Author: Admin

1 179 180 181 182 183 265 1810 / 2647

أوضاع اللاجئين الارتريين في اثيوبيا تثير القلق

اذاعة إرينا الدولية الاخبار الاربعاء 12 فبراير 2020 أكد مصدر لإذاعة إرينا من العاصمة الاثيوبية بأن أوضاع اللاجئين الارتريين تثير القلق حيث تكدس المئا [...]
ኢትዮጵያ፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ዘጋጠሞም ዘሎ ናይ ምዝገባ መሰናኽል ይቕጽል

ኢትዮጵያ፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ዘጋጠሞም ዘሎ ናይ ምዝገባ መሰናኽል ይቕጽል

Radio Erena: 11 February 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ንኤርትራውያን ብጥሙር ዝወሃበ ዝነበረ ዑቕባ፣ ኣብዚ እዋን'ዚ በብውልቂ ምጽራይ እናተገብረሉ ክቕጽል ምዃኑ ምስ ትካል ኣህጉራዊ ምሕበር ስደተኛታት ቅርበት ዘለዎም ወ [...]
ፕረዚደንት ሱዳን ነበር፣ ዑመር ሓሰን ኣል በሺር ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ክቐርብ’ዩ

ፕረዚደንት ሱዳን ነበር፣ ዑመር ሓሰን ኣል በሺር ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ክቐርብ’ዩ

Radio Erena: 11 February 2020 ንሱዳን ን30 ዓመታት ዝመርሐ ፕረዚደንት ነበር፣ ጀነራል ዑመር ሓሰን ኣል በሺር ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ክቐርብ ምዃኑ ንላዕለዎት ሰበ ስልጣን መሰጋገሪ መንግስቲ እታ ሃገር ብምጥ [...]
The Silent Guns and Roadblocks

The Silent Guns and Roadblocks

Radio Erena: 11 February 2020 Fifty-five nations’ leaders are gathering in Addis Ababa for the 33rd African Union summit. The theme of the summ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ UNHCR ዝተመዝገቡ 2420 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣለዉ

ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ UNHCR ዝተመዝገቡ 2420 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣለዉ

Radio Erena: 11 February 2020 ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ዝተመዝገቡ 2420 ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዘለዉ ጸብጻብ UNHCR ጠቒሱ። እቲ ክሳብ 31 ጥሪ 2 [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ካብ የመን ንዝተሰሓበ ሰራዊታ ወትሃደራዊ ኣቀባበላ ጌራ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ካብ የመን ንዝተሰሓበ ሰራዊታ ወትሃደራዊ ኣቀባበላ ጌራ

Radio Erena: 11 February 2020 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ካብ 2015 ኣትሕዙ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተሰሊፉ ናብ የመን ዝወፈረ ሰራዊታ፣ በብቁሪብ ምስሓብ ካብ እትጅምር ኣስታት ሓደ ዓመት ኣቑጺሩ ኣሎ። ሕቡራት ኢማ [...]
ወራር ዕስለ ኣንበጣ ናብ ኡጋንዳ ኣስፋሕፊሑ

ወራር ዕስለ ኣንበጣ ናብ ኡጋንዳ ኣስፋሕፊሑ

Radio Erena: 11 February 2020 ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣጋጢሙ ዘሎ ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ካብ ሃገር ናብ ሃገር እናስፋሕፈሐ ናብ ኡጋንዳ በጺሑ። እቲ ካብ ኬንያ ሰጊሩ ናብ ኡጋንዳ ኣትዩ ዘሎ ወራር ዕስ [...]
ስዑዲ፣ ኢቓማ ዘይብሎም ዜጋታት ኤርትራ ካብታ ሃገር እንተወጺኦም ዝኾነ መቕጻዕቲ ከምዘይትብይነሎም ኣፍሊጣ

ስዑዲ፣ ኢቓማ ዘይብሎም ዜጋታት ኤርትራ ካብታ ሃገር እንተወጺኦም ዝኾነ መቕጻዕቲ ከምዘይትብይነሎም ኣፍሊጣ

Radio Erena: 10 February 2020 ስዑዲ ዓረብ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ (ኢቓማ) ዘይብሎም ይኹኑ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓዶም ካብ ዝወድቕ ነዊሕ ዓመታት ዝገበረ ኤርትራውያን፣ ኣብዘን ሰለስተ ኣዋርሕ፣ ናብ ሃገሮም ክምለሱ [...]
ሱዳን፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ዞባ ምብራቕ ሱዳን ዓቃብ ሰላም ሕ/ሃ ክዋፈር ጠለብ ኣቕሪባ

ሱዳን፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ዞባ ምብራቕ ሱዳን ዓቃብ ሰላም ሕ/ሃ ክዋፈር ጠለብ ኣቕሪባ

Radio Erena: 10 February 2020 መንግስቲ ሱዳን፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ምብራቕ ሱዳን ዝርከቦ ሓያሎ ዞባታት፣ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ክዋፈር ወግዓዊ ጠለብ ከምዘቅረበ መግለጺ ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተ [...]
መንደፈራ፣ ካብ ግፋ ክሃድም ዝፈተነ መንእሰያት ብጥይት ተቐቲሉ

መንደፈራ፣ ካብ ግፋ ክሃድም ዝፈተነ መንእሰያት ብጥይት ተቐቲሉ

Radio Erena: 09 February 2020 ኣብ መንደፈራ፣ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ብ4 ለካቲት፣ ካብ ግፋ ክሃድም ዝፈተነ ወዲ 26 ዓመት መንእሰያት ብዝተተኮሰሉ ብጥይት ተቐቲሉ። እቲ ወዲ ስዉእ ተጋዳላይ ምዃኑ ዝተገልጸ መንእ [...]
1 179 180 181 182 183 265 1810 / 2647