Author: Admin

1 176 177 178 179 180 265 1780 / 2647
ስዑዲ ዓረብ እተበግሶ ዘላ ንምምስራት ቀይሕ ባሕሪ ዘዋስነን ሃገራት ዝሓቁፍ ቆንስል፣ ሕብረት ኤውሮጳ ብሓጎስ ተቐቢሉዎ

ስዑዲ ዓረብ እተበግሶ ዘላ ንምምስራት ቀይሕ ባሕሪ ዘዋስነን ሃገራት ዝሓቁፍ ቆንስል፣ ሕብረት ኤውሮጳ ብሓጎስ ተቐቢሉዎ

Radio Erena: 23 February 2020 ስዑዲ ዓረብ እተበግሶ ዘላ ንምምስራት ቀይሕ ባሕሪ ዘዋስነን ሃገራት ዝሓቁፍ ቆንስል፣ ሕብረት ኤውሮጳ ብሓጎስ ከምዝቕበሎ ኣፍሊጡ። ፍሉይ ልኡኽ እቲ ሕብረት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣለክሳንደ [...]
ማሕበር ስነጥበባውያን ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ቆይሙ

ማሕበር ስነጥበባውያን ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ቆይሙ

Radio Erena: 23 February 2020 ካብ መላእ ዓለም ዝተኣከቡ ኤርትራውያን ስነጥበባውያን ማሕበር ንምቛም ኣብ ስዊዘርላንድ ዋዕላ ኣካዪዶም። ኣብዚ ብዓይነቱ ንመጀመሪያ ዝኾነ መስራቲ ኣኼባ ስነጥበባውያን፣ ካብ ዝተፈላለ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ መራሒ ተቓዋሚ ሪክ ማቻር ምኽትል ፕረዚደንት ኮይኑ

ደቡብ ሱዳን፣ መራሒ ተቓዋሚ ሪክ ማቻር ምኽትል ፕረዚደንት ኮይኑ

Radio Erena: 23 February 2020 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት፣ ንመራሒ ተቓዋሚ ሓይሊ ሪክ ማቻር ናይ ምኽትል ፕረዚደንት መዓርግ ከምዝሃቦ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ሳልቫ ኪር ብዓርቢ 2 [...]
ሊብያ፣ ኣስታት 90 ሓተቲ ዑቕባ ጽዒና ቅድሚ ክልተ ቅነ ዝተበገሰት ጃልባ ደሃያ ጠፊኡ

ሊብያ፣ ኣስታት 90 ሓተቲ ዑቕባ ጽዒና ቅድሚ ክልተ ቅነ ዝተበገሰት ጃልባ ደሃያ ጠፊኡ

Radio Erena: 21 February 2020 ኣስታት 90 ሓተቲ ዑቕባ ጽዒና ቅድሚ ክልተ ሰሙን ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ዝተበገሰት ናይ ጎማ ጃልባ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ደሃያ ከምዝጠፍአ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። እታ ዝተ [...]
መራሕቲ ጂቡቲን ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድን ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ተመያይጦም

መራሕቲ ጂቡቲን ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድን ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ተመያይጦም

Radio Erena: 21 February 2020 ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለን ፕረዚደንት ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ ስዒድ ዓብዱላሂ ዳኒን ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ዘተኮረ ምይይጥ ኣካይዶም። ፕረዚደንት ርእሰ ምምሕዳር ፑን [...]
ኡጋንዳን ርዋንዳን ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ዝምድንኣን ንምሕዳስ ሎሚ ስምምዕ ክኽትማ’የን

ኡጋንዳን ርዋንዳን ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ዝምድንኣን ንምሕዳስ ሎሚ ስምምዕ ክኽትማ’የን

Radio Erena: 21 February 2020 ፕረዚደንታት ኡጋንዳን ርዋንዳን ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ዝምድና ክልቴን ሃገራት ዳግም ንምሕዳስ፣ ሎሚ ዓርቢ 21 ለካቲት ስምምዕ ክኽትሙ'ዮም። ኣብቲ ኣብ ዶብ ክልቲኤን ሃገራት ኣብ ዝ [...]
ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ምብጻሕ ኣካይዱ

ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: 21 February 2020 ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ጀነራል ኣደም መሓመድ ዝምራሕ ላዕዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ከምዘካየደ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ሓ [...]
“ 10% ካብ ህዝቢ ኤርትር ኣብ ስደት’ዩ ዝነብር “

“ 10% ካብ ህዝቢ ኤርትር ኣብ ስደት’ዩ ዝነብር “

Radio Erena: 20 February 2020 ኣብ ኤርትራ ብሰንኪ ዝቕጽል ዘሎ ናይ ግዜ ገደብ ዘይብሉ ግዱድ ዕስክርናን ሕሱም መነባብሮ ምልኪን፣ ስደተ ኤርትራውያን ግኑን ተርእዮ ምዃኑ ሁማን ራይስት ዎች ገሊጹ። እቲ ኣህ [...]
ልዕሊ 30 ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሃገራት ኣፍሪቃን ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣመሪካን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይዝትዩ

ልዕሊ 30 ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሃገራት ኣፍሪቃን ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣመሪካን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይዝትዩ

Radio Erena: 20 February 2020 ልዕሊ 30 ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሃገራት ኣፍሪቃን ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣመሪካን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘተ የካይዱ ኣለዉ። እቲ ኣብ ጉዳይ ሽበራን ጸጥታን ብምትኳር ካብ 18 [...]
ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ዘራእቲ ከቢድ ጉድኣት ዘውርድ ዘሎ ዕስለ ኣንበጣ ናብ ደቡብ ሱዳን ኣትዩ

ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ዘራእቲ ከቢድ ጉድኣት ዘውርድ ዘሎ ዕስለ ኣንበጣ ናብ ደቡብ ሱዳን ኣትዩ

Radio Erena: 20 February 2020 ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ዘራእቲ ከቢድ ጉድኣት ዘውርድ ዘሎ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ናብ ደቡብ ሱዳን ከምዘስፋሕፈሐ ሚኒስተሪ ሕርሻ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ [...]
1 176 177 178 179 180 265 1780 / 2647