Category: ሃገራዊ ዜና

1 80 81 82 83 84 185 820 / 1845
ኢትዮጵያ: ናብ ሃገራዊ ዕርቂ ዘምርሓ ኮሚሽን ንምቛም ዝቐረበ ንድፊ: ባይቶ እታ ሃገር ኣጽዲቑ

ኢትዮጵያ: ናብ ሃገራዊ ዕርቂ ዘምርሓ ኮሚሽን ንምቛም ዝቐረበ ንድፊ: ባይቶ እታ ሃገር ኣጽዲቑ

Radio Erena: 31 December 2021 ኢትዮጵያ ናብ ሃገራዊ ዕርቂ ዘምርሓ ኮሚሽን ንምቛም ዝቐረበ ንድፊ ባይቶ እታ ሃገር ብዓብላሊ ድምጺ ኣጽዲቑዎ። ፈደራላዊ ባይቶ ኢትዮጵያ ብረቡዕ 29 ታሕሳስ ኣብ ዝገበሮ ድምጺ ናይ [...]
ገዲም ተጋዳላይ ሮሞዳን መሓመድ ኑር ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ

ገዲም ተጋዳላይ ሮሞዳን መሓመድ ኑር ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ

Radio Erena: 30 December 2021 ግዜ ንእስነቱ ኣብ ምቅላስ ንናጽነት ኤርትራ ዝበጀወ ገዲም ተጋዳላይ ሮሞዳን መሓመድ ኑር ብዝሓደሮ ሕማም ኣብ መበል 83 ዓመት ዕድሜኡ ካብዛ ዓለም ብሞት ከምዝተፈልየ ተገሊጹ። ሮሞዳ [...]
መጽሄት ‘ኒው ኣፍሪካ’፡ ሰለስተ ኤርትራውያን ኣብ መንጎ 100 ጸለውቲ ሰባት ረቑሑ

መጽሄት ‘ኒው ኣፍሪካ’፡ ሰለስተ ኤርትራውያን ኣብ መንጎ 100 ጸለውቲ ሰባት ረቑሑ

Radio Erena: 30 December 2021 መጽሄት ‘ኒው ኣፍሪካን’ ኣብ ዘውጸኦ ዝርዝራስማት 100 ጸለውቲ ኣፍሪቃውያን 2021፡ ሰለስተ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ረቑሑ። እተን ደቂ ኣንስትዮ፥ ኣብ ዝተፈላለየ ዓውዲ ዝነጥፋ [...]
ኣመሪካ፤ ኢትዮጵያ ካብ AGOA ክትእለ ምዃና ድሕሪ ምሕባራ፤ ሰበስልጣን ኢትዮጵያ ቁጠዖም ገሊጾም

ኣመሪካ፤ ኢትዮጵያ ካብ AGOA ክትእለ ምዃና ድሕሪ ምሕባራ፤ ሰበስልጣን ኢትዮጵያ ቁጠዖም ገሊጾም

Radio Erena: 29 December 2021 ፕረዚደንታዊ ቤት ጽሕፈት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ኢትዮጵያ ካብ AGOA ማለት ኣብ መንጎ ትሕተ ሰሃራ ኣፍሪቃን ኣመሪካን ዝግበር ንምዕባለን ምኽፋት ዕድላትን ባብ ዝኸፍት ናይ ንግዲ [...]
ግደ ሱዳናዊያን ደቀንስትዮ ኣብ ህዝባዊ ኣብያ ንምቑጻይ፣ ዓመጽ ይፍጸመን ኣሎ

ግደ ሱዳናዊያን ደቀንስትዮ ኣብ ህዝባዊ ኣብያ ንምቑጻይ፣ ዓመጽ ይፍጸመን ኣሎ

Radio Erena: 28 December 2021 ኣብ ሱዳን ኣንጻር ብጀነራላት ዝዕብለል ልፍንታዊ መንግስቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ልዕሊ ዘካይዱ ዘለዉ ሰላማውያን ሰባት ጠያይት ይትኮስ ብምህላዉን ኣባላት ጸጥታ ዝተጋነነ ሓይሊ ይጥቀሙ ምህላ [...]
ኣመሪካ፣ መንግስቲ ኤርትራ ንኣህጉራዊ ግዴታኡ ተቐቢሉ ንዜጋቱ ምምዝማዝ ደው ከብል ጸዊዓ

ኣመሪካ፣ መንግስቲ ኤርትራ ንኣህጉራዊ ግዴታኡ ተቐቢሉ ንዜጋቱ ምምዝማዝ ደው ከብል ጸዊዓ

Radio Erena: 27 December 2021 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ መንግስቲ ኤርትራ ንኣህጉራዊ ግዴታኡ ተቐቢሉ ንዜጋቱ ምምዝማዝ ደው ከብል ጸዊዓ። ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ ኣብ ማሕበራዊ ገጻቱ ኣብ ዝዘርገሖ መልእኽቲ፣ መን [...]
ሰራዊት ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ንዘይምእታዉ፣ ው.ሕ.ሃ. ደገፉ ገሊጹ

ሰራዊት ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ንዘይምእታዉ፣ ው.ሕ.ሃ. ደገፉ ገሊጹ

Radio Erena: 26 December 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰራዊቱ ካብ ክልላት ኣምሓራን ዓፈርን ሰጊሩ ናብ መሬት ትግራይ ከምዘይኣቱ ምውሳኑ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዘለዎ ደገፍ ገሊጹ። ዋና ጸሓፊ’ቲ ውድብ ኣንቶንዮ ጉተረዝ ብዓ [...]
ሕድሕዳዊ ቅትለት፡ ስነ-ኣእምሮኣዊ ናይ መጉዳእቲ በሰላ ዘበገሶ እዩ

ሕድሕዳዊ ቅትለት፡ ስነ-ኣእምሮኣዊ ናይ መጉዳእቲ በሰላ ዘበገሶ እዩ

Radio Erena: 23 December 2021 ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ሰለስተ ኤርትራውያን ኣዴታት ብበዓል ሓዳረን ወይ ሰብኡተን ዝነበሩ ከምዝተቐትላ ዝገልጽ ሓበሬታታት ድሕሪ ምዝርግሑ ኣብ ኤርትራውያን ከቢድ ስምባደ [...]
ማ.ሪ.ኣፍሪቃ፡ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ልዕሊ ዕሱባት ሩስያ እገዳ ጌሩ

ማ.ሪ.ኣፍሪቃ፡ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ልዕሊ ዕሱባት ሩስያ እገዳ ጌሩ

Radio Erena: 22 December 2021 ቆንስል ሚኒስትራት ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ኣብ ማእከላይ ሪፖብሊክ ኣፍሪቃ ኣብ ልዕሊ ዝነጥፍ ዘሎ ዋንገር ግሩፕ (Wanger Group) ናይ ዕሱባት ሩስያውያን ጉጅለ ዝተፈላለየ እገዳታ [...]
ኢትዮጵያ፡ ሓይልታት ትግራይ ካብ ሓያሎ ተቖጻጺሮሞ ዝጸንሑ ከባቢታት ይስሕቡ

ኢትዮጵያ፡ ሓይልታት ትግራይ ካብ ሓያሎ ተቖጻጺሮሞ ዝጸንሑ ከባቢታት ይስሕቡ

Radio Erena: 20 December 2021 ሓይልታት ትግራይ፣ ካብ ትግራይ ወጻኢ ተቖጻጺሮሞ ዝጸንሑ ከባቢታት ይስሕቡ ከምዘለዉ ሮይተርስ ካብ ከተማ ናይሮቢ ኣብ ዘመሓላለፎ ዜና ኣመልኪቱ። ላዕለዋይ ኣዛዚ ህወሓት ዶክተር ደብረጽዮ [...]
1 80 81 82 83 84 185 820 / 1845