Author: Admin

1 71 72 73 74 75 265 730 / 2647
ኣመሪካ፣ ኣስታት 200 ሚልዮን ዶላር ዝዋግኡ ሚሳይላት ንግብጺ ክትሸጠላ ምዃና ኣፍሊጣ

ኣመሪካ፣ ኣስታት 200 ሚልዮን ዶላር ዝዋግኡ ሚሳይላት ንግብጺ ክትሸጠላ ምዃና ኣፍሊጣ

Radio Erena: 18 February 2021 ምምሕዳር ባይደን፣ ኣስታት 200 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ፣ RAM ዝተሰምየ ሚሳይላት፣ ንግብጺ ክሸጠላ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ኣመሪካ ንግብጺ ክትሸጦ ወሲና ዘላ ብዝሒ ሚሳይላት ኣስታት [...]
ሱዳን፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኣምባሳደራ ስሒባ

ሱዳን፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኣምባሳደራ ስሒባ

Radio Erena: 17 February 2021 መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኣምባሳደሩ ከምዝሰሓበ ተገሊጹ። ኣፍኛ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን፣ ብረቡዕ 17 ለካቲት፣ ንሮይተርስ ኣብ ዝሃቦ መረጋገጺ፣ እቲ ኣብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ንሓደ ከባቢ ዝወከለ ኣባል ተቓዋሚ ሰልፊ ተቐቲሉ

ኢትዮጵያ፣ ንሓደ ከባቢ ዝወከለ ኣባል ተቓዋሚ ሰልፊ ተቐቲሉ

Radio Erena: 17 February 2021   ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮሞ፣ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ኣብ ዝርከብ ሓደ ከባቢ፣ ንሓደ ተቓዋሚ ሰልፊ ዝወከለ ፖለቲከኛ ከምዝተቐትለ ተሓቢሩ። እቲ ኣባል 'ማሕበር ዜጋ [...]
ሱዳን፣ ዋጋ ባኒ ክረጋጋእ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፍታት ድሕሪ ምቕጻሉ፣ ኣብ ሸውዓተ ዞባታት ህጹጽ እዋን ተኣዊጁ

ሱዳን፣ ዋጋ ባኒ ክረጋጋእ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፍታት ድሕሪ ምቕጻሉ፣ ኣብ ሸውዓተ ዞባታት ህጹጽ እዋን ተኣዊጁ

Radio Erena: 17 February 2021 ኣብ ሱዳን፣ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ዋጋታት መሰረታዊ ሃለኽቲ ነገራት ክረጋጋእ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ክካየድ ድሕሪ ምቕናዩ፣ ኣብ ሸውዓተ ዞባታት እታ ሃገር ናይ ህጹጽ እዋን ከ [...]
“80% ህዝቢ ትግራይ ዝነብረሉ ገጠራት፣ ሓገዝ ተሓሪምዎ’ዩ ዘሎ። ” ሕቡራት ሃገራት

“80% ህዝቢ ትግራይ ዝነብረሉ ገጠራት፣ ሓገዝ ተሓሪምዎ’ዩ ዘሎ። ” ሕቡራት ሃገራት

Radio Erena: 17 February 2021 ኣስታት 80 ሚእታዊት ህዝቢ ትግራይ ዝነብረሉ ገጠራት፣ ሓገዝ ተሓሪምዎ ከምዘሎ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ኣብ ሰብኣዊ ጉዳያት ዝነጥፍ ኣካል ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻ [...]
عين راصدة: أوضاع الارتريين في السعودية

عين راصدة: أوضاع الارتريين في السعودية

فتحي عثمان رحلت إدارة الجوازات السعودية اكثر من مئة ارتري إلى ميناء مصوع في الاسابيع الماضية (ارينا، 13 فبراير)، قد يبدو الخبر عاديا وغير لافت لل [...]
Eritreans in KSA: Struggle against All Odds

Eritreans in KSA: Struggle against All Odds

Radio Erena: 16 February 2021 Saudi Immigration authorities had deported more than a hundred Eritreans in the past weeks. The deportees have sp [...]
ኤርትራ፣ ብዓብላልነት እትዕወተሉ፣ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣህጉር ኣፍሪቃ ኣብ  ካይሮ ክካየድ’ዩ

ኤርትራ፣ ብዓብላልነት እትዕወተሉ፣ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣህጉር ኣፍሪቃ ኣብ ካይሮ ክካየድ’ዩ

Radio Erena: 16 February 2021 ኤርትራ፣ ብዓብላልነት እትዕወተሉ፣ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣህጉር ኣፍሪቃ ካብ 2 መጋቢት ጀሚሩ ኣብ ግብጺ ከተማ ካይሮ ክካየድ'ዩ። ኣብዚ ካብ 2 ክሳብ 6 መጋቢት ዝካየድ [...]
ኣብ ትግራይ፣ ኣብ ልዕሊ ደቂንስትዮ ዝፍጸም ዘሎ ጾታዊ ዓመጽ፣ ኣብ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ቁጠዐ ፈጢሩ

ኣብ ትግራይ፣ ኣብ ልዕሊ ደቂንስትዮ ዝፍጸም ዘሎ ጾታዊ ዓመጽ፣ ኣብ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ቁጠዐ ፈጢሩ

Radio Erena: 16 February 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ፣ ኣብ ልዕሊ ደቂንስትዮ ጾታዊ ዓመጽ ይፍጸም ከምዘሎ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብወግዒ ድሕሪ ምእማኑ፣ ኣብ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ቁጠዐ ፈጢሩ። ድሕ [...]
1 71 72 73 74 75 265 730 / 2647