Author: Admin

1 69 70 71 72 73 265 710 / 2647
ኤርትራ፣ ኮቪድ 19 ንምግታእ ተዓጽዩ ዝጸንሐ ትካላት ንግዲ ይኽፈት ኣሎ

ኤርትራ፣ ኮቪድ 19 ንምግታእ ተዓጽዩ ዝጸንሐ ትካላት ንግዲ ይኽፈት ኣሎ

Radio Erena: 24 February 2021 ኣብ ኤርትራ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ፣ ተዓጽዩ ዝጸንሐ ሓያሎ ትካላት ንግዲ ይኽፈት ኣሎ። ኣብያተ መግቢ፣ ኣብያተ ሻሂን ባራትን ግና ዛጊት ክኽፈት ኣይተወሰነን። ለ [...]
ቤት ምኽሪ ጉዳያት ወጻኢ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናብ ትግራይ፣ ሰብኣዊ ሓገዛት ብህጹጽ ክኣቱ ተሰማሚዑ

ቤት ምኽሪ ጉዳያት ወጻኢ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናብ ትግራይ፣ ሰብኣዊ ሓገዛት ብህጹጽ ክኣቱ ተሰማሚዑ

Radio Erena: 24 February 2021 ቤት ምኽሪ ጉዳያት ወጻኢ ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናብ ትግራይ፣ ሰብኣዊ ሓገዝ ብህጹጽ ክኣቱ ከምዘለዎ ኣስሚርሉ። እቲ ቤት ምኽሪ፣ ብ22 ለካቲት፣ ኣብ ቤልጁም፣ ከተማ ብራስለ [...]
ሊብያ 6 ኣስገርቲ ተታሒዞም 156 ስደተኛታት ነጻ ኮይኖም

ሊብያ 6 ኣስገርቲ ተታሒዞም 156 ስደተኛታት ነጻ ኮይኖም

Radio Erena: 24 February 2021 ሓይልታት ጸጥታ ሊብያ ኣብ ኩፍራ ብዝገበርዎ ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ ኣብ ናይ ገዛ ማሕዩር ተታሒዞም ዝነበሩ 156 ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ነጻ ክወጹ እንከለዉ 6 ኣስገርቲ ኣብ ትሕቲ [...]
ሰራዊት ጂቡቲ፣ ፈረንሳን ኣመሪካን፣ ኣብ ምክልኻል ስርሰራ ሓበሬታ ሓባራዊ ልምምድ ኣካይዶም

ሰራዊት ጂቡቲ፣ ፈረንሳን ኣመሪካን፣ ኣብ ምክልኻል ስርሰራ ሓበሬታ ሓባራዊ ልምምድ ኣካይዶም

Radio Erena: 24 February 2021 ሰራዊት ጂቡቲ፣ ፈረንሳን ኣመሪካን፣ ኣብ ድሕነት፣ ምዕቃብን ምትሕልላፍን ውሑስ ሓበሬታ ዘተኮረ ሓባራዊ ልምምድ ኣካይዶም። እቲ ኣብ ጂቡቲ ዝተኻየደ ናይ ኣርባዕተ መዓልታት ልም [...]

عين راصدة: وصفة الشيطان

فتحي عثمان جاءت مقابلة الرئيس اسياس الأخيرة في أقل وصف لها بالمخيبة للمتوقع، وذلك لأن مقابلاته، كالعادة، تتحدث عن كل شيء ولا تقول أي شيء؛ ولكن في ظل [...]
ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ፣ ኣብዚ ሳልስቲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድራት ዝንኣድ ውጽኢት ኣመዝጊቦም

ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ፣ ኣብዚ ሳልስቲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድራት ዝንኣድ ውጽኢት ኣመዝጊቦም

Radio Erena: 23 February 2021 ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሳልስቲ፡ ኣብ ዘካየድዎ ውድድር ዝነኣድ ውጽኢት ኣመዝጊቦም። ካብ19 ክሳብ ለካቲት፡ ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝተሰላሰለ፡ 3 መድረኻትን [...]
“ኢትዮጵያ፡ ንሱዳን ምንሻዋ ይቕረ ዘይብሃሎ’ዩ” ሚ/ጉ/ወጻኢ ሱዳን

“ኢትዮጵያ፡ ንሱዳን ምንሻዋ ይቕረ ዘይብሃሎ’ዩ” ሚ/ጉ/ወጻኢ ሱዳን

Radio Erena: 23 February 2021 ኢትዮጵያ፡ ምስ ሱዳን ተፈጢሩ ንዘሎ ኩነታት ተጋድድ ከምዘላ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ወቒሱ። እቲ ሚኒስትሪ፡ ኣብዚ ሳልስቲ' ዚ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ሱዳን፣ ንረብሓ ግብ [...]
ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ተኸሲሱ ዝተኣስረ፣ ዕሉል ሰምሳሪ ‘ኪዳነ’፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝርከብ ቤት ፍርዲ ሃዲሙ

ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ተኸሲሱ ዝተኣስረ፣ ዕሉል ሰምሳሪ ‘ኪዳነ’፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝርከብ ቤት ፍርዲ ሃዲሙ

Radio Erena: 22 February 2021 ካብ ሊብያ ናብ ሃገራት ኤውሮጳ፣ ንሓያሎ ዓመታት ሰባት ብዘይሕጋዊ መንገዲ ከሰጋግር ብምጽንሑ ተጠርጢሩ፣ ቅድሚ ክልተ ዓመታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተታሒዙ ዝተኣስረ፣ ኪዳነ ዝተብሃለ ሰ [...]
الموت يغيب المناضل ادحنوم قبرماريام

الموت يغيب المناضل ادحنوم قبرماريام

غيب الموت في التاسع عشر من الشهر الجاري المناضل السفير ادحنوم قبرماريام إثر علة لم تمهله طويلا. ولد المناضل ادحنوم قبرماريام في افلبا في سبتمبر من [...]
1 69 70 71 72 73 265 710 / 2647