Category: ሃገራዊ ዜና

1 77 78 79 80 81 187 790 / 1861
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ፈጺሙ ዝብል ወግዓዊ ክሲ ተመስሪትሉ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ፈጺሙ ዝብል ወግዓዊ ክሲ ተመስሪትሉ

Radio Erena: 11 February 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ከምዝፈጸመ፣ ወግዓዊ ክሲ ተመስሪትሉ። እቲ ብኣህጉራውያን ክኢላታት ሕጊን ጥብቕናን ዝተመስረተ ክሲ፣ ሰራዊት ኢት [...]
ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ልዕሊ 13 ሚልዮን ህዝቢ ሓደጋ ደርቂ ኣንጸላልይዎ

ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ልዕሊ 13 ሚልዮን ህዝቢ ሓደጋ ደርቂ ኣንጸላልይዎ

Radio Erena: 11 February 2022 ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ልዕሊ 13 ሚልዮን ህዝቢ ንሓደጋ ደርቂ ተቓሊዑ ከምዘሎ ውድብ መግቢ ዓለም ኣመልኪቱ። እቲ ኣካል ሕቡራት ሃገራት ዝኾነት ትካል፣ ብ8 ለካቲት ኣብ ዘውጽኦ [...]
ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቡነ እንጥንዮስ፣ ሎሚ ረቡዕ 9 ለካቲት 2022፣ ኣብ ማእሰርቲ ዓሪፎም

ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቡነ እንጥንዮስ፣ ሎሚ ረቡዕ 9 ለካቲት 2022፣ ኣብ ማእሰርቲ ዓሪፎም

Radio Erena: 09 February 2022 ነዚ ዝሓለፈ 15 ዓመታት ኣብ ናይ ገዛ ማሕዩር ዝጸንሑ፣ ሳልሳይ ፓትርያርክ፣ ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ፣ ሎሚ ረቡዕ 9 ለካቲት 2022 ዓሪፎም። ኣብ ክሊ ዕድመ መፋርቕ [...]
ኣብ ጋንታታት ዎርልድ ቱር ቲም ናይ ዝተሓቑፉ ብዝሒ ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ ካብ 5 ናብ 3 ወሪዱ

ኣብ ጋንታታት ዎርልድ ቱር ቲም ናይ ዝተሓቑፉ ብዝሒ ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ ካብ 5 ናብ 3 ወሪዱ

Radio Erena: 08 Febraury 2022 ኣብዚ ዓመት'ዚ፣ ምስ ዓበይቲ ጋንታታት ዎርልድ ቱር ቲም ናይ ዝተሓቑፉ ብዝሒ ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ ካብ ሓሙሽተ ናብ ሰለስተ ወሪዱ። ብዝሒ ናይቶም ምስ ጋንታታት [...]
ልዕሊ ሓደ ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ጽዒና፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን፣ ንሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ሰንፈላል እትርከብ መርከብ፣ ንኽትልዓል ዝተኻየደ ዘተ ተስፋ ዝህብ ምዃኑ ተገሊጹ

ልዕሊ ሓደ ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ጽዒና፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን፣ ንሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ሰንፈላል እትርከብ መርከብ፣ ንኽትልዓል ዝተኻየደ ዘተ ተስፋ ዝህብ ምዃኑ ተገሊጹ

Radio Erena: 08 Febraury 2022 ካብ 2017 ኣትሒዛ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን ብዘይዋና ተንሳፍፍ ዘላ መርከብ፣ ዝጸዓነቶ ኣስታት ሓደ ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ናብ ካልእ መርከብ ንምግዓዙ፣ ምስ ሑቲን መንግስቲ የመ [...]
ስሩዕ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ቀዳምን ሰንበትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ’ዩ

ስሩዕ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ቀዳምን ሰንበትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ’ዩ

Radio Erena: 04 February 2022 መበል 35 ስሩዕ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ቀዳም 5ን ሰንበት 6ን ለካቲት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ'ዩ። ኣቐዲሙ፣ ብ2ን3ን ለካቲት፣ ብመበል 40 ስሩዕ ዋዕላ ሚ [...]
ልዕሊ 60 ኤርትራውያን ሰብ ሞያ ጥዕና፣ ህዝቢ ኤርትራ ክታበት ኮረና ቫይረስ ክዕደሎ ዝጠልብ ጥርዓን ኣቕሪቦም

ልዕሊ 60 ኤርትራውያን ሰብ ሞያ ጥዕና፣ ህዝቢ ኤርትራ ክታበት ኮረና ቫይረስ ክዕደሎ ዝጠልብ ጥርዓን ኣቕሪቦም

Radio Erena: 03 Febraury 2022 ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ልዕሊ 63 ኤርትራውያን ሰብ ሞያ ጥዕና፣ ህዝቢ ኤርትራ ክታበት ኮረና ቫይረስ ክዕደሎ ዝጠልብ ጥርዓን ናብ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣቕሪቦም። እቶም [...]
ንኤርትራ ዝገለለ፣ እስራኤል ድማ ንመጀመርያ እዋና ዝተጸንበረቶ ሓባራዊ ወትሃድራዊ ልምምድ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ይካየድ ኣሎ

ንኤርትራ ዝገለለ፣ እስራኤል ድማ ንመጀመርያ እዋና ዝተጸንበረቶ ሓባራዊ ወትሃድራዊ ልምምድ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 03 February 2022 እስራኤል ንመጀመርያ እዋና ዝተጸንበረቶ፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ሓያሎ ሃገራት፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ካብ 31 ጥሪ ጀሚሩ ዝካየድ ዘሎ፣ 'ኣህጉራዊ ክሊ ማይ' ዝ [...]
UCI ሎሚ ኣብ ዘውጽኦ ደረጃታት፡ ኤርትራ ብሃገር ቢንያም ግርማይ ድማ ብውልቂ ቀዳማይ ቦታ ሒዞም

UCI ሎሚ ኣብ ዘውጽኦ ደረጃታት፡ ኤርትራ ብሃገር ቢንያም ግርማይ ድማ ብውልቂ ቀዳማይ ቦታ ሒዞም

Radio Erena: 01 February 2022 ማሕበር ቅድድም ብሽክለታ ዓለም፡ ማለት ዩ.ሲ.ኣይ. ሎሚ ባሕቲ ለካቲት ኣብ ዘውጽኦ ደረጃታት፡ ኤርትራን ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ በልጅዩማዊት ዎርልድ ቱር ቲም INTERMARCHÉ WAN [...]
ኣስመራ፣ ብሞባይል ስእልታት ዘልዕሉ ዝነበሩ መንእሰያት ተኣሲሮም

ኣስመራ፣ ብሞባይል ስእልታት ዘልዕሉ ዝነበሩ መንእሰያት ተኣሲሮም

Radio Erena: 31 January 2022 ኣብ ኣስመራ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ብሞባይል ኣሳእል ክወስዱ ዝተራእዩ ሓያሎ መንእሰያት ከምዝተኣስሩ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። እቶም ኣብ ከባቢ ኣኽርያ፣ ቤተ ክርስ [...]
1 77 78 79 80 81 187 790 / 1861