኤለክትሪክ ንምሽፋን፣ ንሱዳን ክትሸጠላ ዝጸንሐት ጸዓት ደው ከምዘበለቶ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ገሊጹ። እታ ሃገር ነዚ ኣጋጢሙዋ ዘሎ ናይ 460 ሜጋዋት ሕጽረት ኤለክትሪክ ንምምካት፣ ንጂቡቲ [...]
የመን፣ ሓደ ካብ ቀንዲ መራሕቲ ኣልቃዒዳ ምዃኑ ዝተነግረሉ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር የእትዮም

የመን፣ ሓደ ካብ ቀንዲ መራሕቲ ኣልቃዒዳ ምዃኑ ዝተነግረሉ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር የእትዮም

Radio Erena: 19 May 2019 ሓይልታት ሰራዊት ናይቲ ኣብ ስደት ዝርከብ መንግስቲ የመን፣ ሓደ ካብ ቀንዲ መራሕቲ ኣልቃዒዳ ምዃኑ ዝተነግረሉ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ከምዘእተዉ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። [...]
ሑቲ፣ ሻምብቆታት ነዳዲ ስዑዲ ዓረብ ኣጥቒዑ

ሑቲ፣ ሻምብቆታት ነዳዲ ስዑዲ ዓረብ ኣጥቒዑ

Radio Erena: 16 May 2019 ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ልዕሊ ሻምብቆታት ነዳዲ ስዑዲ ዓረብ መጥቃዕቲ ምክያዱ ተገሊጹ። ሑቲ፣ ነቲ ብሰሉስ 14 ግንቦት ዘካየዶ መጥቃዕቲ፣ ብሸውዓተ ሰብ ኣልቦ በርርቲ (ድሮን) ከምዘካየዶ ኣፍሊጡ [...]
ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ 10 ሽሕ ፈኮስቲ ብረት ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ 10 ሽሕ ፈኮስቲ ብረት ተታሒዙ

Radio Erena: 16 May 2019 ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ትሽዓተ ኣዋርሕ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ክዘዋወር ዝጸንሐ ልዕሊ 10 ሽሕ ፈኮስቲ ብረት ከምዝተታሕዘ ንኮሚሽን ፖሊስ 'ታ ከተማ ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ቻይና፣ ሺንሁዋ [...]
ሱዳን፣ 241 ኪሎ ወርቂ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ክወጽእ ተታሒዙ

ሱዳን፣ 241 ኪሎ ወርቂ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ክወጽእ ተታሒዙ

Radio Erena: 12 May 2019 ካብ ሱዳን ብዘይሕጋዊ መንገዲ ክወጽእ ተታሑዙ ዝተባህለ 241 ኪሎ ዝምዘን ወርቂ፣ ኣካያዲ ስራሕ ንግዳዊ ባንክ ሱዳን ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ። ዶባትን ኣገደስቲ ቦታታት መንግስትን ክሕሉ ስልጣን [...]
ኢትዮጵያ፣ ቁጽሪ ተመዛበልቲ ነታ ሃገር ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ሰሪዑዋ

ኢትዮጵያ፣ ቁጽሪ ተመዛበልቲ ነታ ሃገር ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ሰሪዑዋ

Radio Erena: 12 May 2019 ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ሃገር ተመዛቢሉ ናይ ዘሎ ህዝቢ ቁጽሪ፣ ነታ ሃገር ኣብ ዓለም ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ሰሪዑዋ ከምዘሎ ተገሊጹ። ኣህጉራዊ ትካል ምቁጽጻር ተመዛበልቲ ኣብ ናይ 2019 ኣብ ዘ [...]
ግብጺ፣ 260 ኩንታል መድሃኒት፣ ብሓገዝ ናብ ሱዳን ልኢኻ

ግብጺ፣ 260 ኩንታል መድሃኒት፣ ብሓገዝ ናብ ሱዳን ልኢኻ

Radio Erena: 09 May 2019 ግብጺ፣ 260 ኩንታል ዝተፈላለየ መድሃኒት፣ ብሓገዝ ናብ ሱዳን ከምዝልኣኸት ኣፍሊጣ። እታ ሃገር፣ ነዚ ኣብ ህጹጽ መዓላታት ዘገልግል መድሃኒታት ብሓገዝ ትልእኽ ዘላ፣ ሱዳን ኣብዚ እዋን'ዚ፣ [...]
1 198 199 200 201 2000 / 2010