Author: Admin

1 170 171 172 173 174 265 1720 / 2647
”ሕማም ኮሮና ንምምካት፣ ሆስፒታላት ሱዳን ሸለልትነት የርእያ ኣለዋ”፤ ሚኒስተር ጥዕና ሱዳን

”ሕማም ኮሮና ንምምካት፣ ሆስፒታላት ሱዳን ሸለልትነት የርእያ ኣለዋ”፤ ሚኒስተር ጥዕና ሱዳን

Radio Erena: 15 March 2020 ኣብ መላእ ዓለም እንዳስፋሕፈሐ ዝኸይድ ዘሎ ተላባዒ ሕማም ኮሮና ንምምካት፣ ሆስፒታላት ሱዳን ሸለልትነት የርእያ ከምዘለዋ ተገሊጹ። ሚኒስተር ጥዕና ሱዳን ኣክራም ዓሊ ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ተቐዪዶም ዝነበሩ ካናዳውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣብ ኢትዮጵያ ተቐዪዶም ዝነበሩ ካናዳውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

Radio Erena: 15 March 2020 ኣብ ኢትዮጵያ ተቐዪዶም ዝነበሩ ካናዳውያን ኣባላት ማሕበር ግብረ ሰናይ ናብ ሃገሮም ከምዝተመልሱ ካብ ካናዳ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። እቶም 13 ካናዳውያንን ኢትዮጵያውያንን ወለንተኛታት፣ [...]
ኣብ ጁባላንድ መንግስቲ ንምዕላው ዝተኻየደ ፈተነ ኢድ ፕረዚደንት ሶማል ኣለዎ ክብል ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ኣዛዚ’ታ ርእሰ ምምሕዳር ገሊጹ

ኣብ ጁባላንድ መንግስቲ ንምዕላው ዝተኻየደ ፈተነ ኢድ ፕረዚደንት ሶማል ኣለዎ ክብል ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ኣዛዚ’ታ ርእሰ ምምሕዳር ገሊጹ

Radio Erena: 15 March 2020 ኣብ ጁባላንድ መንግስቲ ንምዕላው ዝተኻየደ ፈተነ ኢድ ፕረዚደንት ሶማል ኣለዎ ክብል ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ኣዛዚ’ታ ርእሰ ምምሕዳር ገሊጹ። መጀር ማሓድ መሓመድ እስላም፣ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ [...]
ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብሓድሽ ማዕበል ወራር ዕስለ ኣንበጣ ክጥቃዕ ከምዝኽእል መጠንቀቕታ ቀሪቡ

ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብሓድሽ ማዕበል ወራር ዕስለ ኣንበጣ ክጥቃዕ ከምዝኽእል መጠንቀቕታ ቀሪቡ

Radio Erena: 13 March 2020 ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ሓድሽ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ክኽሰት ከምዝኽእል ውድብ መግብን ሕርሻን (FAO) ኣጠንቂቑ። ኤርትራ እትርከበን ሓሙሽተ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ነዚ ዝሓለፈ ሰለስተ [...]
ስዑዲ፣ ብሰንኪ ስግኣት ኮረና ቫይረስ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት መገሻታት ደው ኣቢላ

ስዑዲ፣ ብሰንኪ ስግኣት ኮረና ቫይረስ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት መገሻታት ደው ኣቢላ

Radio Erena: 12 March 2020 ስዑዲ ዓረብ፣ ብሰንኪ ስግኣት ኮረና ቫይረስ፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ኣስታት 50 ሃገራት፣ መገሻታት ደው ክብል ኣዊጃ። እታ ሃገር፣ ኣባላት ሕብረት ኤውሮጳ ናብ ዝርከብአን ሓያሎ [...]
ብምክትል ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን በጺሑ

ብምክትል ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን በጺሑ

Radio Erena: 12 March 2020 ብምክትል ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት፣ ጀነራል ብርሃኑ ጁላ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ወትሃደራዊ ልኡኽ፣ ብሓሙስ 12 [...]
ኢንዱስትሪ መሸጣ ኣጽዋር ቸክ ሪፖብሊክ፤ ኣብ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዕዳጋ ንምርካብ ዝዓለመ ዑደት ኣካይዱ

ኢንዱስትሪ መሸጣ ኣጽዋር ቸክ ሪፖብሊክ፤ ኣብ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዕዳጋ ንምርካብ ዝዓለመ ዑደት ኣካይዱ

Radio Erena: 12 March 2020 ኣብ ወትሃደራውን ጸጥታውን መዓላታት ዘገልግል ንዋት ዘፍርያ ኩባንያታት ቸክ ሪፖብሊክ ኣብ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዕዳጋ ንምርካብ ዝዓለመ ዑደት ኣካይደን። ብምክትል ሚኒስተር ምክልኻልን፣ ኢን [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ንናይ ሓድነት መንግስቲ ከየፍርስ ተሰጊኡ

ደቡብ ሱዳን፣ ዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ንናይ ሓድነት መንግስቲ ከየፍርስ ተሰጊኡ

Radio Erena: 12 March 2020 ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ፣ ኣብ መንጎ ክልተ ቀቢላታት ደቡብ ሱዳን ድሕሪ ዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ካብ ዝቐውም ወርሒ ንዘይገበረ ናይ ሓድነት መንግስቲ ከየፍርስ ሓያሎ ዲፕሎማሰኛታት ስግ [...]
ሜክሲኮ፣ ደቂንስትዮ፣ “መዓልቲ፣ ብዘይደቂንስትዮ” ዘኪረን

ሜክሲኮ፣ ደቂንስትዮ፣ “መዓልቲ፣ ብዘይደቂንስትዮ” ዘኪረን

Radio Erena: 12 March 2020 8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት፣ ብዝተፈላለየ ኣገባባት'ያ ተዘኪራ ውዒላ። ኣብ መብዛሕተን ሃገራት ዓለም፣ ደቂንስትዮ ኣብ ቅድሚ ሕጊ ማዕረ መሰል [...]
ኢጣልያ፣ ብሰንኪ ኮሮና ቫይረስ ሃገር ምልእቲ ተወሺባ

ኢጣልያ፣ ብሰንኪ ኮሮና ቫይረስ ሃገር ምልእቲ ተወሺባ

Radio Erena: 11 March 2020 መንግስቲ ኢጣልያ፣ ነቲ ስግኣቱ ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናዓበየ ዝምጽእ ዘሎ ምስፍሕፋሕ ኮሮናቪረስ ንምግታእ፣ ካብታ ሃገር ምውጻእ ይኹን ናብ ሃገር ንምእታው ንዘይተወሰነ ግዜ ደው ክብል ት [...]
1 170 171 172 173 174 265 1720 / 2647