Category: ሃገራዊ ዜና

1 79 80 81 82 83 185 810 / 1845
ቻይና፣ ንኩነታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ ክትምዝዝ’ያ

ቻይና፣ ንኩነታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ ክትምዝዝ’ያ

Radio Erena: 07 January 2022 ቻይና፣ ምስቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ተተሓሒዙ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዘሎ ኩነታት ብቀረባ ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ ክትምዝዝ ምዃና፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር፣ [...]
ሱዳን፣  መስመር ጋልባት-መተማ ክኽፈት ብኢትዮጵያ ንዝቐረበ እማመ ከምዝነጸገት ተገሊጹ

ሱዳን፣ መስመር ጋልባት-መተማ ክኽፈት ብኢትዮጵያ ንዝቐረበ እማመ ከምዝነጸገት ተገሊጹ

Radio Erena: 06 January 2022 ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ኣብቲ ተደጋጋሚ ግጭታት ዝካየደሉ ዘሎ ከባቢታት ዶብ፣ ኣብ ሓለዋ ዝዋፈር ሓባራዊ ሰራዊት ንምቛም ኣብ ዝብል ዛዕባ ከምዝተዘያ ተሓቢሩ። ኣብቲ ብረቡዕ 05 ጥ [...]
ኣመሪካ፣ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ናብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክትምዝዝ’ያ

ኣመሪካ፣ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ናብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክትምዝዝ’ያ

Radio Erena: 05 January 2022 ብምምሕዳር ባይደን፣ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኮይኑ፣ ዝተመዘዘ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፌልትማን፣ ድሕሪ ናይ ትሽዓተ ኣዋርሕ ስራሕ፣ መዝነቱ ክሓድግ ምዃኑ ሮይተርስ ሓቢሩ። [...]
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብዛዕባ ኵናት ትግራይ ንምዝታይ ጽባሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ’ዩ

ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብዛዕባ ኵናት ትግራይ ንምዝታይ ጽባሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ’ዩ

Radio Erena: 05 January 2021 ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፌልትማን፣ ብዛዕባ ኵናት ትግራይን ፖለቲካው መዕለቢ ክርከበሉ ኣብ ዘሎ ተኽእሎታትን ብዝምልከት ንምምይያጥ፣ ጽባሕ ሓሙስ 6 ጥሪ ናብ ኣዲስ ኣ [...]
Somalia Enters the New Year with Worries and Fear

Somalia Enters the New Year with Worries and Fear

Radio Erena: 05 January 2022 Somalia is scarcely a newsmaker except for the grim news of a terrorist attack here or a tribal fight there. Worse [...]
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ቻይና፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት ከካይድ’ዩ

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ቻይና፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት ከካይድ’ዩ

Radio Erena: 03 January 2022 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ዋንግ ዪ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ቻይና ናብ ካብ ጽባሕ 4 ጥሪ ጀሚሩ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ ክበጽሕ ምዃኑ ቤት ጽሕፈቱ [...]
ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ክህደን ዝጸንሐ ኤርትራዊ ኣብ ኬንያ ተታሒዙ

ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ክህደን ዝጸንሐ ኤርትራዊ ኣብ ኬንያ ተታሒዙ

Radio Erena: 03 January 2022 ንነዊሕ ዓመታት ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ተኸሲሱ ክህደን ዝጸንሐ፣ ጆን ሃብተ ዝተባህለ ኤርትራዊ፣ ኣብ ኬንያ ተታሒዙ። ኣህጉራዊ ፖሊስ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ እቲ ካብ 20 [...]
ኣብ ዓመተ 2021 ብደረጃ ዓለም 45 ጋዜጠኛታት ከምዝተቐትሉ ኣህጉራዊ ፈደረሽን ጋዜጠኛታት ኣፍሊጡ

ኣብ ዓመተ 2021 ብደረጃ ዓለም 45 ጋዜጠኛታት ከምዝተቐትሉ ኣህጉራዊ ፈደረሽን ጋዜጠኛታት ኣፍሊጡ

Radio Erena: 03 January 2022 ኣብዛ ዝዛዘምናያ ዓመተ 2021 ብደረጃ ዓለም 45 ጋዜጠኛታት ከምዝተቐትሉ ኣህጉራዊ ፈደረሽን ጋዜጠኛታት ኣፍሊጡ። እዚ ቁጽሪ’ዚ ምስ ዝሓለፉ ዓመታት ክነጻጸር እንከሎ፣ ዝወሓደ እዩ ኔ [...]
ኮቪድ 19፡ ኣብ ሓደ ሰሙን ብገመጋም 935 ሽሕ ሰባት ብኦሚክሮን ቫይረስ ተለኺፎም

ኮቪድ 19፡ ኣብ ሓደ ሰሙን ብገመጋም 935 ሽሕ ሰባት ብኦሚክሮን ቫይረስ ተለኺፎም

Radio Erena: 02 January 2022 ኣብ ወርሒ ነሓሰ 2019 ኣብ ማእከላይ ቻይና ዉሃን ኣብ ዝተባህለት ከተማ ፈለማ ከምዝተራእየ ዝንገረሉ ኮሮና ቫይረስ ብዓይነቱ ፍልይ ዝበለ ብምንባሩ ተመራመርቲ ኣብ ልዕሊኡ ድሕሪ ዝገበርዎ [...]
1 79 80 81 82 83 185 810 / 1845