Author: Admin

1 177 178 179 180 181 265 1790 / 2647
ውህሉል ዕዳ ሃገራት ኣብ ትሕቲ ሰሃራ ዝርከባ ሃገራት ኣፍሪቃ ልዕሊ 583 ቢልዮን ዶላር በጺሑ

ውህሉል ዕዳ ሃገራት ኣብ ትሕቲ ሰሃራ ዝርከባ ሃገራት ኣፍሪቃ ልዕሊ 583 ቢልዮን ዶላር በጺሑ

Radio Erena: 20 February 2020 ኣብ ትሕቲ ሰሃራ ዝርከባ ሃገራት ኣፍሪቃ ዘለወን ውህሉል ዕዳ 583 ቢልዮን ዶላር ከምዝበጽሐ ጸብጻብ ባንክ ዓለም ገሊጹ። ብመሰረት ጸብጻብ እቲ ኣህጉራዊ ፊናንስያዊ ትካል፣ ቅ [...]
ህወሓት፣ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ጻውዒት ኣቕሪቡ

ህወሓት፣ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ጻውዒት ኣቕሪቡ

Radio Erena: 19 February 2020 ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ፣ ብምኽንያት ዝኽሪ መበል 45 ዓመት ምምስራት ብረታዊ ቃልሲ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ጻውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ውድብ፣ ኣብቲ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ዘቕረቦ ጻ [...]
ካብ ማእከላይ ባሕሪ ዝደሓኑ ልዕሊ 300 ሓተቲ ዑቕባ ናብ ሊብያ ተመሊሶም

ካብ ማእከላይ ባሕሪ ዝደሓኑ ልዕሊ 300 ሓተቲ ዑቕባ ናብ ሊብያ ተመሊሶም

Radio Erena: 19 February 2020 ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝሓዝዎም ልዕሊ 300 ሓተቲ ዑቕባ ናብ ሊብያ ከምዝመለስዎም ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት IOM ኣፍሊጡ። ኣብዚ ወርሒን ክልተ ሰ [...]
ንጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ ዘጥቅዐ ደጋፊ ህግደፍ ብቤት ፍርዲ ገበነኛ ተባሂሉ

ንጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ ዘጥቅዐ ደጋፊ ህግደፍ ብቤት ፍርዲ ገበነኛ ተባሂሉ

Radio Erena: 18 February 2020 ንዋና ኣሰናዳኢ ኣሰና፣ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ ብጸባን እንቛቑሖም ዘጥቅዐ ደጋፊ ህግደፍ፣ ብቤት ፍርዲ ዓዲ እንግሊዝ ገበነኛ ተባሂሉ። እቲ ያቖብ ገብረመድህን ዝተባህለ ኤርትራ [...]
The Bull and The Knives

The Bull and The Knives

Radio Erena: 18 February 2020 On February 8, in an interview with the Eritrean TV, President Isaias Afwerki said that, during the thirty-year r [...]
ኣብ ኣፍሪቃ፣ ምርጫ ኣካይደን ዘይፈልጣ ሃገራት መን መን’የን?

ኣብ ኣፍሪቃ፣ ምርጫ ኣካይደን ዘይፈልጣ ሃገራት መን መን’የን?

Radio Erena: 18 February 2020 ኣብ ኣፍሪቃ፣ ኣብዚ ዓመት'ዚ ኣብ ኣብ ኣስታት 20 ሃገራት ሃገራዊን ባይቶኣውን ምርጫታት ክካየድ መደብ ተታሒዙ ኣሎ። መብዛሕተን ሃገራት ኣፍሪቃ ካብ መወዳእታ 50ታትን መጀመ [...]
ስዑዲን ጂቡቲን ኣስታት ፍርቂ ቢልዮን ንዘሎ ንግዳዊ ልውውጥ ከዕብያ ተሰማሚዐን

ስዑዲን ጂቡቲን ኣስታት ፍርቂ ቢልዮን ንዘሎ ንግዳዊ ልውውጥ ከዕብያ ተሰማሚዐን

Radio Erena: 18 February 2020 ስዑዲ ዓረብን ጂቡቲን ኣብ መንጎአን ዘሎ ንግዲን ወፍርን ንምዕባዩ ከምዝተሰማምዓ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ሓቢሩ። እቲ ስምምዕ ዝተኸተመ ላዕለዎት ሚኒስተራት ንግዲ፣ ወፍርን [...]
DP World  ናይ ኢማራት፣ ንወደባት ኤርትራ የመሓይሽን ይጽግንን ምህላዉ ተገሊጹ

DP World ናይ ኢማራት፣ ንወደባት ኤርትራ የመሓይሽን ይጽግንን ምህላዉ ተገሊጹ

Radio Erena: 17 February 2020 DP World ዝተባህለ ናይ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ወሃቢ ኣገልግሎታት ወደብ፣ ንወደባት ኤርትራ ከመሓይሽን ክጽግንን ምዃኑ ብሉምበርግ ገሊጹ። እቲ ማዕከን ዜና፣ ካብቲ ዱባይ ዝ [...]
ብሪጣንያ፣ 4 ቆልዑ ዝርከብዎም ኤርትራውያን ምዃኖም ዝገለጹ 13 ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ኮንተይነር ተዓሽጎም ኣብ ወደብ ተረኺቦም

ብሪጣንያ፣ 4 ቆልዑ ዝርከብዎም ኤርትራውያን ምዃኖም ዝገለጹ 13 ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ኮንተይነር ተዓሽጎም ኣብ ወደብ ተረኺቦም

Radio Erena: 17 February 2020 ኣብ ብሪጣንያ፣ ፑርፍሊት ኣብ ዝርከብ መዐሸጊ መራኽብ፣ ኣርባዕተ ቆልዑ ዝርከብዎም ኤርትራውያን ምዃኖም ዝገለጹ 13 ሓተቲ ዑቕባ፣ ኣብ ኮንተይነር ተዓሽጎም ከምዝተረኽቡ ዘ ኤኮ ሓቢ [...]
ብጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ማይክ ፖምፒዮ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ምምሕዳር ትራምፕ ናብ ኢትዮጵያ ይበጽሕ

ብጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ማይክ ፖምፒዮ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ምምሕዳር ትራምፕ ናብ ኢትዮጵያ ይበጽሕ

Radio Erena: 17 February 2020 ብጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ማይክ ፖምፒዮ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ምምሕዳር ትራምፕ ሎሚ ሰኑይ 17 ለካቲት ናብ ኢትዮጵያ ክበጽሕ'ዩ። እቲ ኣቐዲሙ ናብ ሰኔጋልን ኣንጎላን ዑደት ዘካ [...]
1 177 178 179 180 181 265 1790 / 2647