Author: Admin

1 70 71 72 73 74 265 720 / 2647
ኣመሪካ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተፈጢሩ ብዘሎ ቅልውላው፣ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ክትምዝዝ’ያ ተባሂሉ

ኣመሪካ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተፈጢሩ ብዘሎ ቅልውላው፣ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ክትምዝዝ’ያ ተባሂሉ

Radio Erena: 22 February 2021 ምምሕዳር ባይደን፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተፈጢሩ ብዘሎ ቅልውላው፣ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ክምዝዝ ምዃኑ ዲፕሎማሰኛታት ገሊጾም። እቲ ፍሉይ ልኡኽ፣ ብፍላይ ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ [...]
“ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብዘን 3 ኣዋርሕ ልዕሊ 150 ኤርትራውያን ብገበን ተኣሲሮም።”

“ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብዘን 3 ኣዋርሕ ልዕሊ 150 ኤርትራውያን ብገበን ተኣሲሮም።”

Radio Erena: 21 February 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ኣብ ዝርከብ ኮንዶሚንዮም ተኻርዮም ዝነበሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ለይቲ ብስኽራንን ጓይላን ህዝቢ ይርብሹ ኣለዉ ክት [...]
ሃገራዊ ባንኪ ሱዳን፣ ሸርፊ ባጤራ ብልዕሊ 600% ኣዛይዱ

ሃገራዊ ባንኪ ሱዳን፣ ሸርፊ ባጤራ ብልዕሊ 600% ኣዛይዱ

Radio Erena: 21 February 2021 ሃገራዊ ባንክ ሱዳን፣ መጠን ሸርፊ ፓውንድ እት ሃገር ብልዕሊ 600% ከምዘዛየዶ ኣፍሊጡ። በዚ መሰረት፣ ኣቐዲሙ ንሓደ ዶላር 55 ፓንውድ ሱዳን ዝሽረፍ ዝነበረ፣ በዚ ሓድሽ ኣ [...]
‘ዘሻቕለና ዘሎ፤ ስለምንታይ ሰራዊት ብምስጢር ኣብ ኤርትራ ክዕለም ተደልዩ እዩ’ ሰበስልጣን ሶማል

‘ዘሻቕለና ዘሎ፤ ስለምንታይ ሰራዊት ብምስጢር ኣብ ኤርትራ ክዕለም ተደልዩ እዩ’ ሰበስልጣን ሶማል

Radio Erena: 21 February 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት ፈደራልን ህወሓትን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት፣ ወተሃደራት ሶማል ከምዝተሳተፉ ዘመልክት ጭብጢ የለን ክብል ኣብቲ ጉዳይ መጽናዕቲ ከካዪድ ዝጸንሐ ጉጅለ ገሊ [...]
”ኢትዮጵያ፣ ንዶባዊ ወጥሪ ብዝምልከት ዝሃበቶ መግለጺ መስመሩ ዝሰሓተ’ዩ” ሚ.ጉ.ወ. ሱዳን

”ኢትዮጵያ፣ ንዶባዊ ወጥሪ ብዝምልከት ዝሃበቶ መግለጺ መስመሩ ዝሰሓተ’ዩ” ሚ.ጉ.ወ. ሱዳን

Radio Erena: 21 February 2021 ኢትዮጵያ፣ ንዶባዊ ወጥሪ ብዝምልከት ዝሃበቶ መግለጺ መስመሩ ዝሰሓተ’ዩ ክትብል ሱዳን ገሊጻ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ብቀዳም 20 ለካቲት ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ‘ሱዳን ንሳልሳይ [...]
ዜና ዕረፍቲ

ዜና ዕረፍቲ

Radio Erena: 20 February 2021 ገዲም ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም ብዕለት 19 ለካቲት 2021 ብሕማም ተሰዊኡ። ሓርበኛ ኣድሓኖም ገብረማርያም፣ ኣብ ወርሒ መስከረም 1945 ኣብ ኣፈልባ ተወሊዱ። ዕድሜኡ ንትምህርቲ [...]
ኣቕሽሽትን ኣረጋውያንን ዝርከብዎም ኣስታት 200 ነበርቲ ባድመ፣ ኣብ ከባቢ ባረንቱ ተኣሲሮም ይርከቡ

ኣቕሽሽትን ኣረጋውያንን ዝርከብዎም ኣስታት 200 ነበርቲ ባድመ፣ ኣብ ከባቢ ባረንቱ ተኣሲሮም ይርከቡ

Radio Erena: 19 February 2021 ኣቕሽሽትን ኣረጋውያንን ዝርከብዎም ኣስታት 200 ነበርቲ ባድመ፣ ኣብ ከባቢ በረንቱ ተኣሲሮም ከምዘለዉ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። ካብ መፋርቕ ወርሕቲ ሕዳር 2020 ኣ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኤርትራ ዝነበራ ወትሃደራዊ መዓስከር ትዓጹ ከምዘላ ተገሊጹ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኤርትራ ዝነበራ ወትሃደራዊ መዓስከር ትዓጹ ከምዘላ ተገሊጹ

Radio Erena: 19 February 2021 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኤርትራ ዝነበራ ወትሃደራዊ መዓስከር ትዓጹ ከምዘላ ተገሊጹ። ኣሶሸትድ ፕረስ፣ ካብ ሳትላይት ንዝረኸቦ ኣሳእል ብምስናይ ኣብ ዘቕረቦ ዜና፣ ሕቡራት [...]
ቱርኪ፣ ንሱዳንን ኢትዮጵያን ንምቅርራብ ተበግሶ እንተወሲዳ ኢትዮጵያ ከምእትቕበሎ ኣፍሊጣ

ቱርኪ፣ ንሱዳንን ኢትዮጵያን ንምቅርራብ ተበግሶ እንተወሲዳ ኢትዮጵያ ከምእትቕበሎ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 19 February 2021 ኢትዮጵያ ምስ ሱዳን ንዘለዋ ምስሕሓብ ንምፍታሕ ብቱርኪ ንዝቐርብ ተበግሶ ሽምግልና ከምእትቕበል ኣፍሊጣ። ቱርኪ ምስ ሱዳንን ኢትዮጵያን ጽቡቕ ዝምድና ስለዘለዋ፣ ንሽምግልና እማ [...]
ባይቶ ጸጥታ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ብህጹጽ ክኣቱ፣ ፕረዚደንት ርዋንዳ ጸዊዑ

ባይቶ ጸጥታ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ብህጹጽ ክኣቱ፣ ፕረዚደንት ርዋንዳ ጸዊዑ

Radio Erena: 18 February 2021 ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ብህጹጽ ክኣቱ፣ ፕረዚደንት ርዋንዳ ፖል ካጋመ ጸዊዑ። እቲ ፕረዚደንት ነዚ ጻውዒት ዘቕረበ፣ ብ3 ለካቲት ምስ ትካላት መጽናዕቲ ኣብ [...]
1 70 71 72 73 74 265 720 / 2647