Category: ሃገራዊ ዜና
ካብ ክልላት ኣምሓራን ዓፈርን ከምዝሰሓቡ ክገልጹ ዝጸንሑ ሓይልታት ትግራይ፣ ተመሊሶም ንታሪኻዊት ከተማ ላሊበላ ተቖጻጺሮም
Radio Erena: 13 December 2021
ካብ ሰፊሕ ከባቢታት ክልላት ኣምሓራን ዓፈርን ይስሕቡ ከምዘለዉ ክገልጹ ዝጸንሑ ሓይልታት ትግራይ፣ ተመሊሶም ንታሪኻዊት ከተማ ላሊበላን ከባቢታቱን ከምዝተቖጻጸሩ ኣፍሊጦም።
መን [...]
ኤርትራዊ ኦሎምፒካዊ ኣትሌት ንጉሰ ኣምለሶም፡ ኣብ ስጳኛ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ማራቶን፡ ተሸላሚ ብሩር ሜዳልያ ኮይኑ
Radio Erena: 12 December 2021
ኤርትራዊ ኦሎምፒካዊ ኣትሌት ንጉሰ ኣምለሶም (ወዲ ሓኪም)፡ ሎሚ ሰንበት12 ታሕሳስ፡ ኣብ ስጳኛ ኣብ ዝተሰላሰለ፡ ውድድር ጉያ እግሪ ዙሪክ ማራቶን ማላጋ፡ ካልኣይ ብምውጻእ ተሸላሚ [...]
ኤርትራ ኣብ መደብ ኮቫክስ ክትጽምበር ንዝቐርበላ ዘሎ ተደጋጋሚ ጻውዒት ትነጽግ
Radio Erena: 12 December 2021
ኤርትራ ኣብ መደብ ኮቫክስ ክትጽምበር ንዝቐርበላ ዘሎ ተደጋጋሚ ጻውዒት ትነጽጎ ከምዘላ ተገሊጹ።
ማእከል ምቁጽጻር ተላባዒ ሕማማት ኣፍሪቃ፣ ናይሮቢ ካብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈቱ ኣብ ዝሃቦ [...]
Sudan: The Return of Alkaizan
Radio Erena: 10 December 2021
By Fathi Osman
It is an open secret that Alkaizan are preparing for a forceful return to power in Khartoum. “K [...]
‘ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት፣ 293 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም።’ CPJ
Radio Erena: 10 December 2021
2021፣ ብደረጃ ዓለም ዝበዝሑ ጋዜጠኛታት ዝተኣስርላ ዓመት'ያ ክብል ኣብ ኒውዮርክ ዝመደበሩ፣ ኮሚተ ምጥባቕ ጋዜጠኛታት ገሊጹ።
እቲ ኣህጉራዊ ትካል ብ9 ታሕሳስ ኣብ ዘውጽኦ [...]
ፈረንሳ፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ 10 ሚልዮን ዶዝ ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ ብሓገዝ ለጊሳ
Radio Erena: 10 December 2021
መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኣቐዲሙ ብዝኣተዎ መብጽዓ መሰረት፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ ዝውዕል 10 ሚልዮን ዶዝ ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ ብሓገዝ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ [...]
‘ልዕልና ሕጊ ኣብ ዘይክበረላ ኤርትራ፣ ቅነ ልዕልና ሕጊ ይጽንበል ኣሎ’
Radio Erena: 09 December 2021
ዜጋታት በብዝተኣስርዎ ኣብ ዝጠፍኡላ ኤርትራ፣ መንግስቲ ድማ ብዘይገደብ ስልጣን፣ ልዕሊ ሕጊ ኮይኑ ኣብ ዘመሓድራ ዘሎ ሃገር፣ ቅነ ልዕልና ሕጊ ይጽንበል ምህላዉ፣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ [...]
ወራስ ዓራት ስዑዲ ዓረብ፣ መሓመድ ቢን ሳልማን፣ ኣብ ሓሙሽተ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ዑደት የካይድ ኣሎ
Radio Erena: 07 December 2021
ወራሲ ዓራትን ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚን ስዑዲ ዓረብ፣ መሓመድ ቢን ሳልማን፣ ናብ ሓሙሽተ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ዑደት የካይድ ኣሎ።
ዑደቱ ብ6 ታሕሳስ፣ ብዖማን ዝጀመረ መሓ [...]
‘ኤርትራ ናብ ትግራይ ክበጽሕ ንዝድለ ረዲኤት ክመሓላልፍ ወደባታ ኣይዓጸወትን’ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ዲሲ
Radio Erena: 05 December 2021
ኤርትራ ናብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ክበጽሕ ንዝድለ ረዲኤት ከተመሓላልፍ ወደባታ ኣይኣዓጸወትን ክብል ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ገሊጹ።
እቲ ኤምባሲ ብኣባል ኮንግረ [...]
ኣስመራ፣ ብሰንኪ ንሰሙናት ዝቕጽል ዘሎ ምቁራጽ ኤሌክትሪክ፣ ፋርማሲታት ኣብ መዝሓሊ ዝኸዘንኦ መድሃኒታት ክጉሕፋ ኣገዲዱ
Radio Erena: 04 December 2021
ኣብ ኣስመራ፣ ንሰሙናት ዝቕጽል ዘሎ ምቑራጽ ሓይሊ ኤሌክትሪክ፣ ኣብ ዕለታዊ መነባብሮ ህዝቢ፣ ማሕበራዊ ንጥፈታትን ከም ጥዕና ዝኣመሰለ ትካላትን ከቢድ ጸቕጢ ፈጢሩ ይርከብ።
ሓ [...]